Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ኣቶ ኔልሰን ማንዴላ መዓስ’ዶ መይቶም እዮም ከም ማሸላ ዘንገዳ ብሱሮም ጠጢዖም እዮም!

1989 መድረኽ ታሪኽ ኣኺሉ፡ ንምዕራብን ምብራቕን ጀርመን መቒሉ ዝነበረ መንደቕ ኣብ ዝፈረሰሉን ዝተኸፍተሉን፡ ተፈላልዮም ዝነበሩ ኣሕዋት ህዝቢ ጀርመን ክተሓቛቐፉ ተራእየ። ምንጪ ናይ ምክፍፋሎም ኣብ ቤት ትምህርቲ ንመሃሮ ስለ ዝነበርና፡ ንኽሕወሱ ተስፋ ዝነበሮም መማህራን ወይ ተምሃሮ ውን ኣይነበሩን እንተበልኩ ሓሶት...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ንዝተሸመ ተኸተሎ – 3ይ ክፋል

ንዝተሸመ ተኸተሎ።  3ይ ክፋል፡                                    07-12-13፡ ካበየናይ ዓለም ከኒፉ ዝመጸ ብጹእ ሓይሊ ድኣሉ ንሃገርና ከድሕና? መልስኹም “ ካባና “ እንተኾይኑ፡ እሞ መን ኢዮም ድኣ’ቶም ናይ ለውጢ ሓይልታት? ነበረ መዛዘሚ 2ይ ክፋል። መቸም እዝን ከምኡን ዝኣመሰለ ጽሑፋተይ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ምዕራፍ 2፡ ግምሩክ ባጽዕ

ኣብ ፖለቲካ ወትሩ ምስቲ ጭፍራ ክትጐዪ ኣለካ። ምኽንያቱ፡ ጐተት ክትብል ኣብ እትርኣየሉ እዋን፡ ኣባላት’ቲ ጭፍራ ከም ዝተዳኸምካ ፈሊጦም ከም ተዅላ ክሰሃሉኻ’ዮም።                                                                                        ሪቻርድ  ኤ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን: ውልቃዊ ትዕዝብቲ –ታደሰ ኪዳነ –በርሚንግሃም (መበል 13 ክፋል)

  ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 13 ክፋል         08/12/2013  ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ።...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ናብ ፈነወ መርበብ ኣሰና።

ናብ ፈነወ መርበብ ኣሰና።                       08-12-13። መጀመርታ ኣብ ድሮን ጽባሕን 2013-2014 ከምዘለና መጠን፡ ፈጣሪና መጻኢት ርሑስቲ ሓድስ ዓመት ክገብረልና ዘለኒ ምንዮት ወሰን የብሉን። ግዜ ኩሉ እንድዩ ሓደ እዋን ድማ ብኣካል ንራኸብ ንኸውን’። ንነገሩ ክንደየናይ ግዜ ከይህልወካ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ዕድመ ንህዝባዊ ኣኼባ –ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ጨንፈር ዓዲንግሊዝ።

ብመሰረት ጠለብ ህዝቢ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ጨንፈር ዓዲንግሊዝ ንኽፉት ህዝባዊ ኣኼባ ይጽውዕ፡፡ ከም ዝፍለጥ ብዕለት 24 ሕዳር 2013 ብምክትል ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባደለ ኣቶ የውሃንስ ኣስመላሽ ዝተጸውዐ ኣኼባ፡ ብተኻፋልነት ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲንግሊዝ ዝመጹ...

View Article

ኣየናይ ጀነራል!?

እዚ ኣቐዲሞም ዝተፈላለዩ ሓርበኛታት ማለት፡ ሓርበኛ ተስፋይ ተምነዎ፣ ሓርበኛ የማነ ተ/ገርግሽ፣ ወዘተ. ሕጂ ድማ ሓርበኛን ውፉይን ተወልደ ተ/ማርያም (ወዲ ቫካሮ) ከምኡውን ሓው ብርሃነ ኣፍሮ ወዘተ. ኩላቶም ብዛዕባ’ዚ ጀነራል መላኺ፡ ስብሓት ኤፍሬም ዝሃቡዎ መግለጺ፡ ኩሉ ሓደ’ዩ። ስርሑ ሻጒራይ (መበጻጽሒ ወረ)...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ድምጺ መድረኽ ዘተ!

ብዛዕባ’ዛ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብሃንደበት፡ ኣብታ ኣብ ኤርትራ ሃገርና፡ እንስሳዊ መንግስቲ ተኣልዩ፡ ህዝባዊ መንግስቲ ንኽትከል፡ ኣስልን ቋንቋን፣ ወገንን ቀቢላን፣ ሃይማኖትን ጾታን ወዘተ. ከይፈለየት፡ ንኹሉ ብሓባርን ብማዕረን እተአንግድ መርበብና፡ መርበብ ሓበሬታ ኤርትራውያን፡ ኣሰና ፋውንደሽን ቅልቅል ካብ እትብል...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ንዝተሸመ ተኸተሎ። 4ይ ክፋል።

ንዝተሸመ ተኸተሎ።   4ይ ክፋል።                                09-12-13 ግዜ ኩሉ ነገር ኢዩ። ግዜ ይሽይም የማዕርግ፡ ግዜ የውርድ ይሓርድ ይጎምድ። ብግዜ ይፍጠር ይዕንደር፡ ኣብ ግዜ ይኹምተር ይሕረር። ግዜን ቦታን እቶም ፈጠርትን ቀየርትን ነገር ኢዮም። ቀዳሞት ለባማትና ንግዜ መዲሮሙሉ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ!

ዋንጫዶ ኣታ ዓቲራ ጋንታ ኣፈወርቂ ደሃያ እስከ ሃቢ ክንቲት ድምጺ ሓቂ ርግጽ ተዓዊታ ጋንታ ኣፈወርቂ ራህዋ ከተተንፍስ ካብ መከራ ጭንቂ *ተኣንጊባ ኢሎማ ናይ ሓርነት ዕጥቂ!      *ተሰኪማ፡ ተዓጢቓ   ኣንቲ ድምጺ ሓቂ እንታይ ደኣ ትም ኢልኪ ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ ደሃዮምዶ ኣሎኪ? ‘ፎእ!’ ከም ዝበሉዎ ንምሕደራ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ዳስ ሓውያ (ሞይታ)

ዳስ ሓውያ (ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓ ቀዳማይ ክፋል ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ክኣ ኣብ ከበሳ፡ ሓደ ዳስ ሓውያ ዝብል ቢሂል ኣሎ። ብዙሓት ደቂ’ቲ እዚ ዳስሓውያ ዘበለ ዛንታ ዝተሰርሕሉ ከባቢ ከም ኣብነት ዘግልገልሉ ኣዘራርባ’ውን እዩ። ብተወሳኺ እዚ ከም ምድጋም ቃል ወይድማ ከም ምስላ ዓይነት ጥራይ ዝግለጽ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ምዕራፍ 2፡ ግምሩክ ባጽዕ

ምዕራፍ 2፡ ግምሩክ ባጽዕ               ኣብ ፖለቲካ ወትሩ ምስቲ ጭፍራ ክትጐዪ ኣለካ። ምኽንያቱ፡ ጐተት ክትብል ኣብ እትርኣየሉ እዋን፡ ኣባላት’ቲ ጭፍራ ከም ዝተዳኸምካ ፈሊጦም ከም ተዅላ ክሰሃሉኻ’ዮም።                                                  ሪቻርድ  ኤ  ባትለር...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ዳግም ክስንክል’የ!

ነቲ ብዕለት 30/11/2013 ዝተባዕለ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን፡ ጉጅለ ጓይላን ደገፍቱንውን ብከበሮን ዳንኬራን ከም ዘብዓሉዎ ብኣዒንተይ ተዓዚበ ኣለኹ። ጉጅለ ሕሰም ግን ቕድሚ ጓይላ ምግባሩ፡ ጀጋኑ ስንኩላን ኤርትራ ንምንታይ ኣካሎም ጎዲሉ? ንዚብል ሕቶ ክምልስ ነይሩዎ። ነዛ ሕጂ ህዝባ ብሕሱም ምሕደራ ምልኪ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን፡ ሓደ ካብቶም ኤርተራና ዝኸሰረቶም ጀጋኑና

ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን፡ ሓደ ካብቶም ኤርተራና ዝኸሰረቶም ጀጋኑና (ሰመረ ፍስሃየ ካብ ፈረንሳ) አብ ጉዕዞ ብረታዊ ቃልሰይ፡ ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገንን ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለን  ካብቶም ብቖራጽነቶምን ብናይ ሃገሮምን ህዝቦምን ፍቕሪ ዝተሰነየ ጀብሃዊ እምነቶም ዘደንቑኒ ዝነበሩ ውሑዳት...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን –ውልቃዊ ትዕዝብቲ –ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም) –መበል 15 ክፋል

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 15 ክፋል         15/12/2013   ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ብድሆ ንጌዴዎን ኣባይ ኣብ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት።

ብድሆ ንጌዴዎን ኣባይ ኣብ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት። ጌደዎን ኣባይ ኣብቲ ብህግደፍ ዝተውደበ ኣኼባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ወካሊ ሃይማኖታት ኤርትራ ኮይኑ እዩ ክምድር ውዒሉ። ካብቲ ብዙሕ ናይ ሃለውለው መደረታቱ፣ ኤርትራዊ መንነት ብሃይማኖት ኣመልኪቱ “ካብ ምስ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሓውካ ምስ ኣብ ኣፍጋኒስታን ኣብ ሽወደን...

View Article

New CD ”ስቕታኻ ግዜ ”– by Mhretab Michael

View Article


ኣውሊዕ ተናዲ ኣላ!

ኣውሊዕ ተናዲ ኣላ! ተስፋ ኣሎና ኣባኻ ኣንታ መድሕን ህዝቢ ኪትቕንጥጦ ኢኻ ናይ ጥፍኣትና ሰርቢ ፍትሕን ደሞክራስን ተሓንጊጣ ርግቢ ኣውሊዕ ተናዲ ኣላ ዝኾና መዕለቢ! ገዛኢ ድያብሎስ ኣመና ጨኪኑ ንህዝብን ሃገርን ከዐኑ ሓሊኑ እናተጓዓዘ ብመደብ ወጢኑ ኣብ ሃገር ሰማእታት ዓዲ ናይ ጀጋኑ መዕለብ ርግቢድዩ ኣታ ገረብ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ዳስ ሓውያ(ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓ – (2ይ ክፋል)

ዳስ ሓውያ(ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓ 2ይ ክፋል ኑራ ሑሴን ድሕሪ ቀዳመይቲ ጽሕፍቲ ምውጻኣ፡ ብርክት ዝበለን ዝተፈላለዩን ርኡይቶታት ካብ ኣንበብቲ መጺኡኒ፡ ቀዲመ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ሓበሬታታት’ውን ክረክብ ኪኢለ ብጣዕሚ የመስግን። እቲ ታሪኽ ብመልክዕ ዛንታ ካብ ወሎዶታት ናብ ወሎዶታት ክሰጋገር ከሎ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ሃለው ባሕሪ

ሃለው ባሕሪ   (ኣብ ሓቀኛ ተዘክሮታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ልብወለዳዊት) (1ይ ክፋል) ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ካብ ናቕፋ ዝተበገሰት ቶዮታ ፒክ-ኣፕ ክትቅብቅበና ሓዲራ ኣብ ምውግሑ ጃኒ ኣተና። ኣድካሚ ‘ኳ እንተነበረ ካብ ካልእ ጉዕዞታት ብዙሕ ዝፈልዮ ኣይነበረን። ብጻብራ ገይርና ንጎላጉል ኣዶብሓ ንየማን...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live