ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት ንሰማዒኡ ዘገረመ ምንጩ ዘይተፈልጠ ናይ ዓሰርተ ዝኾና ማሕበራት ዘይሓላፍነታዊ መግለጺ ብትሪ...
Download (PDF, 245KB)
View Articleኣሕዋት ኤርትራውያን! (ካልኣይ ክፋል)
ኣሕዋት ኤርትራውያን! (ካልኣይ ክፋል) እዚ ጽሑፍ፡ ኣብዚ ብዘይካ ጠንቂ ናይዚ ሓዘን ዝኾኑ ውሑዳት ሰብ ገበንን ከምኡውን ከም እንስሳ ክምርሑን ክግርሑን ባህ ዝብሎም መጣቓዕትን እንተዘይኮይኑ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከቢድ ሓዘን ወዲቑሉ ኣብ ዘሎ እዋን ይጽሓፍ ብምህላዉ፡ ብመጀመርያ ነቶም ካብ ገሃነም ኣምሊጦምን ዓቐን...
View Articleሓበሬታን ጻውዒትን ንህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ። – 1ይ ክፋል
ሓበሬታን ጻውዒትን ንህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ። ንተባዕ ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ሓበሬታን ጻውዒትን ክንሰድድ ኮለና ሓበን ይስማዓና። ንዘይሕለል ሃገራውን ታሪኻውን ኣበርክትኡ ድማ፣ በዚ ኣጋጣሚ ደጊምና ከነመስግኖ ክብረት ይስምዓና። ጻውዒትን ሓበሬታን ንምስዳድ ዝተገደድናሉ ክልተ ዓበይቲ ዘሕዘነና ምኽንያታት ስለዘሎ’ዩ።...
View Articleወዲ ትካቦ: ኣብነታዊ ስጉምቲ
ወዲ ትካቦ: ኣብነታዊ ስጉምቲ ማሕሙድ ሳልሕ ኣብዘን ዝሓለፋ ናይ ሓዘን ሰሙናት፡ ስነ-ጥበብ ነቲ እተሰላስሎን እትመርሖን ሓሳብ ኣብ ምንጽብራቅ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ምግልሑን ምስማሩን ተርኡ ቀሊል ከምዘይኮነ ትራእዩ ‘ዩ። ገለ ስነ-ጥበባውያን ንምረትን ሕሰምን ህዝብና ክገልጹን ነቲ ምንጩ ኮይኑ ዘሎ ስርዓት ክውግዙ...
View Articleቓጭል ህልቀት መጸዋዕታ ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር ሰማዒ ረኺቡ ብጥርኑፍ ክንቃለስ ህዝባዊ ናዕቢ ይፍልፍል ኣሎ
ዎ ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽትን ወጻእን እንርከብ እታ ብኣሻሓት መስዋእትን ስንክልናን ዘምጻእናያ ኤርትራ ንዜጋታታ ኣብ ትሕቲ ራህዋን ቕሳነትን ዘራይ ኣያኹሉ ዝኸውን ቑዋም ሕጊ ሃሊና ብመሰረት ቁዋም ሕጊ ድማ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኾይኑ ዝሰርሕ ንድሩት ዓመታት ብህዝቢ ዝተመርጸ እርሓሰና ኢልና ቆጽሊ ዘቐመጥናሉ መርሒ...
View Articleባርያ እንተ ትህሉ!
እቲ ቅድሚ 16 ዓመት፡ ማለት ኣብ ዕለት 05/11/1997 ብሃንደበት ብሞት ዝተፈለየና ኮኾብ ድምጻዊ ነፍስሄር የማነ ገ/ሚካኤል (ባርያ) ህላወ ህዝቢ፡ ሃገር ከም ዝፈጥር እምበር ህላወ ሃገር ህዝቢ ክፈጥር ከምዘይክእል ብምእማን’ዩ “ቅድሚ ኹሉ፡ ሃገር ትሃሉ!” ብምባል፡ ብጉልባብ ሃገር፡ ህዝቢ ክደሃኽ፣ ህዝቢ ክስደድ፡...
View Articleጸብጻብ ናይ ሕዳር 9 ህዝባዊ መድረኽ ልዝብ ኣብ ኢንድያናፖሊስ
ብማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዝተዓደመ ብ 9 ሕዳር 2013 ዕዉት ህዝባዊ መድረኽ ህዝባዊ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ብዛዕባ ኤርትራውያን መንእሰያት ብኣሸሓት ዋሕዚ ስደትን ጅምላዊ መቕዘፍትን መሰረታዊ ጠንቅን ፍታሕን ንልዕሊ 4 ሰዓት ብዕምቆት ተዘትዩ። Download (PDF,...
View Articleዓባይና ክትሓዝን ትዕልሊ ኣደና! (ኣፍሪቃ ክትሓዝን ትዕልሊ ሃገርና!)
ኣንታ ደማሒ፥ (መላኺ) ብደውካ እንከለኻ ስለ *ዝበደንካ *ነዊሕ ዝገበረ ሬሳ ስለ ዝኾንካ *ኣጐበር ከዲንና ሓመድ ክንደብየካ *ጸሊም ጨርቂ መኽደን ቃሬዛ ኣንታ *ልበ-እብን መዘና ዘይብልካ *ጨካን ጽንዓት ከይትምነ ነታ ወላዲትካ ብኽቱር ጣቅዒት ህዝብኻ ንዒቕካ! በል፥ ንፋስ ክብትኖ ናይ...
View Articleኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ –ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም)
ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 7ይ ክፋል 16/11/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ...
View Articleጋዜጣዊ መግለጺ –ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓዲ ኢንግሊዝ!
ጋዜጣዊ መግለጺ – ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓዲ ኢንግሊዝ! ማሕበር ተጋደልቲ ዓዲ ኢንግሊዝ ንለውጢ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝፈለምዎ ዘተ ኩነታት – ሃገር ንምቕጻል፡ ትማሊ ሰንበት 17 ሕዳር 2013 ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ ኢንግሊዝ፡ ካብ በርሚንግሃም፡ ኖቲንግሃም፡ ሸፊልድ፡ ማንቸስተርን...
View Articleመገዲ ኣየርና!
መገዲ ኣየርና! ጀጋኑ ፓይለት *ኣልያጦናት ሰማይ *ሽላታት ህዝቦም ከይሃልቕ ብስእነት እኽለማይ ሓርነት ክነግስ ኣብቂዑ ምኹርማይ ይኣክል ኢሎሞም ንጉጅለ ጣልማይ! ምስቲ ውጹዕ ህዝቢ ስለ ዝወገኑ ዮሃና በሉለይ ንኹሎም ጀጋኑ *ሃንአ በሉዎም’ወ ነቶም ዝወሰኑ *ዮሃና ንመላኺ ስርዓት ስለ ዝጠንጠኑ! ኣየ’ዚ...
View Articleመቸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጦ NRW ጀርመን ።
ኣብዚ ሓጺር እዋን ኣብ ከሎን ( Köln) ንግዳያት ላምፓድዛ ኣብ ዝተኻየደ ጸሎተ ፍትሓት ካብቲ ሽዑ ተኣኪቡ ዝነበረ ህዝቢ ፣ ሓንቲ ሽማግለ ንህዝቢ ክትጥርንፍ ክትምረጽ ኣሎዋ ስለ ዝተባህለ ፣ ሽዑ ዝተመርጸት ሽማግለ ናይ መጀመርያ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ኣድራሻንሱ ቦታን ፣ ንኹሉ ጉድስ...
View Articleመቓብር ህሉዋት –ምዕራፍ 1፡ ምህናጽዶ ምፍራስ?
መብዚሕትና ኣብ ኣስመራ ናይ ቀረባ ቤተሰብ ነይሮምና’ዮም። እንተ ኾነ ነቶም ነስመራ ይፈሌጡዋ ተራ ኣባሊት ገዱፍናዮም ክንከይድ ሕሌናና ኣይተቐበልን። ሓዯ ብጻይ ናብ እንዲ ሓወቦኡ ግድን ክበጽሕ ስሇ ዜዯሇየ ግን መሬት ቅድሚ ምምሳዩ ኣሰኒየዮ ክብገስ ግድነት ኮይኑ። ኣብኡ ኣይዯንጐናን ሻሂ ድሕሪ ምስታይ ብኣጋኡ ናብ...
View Articleወዲ ቫካሮ!
ወዲ ቫካሮ! ኣንታ ዘይትሕለል ተወልደ ቫካሮ ሽግር ናይዚ ህዝቢ ዕምሩ ከተሕጽሮ ንውልቀ መላኺ ፈቲንካ ክትመኽሮ ኣይመስለንን ግና ዕቡይ ዝስቆሮ ንህዝብኻ ደኣ ኣብ ሓደ ጥመሮ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ኣብ ልቡ ክሓድሮ! እቲ ኣብ ኩሉ ዘሎ ስውር ዘይርአ ህዝቢ ከይጸንት ከንቱ እናጠፍአ ካብ ማእከል’ዚ ህዝቢ ሕሩይ ካብ ቀብአ...
View Articleመንግስትኣብ ኢሳቅ መን ኢዩ ነይሩ ? ጴጥሮስ ዮሃንስ ከ ? መመላእታ ንቐዳማይ ክፋል
ኤ ና ስ ኣ ምስ ዓመጹን ንመሪሕነት ህ.ግ.ሓ.ኤ ምእዛዝ ምስ ኣበዩን ኢሳያስ ኣፈወርቂ እቲ ጠንቁ ንምፍላጥ ግዜ ኣይወሰደሉን፡፡ እቲ ሽግር ክፍጠር ዝኸኣለ ኤ ና ስ ኣ ኣኻል ናይ ህ.ግ.ሓ.ኤ ስለዘይነበረን ነብሱ ኽኢሉ ነጻ ኮይኑ ዝንቀሳቐስ ማሕበር ብምንባሩ ዝተፈጥረ ጸገም ብምንባሩ ኢዩ፡፡ እዚ ስለዝተረድኦ ድማ...
View Articleመገረም ኔት!
መገረም ኔት! ኣንቱም ሰባት! እዛ መገረም ኔት (መስከረም ኔት) ዝብሉዋ መርበብ ሓበሬታ’ኮ ካብቲ ኣብታ ብመስዋእቲ ኣቦታትና፣ ኣደታትና፣ ኣሓትናን ኣሕዋትናን ዝተረኸበት ተባሃጊት ሃገርና፡ ብኣፍና ዓቢሱ ዝድህኸና ዘሎ ጉጅለ ሕሰም ንላዕሊ ከፊኣትና። ሎምስ ከኣ ነቶም እልበት (ሓሳረ መከራ) ህዝቢ ክጻወሩዎ ዘይከኣሉ፡...
View Articleንዝተሸመ ተኸተሎ።
ንዝተሸመ ተኸተሎ። 2ይ ክፋል 30-11-13። “ነገር ምርጫ ኮይኑ ሰብና ድማ “ሰይጣንዶ መልኣኽ ትመርጽ”? ተባሂሉ እንተዝሕተት ብዘተፈጥሮ መልኣኽ ምሓረየ እብ ል። እናሓንሳብ ግና ኣይኣዝዝ’ምበር ወዝቢ እንተኣጓኒፉስ ምርጫኹም ጭራሽ ካብ ክልተ ሰይጣውንቲ ጥራይ ሓዲኦም ምምራጽ ምስትሕተቱ...
View Articleኣብ መሰረታዊ-ለውጢ ዝተመርኮሰ ምትእኽኻብ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ሰናይ
ይዝከረኒ ብ2000 ዓ.ም. G13 ሓደ ደብዳቤ ናብ ኣቶ ኢሳያስ ኣብ ዝጻሓፈሉ ግዜ፡ “መሰረታዊ-ለውጢ ወይስ ጽገና” (Fundamental Or Cosmetic Change) ዝብል ሓደ ዓንቀጽ ብእንግሊዝኛ ጺሒፈ ነይረ። ኣብቲ ግዜ’ቲ ከማሓላልፎ ዝደለኹ መልእኽቲ፡ “ናብ ኣቶ ኢሳያስ ደብዳቤ ብምጽሓፍ ኣብ ኤርትራ መሰረታዊ-...
View Article