መብዚሕትና ኣብ ኣስመራ ናይ ቀረባ ቤተሰብ ነይሮምና’ዮም። እንተ ኾነ ነቶም ነስመራ ይፈሌጡዋ ተራ ኣባሊት ገዱፍናዮም ክንከይድ ሕሌናና ኣይተቐበልን። ሓዯ ብጻይ ናብ እንዲ ሓወቦኡ ግድን ክበጽሕ ስሇ ዜዯሇየ ግን መሬት ቅድሚ ምምሳዩ ኣሰኒየዮ ክብገስ ግድነት ኮይኑ። ኣብኡ ኣይዯንጐናን ሻሂ ድሕሪ ምስታይ ብኣጋኡ ናብ መናሃርያ ተመሇስና። ስንቅና ተማሉእና ስሇ ዜነበርና ድራር ድሕሪ ምብሊዕ፡ ሔው! እናበሌና ኣብቲ መረባዕ ይነበሮ ሂሊ ገዚውቲ ዯቂስና ሓዯርና። ብዅለ መዲይ እታ ሇይቲ ሌዕሉ ንቡር ዜነውሐት ኮይና ተሰሚዒትና።
↧