ብማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዝተዓደመ ብ 9 ሕዳር 2013 ዕዉት ህዝባዊ መድረኽ ህዝባዊ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ብዛዕባ ኤርትራውያን መንእሰያት ብኣሸሓት ዋሕዚ ስደትን ጅምላዊ መቕዘፍትን መሰረታዊ ጠንቅን ፍታሕን ንልዕሊ 4 ሰዓት ብዕምቆት ተዘትዩ።
↧