Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ብዛዕባ መግለጺ ተጋዳላይ ተስፋይ ተመንዎ፡

ክቡር ገዲም ተጋዳልይ ተስፋይ ተመንዎ፡ ንዝሃቦ መግለጺኡ፡ ብመጀመርያ ንተስፋይ ተመንዎ ብሂወቱ ጸኒሑ ዝሓልፈ ጸሊም ታሪኽ ጉዕዞ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክገልጽ ምብቃዑ ከመስግኖ ይፈቱ። ካብ 1970 ብምፍላይ ናይ ሰልፊ ነጻነት ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትረ፡ ምሕዋስ ናብ ህዝባዊ ሓይልታትን፡ ቀጺሉ ናብ ህዝባዊ ግንባርን...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ኩሉ ትፈልጦ ካብ ምዝራብ፤ ትዛረቦ ምፍላጥ እምረጽ፤ እብሉ ለባማት፤

ናይ ታሪኽ ተምራመርቲ፤ ታሪኽ ክስነድ ወይ ክጸሓፍ ከሎ ንጸሓፊኡ እመስል እብሉዎ፤ እቲ ምንታይ’ሲ ተረኽቲ ንፍጻሜታት ብኣካል ተኻፈልቲ ኮይኖም ነቲ ዝተዓዘብዎ ብድሩት ተረድኦታቶም እገልጽዎ፤ ገሊኡ ድማ ንነገራት ናይ ምዝማድ ዓቕሚ ስለ ዘሎዎም ባዕላውን ውድዓውን ኩነታት ኣዛሚዶም እስንድዎ. ፤ ወይ ድማ ኮነ ኢልካ ታሪኽ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ዱልዱል ሰረት ቃልሲ ብሓልዮት

ከም ደለይቲ ጽቡቕን ሰናይን ፣ ዘለናዮ ኩነታት ቃልስናን  ኣከያይዳና ብምስትውዓል ብናተይ ኣተሓሳስባ አቲ ሓቀኛ ሰረት ቃልስና ኣይጀመርናዮን ኣለና በሃሊየ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ኣነ ነጻ ኮይነ ንካልኦት ሙኹናን ዘይኮነንስ ኣካል ናቱ ሙኻነይ ከትምብሃልኩም እደሊ። ኣብ ከውሒ ዝተሰረተ ገዛ ንምህናጽ መሰረታዊ ለውጢ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ትብጻሕ ናብ ክቡራት ሓለፍትን ኣባላትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ባይቶ (ኤሃባደለ)

ብዛዕባ፡ ዝመጽእ ባይቶ፤ ባይቶ ኩላትና ምእንቲ ክኸውን ብመጀመርያ ንኩሉኹም ኣባላት ባይቶን መራሕትን ናይ ኣኽብሮትን ሕውነታውን ሰላምታይ አቕርብ ። ደጊመ ከኣ በቲ በብዓቕምኹም ንህዝብኹም ክትብሉ እትገብርዎ ዘሎኹም ስራሕን ተወፋይነትን ናይ ልቢ ምስጋናይ ይብጻሕኩም። ነዛ ሓጻር መልእኽቲ ከስፍር ዝደረኸኒ እቲ ብብጾትና...

View Article

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝፈለምናዮምን ውጺእቶምን ምርኣይን ምምዛንን ሓጋዚ እዩ።

ሕጻን ይውለድ፡ ብናይ ሓገዝ ወለዱ ብጽቡቅ ቶኾስኩሱ ዪዓቢ፡ እቲ ሰናይ ድሌት ወለዲ ሰናይ ግብሮምን ሓልዮቶምን ምስ ዝህልዎ ጥራሕ እዩ … ወዶም ሰብ ዝበጽሖ ክበጽሕ እንተ ነፊዑ …ኣብ ዓለም መርኣያ ኣብነት ኮይኑ ዘይሃስስ ታሪኽ ዝገብር። Download (PDF, 78KB)

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

እስከ ሓቢርና ንሕሰብ ፍታሕ ንኽንረክብ

ክሳብ 2006 ከባቢ እቲ ብተቓወምቲ ዝካየድ ዝነበረ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ኣዝዩ ድልዱልን ንመንግስቲ ዘስግእነ ኔሩ እንተኾነ እናተዳኸመ ከደ። ኣብ 2006-2007 ግን መራሕቲ ተቓውሞ ነቲ ሰራዊቶም ኪዱ በሉ ስራሕ ድለዩ ክንደልየኩም ከለና ክንጽውዓኩም ኢና ኢሎም ኣፋንዮሞም። ስለምንታይ?...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

እንታይ እዩ ተራ መንእሰይ ኣብዚ ሕጹጽ እዋን ?

ብመጀመርያ  ንኩሎም ደላይቲ  ለውጥን  ፍትሕን  ሰላምታይ  ይብጻሕኩም፡ ቀጺለ ኣኣብ ዘሎኹሞ ናይ ቓልሲ ባይታ ድማ ዓወት እንዳተመነኽልኩም  መገዲ ፍትሒ ሒዝኩም  ክብረትኩምን ክብረት ህዝብኩምን ንምምላስ ዝትበገሰኩም ኣገናዕ እብለኩም፤ ካብዚ ቀጽለ ድማ መዘኻኸሪ  ርእይቶ ወይ ሓሳባት ምሃብ ነቶም ካብ ቓልሲ ርሒቖም...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ሎምስ እኮ ክስታት ጠገለ ሲኢኑ!!

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዛዕባ’ዚ ንእሽቶ ጽሑፍ ኣቕሪበ ነይረ። ከም መእተዊ ዝብልክዎ ከኣ፤ ኣብ መራኸቢ ማዕከናት (ወብሳይታት) እንታይ ኣሎ ኢልካ ሃሰስ ኣብትብለሉ ግዜ ገለ ገለ ዘይወሓጠልካ ትንታነታት ትርኢ’ሞ ፡ ንምብዛሕትኡ ኣምቢብካ ትሓልፎ፡ ኣብ ሓደ ሓደ ከኣ እስኪ ኣብዚኣስ ገለ ቍሩብ ዕረፍተ ነገር ርኢቶይ ክህበላ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ኣብ ፖለቲካ ሓቂ ውጸኢት ናይ ሓይሊ ኢዩ ፡ ምስሉይነት ግን ውጽኢት ናይ ድኽመት ምልክት !!!

ኣገዳሲ መግለጺ ኣብ ፖለቲካ ሓቂ ውጸኢት ናይ ሓይሊ ኢዩ ፡ ምስሉይነት ግን ውጽኢት ናይ ድኽመት ምልክት  !!! ውድብና ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ካብቲ ብረታዊ ዕጥቂ ኣልዒሉ ኣብቲ ዝካየድ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ እጃሙ ንኸበርክት ካብ ዝተበገሰሉ እዋን ጀሚሩ ብውሽጥን ብደገን ከጋጥምዎ ዝጸንሑ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ውጉዛት ጳጳሳትን ካህናት ሽሞኛታት ናይ ፖሊቲካን ንቅዱሳን ካህናት ምስ መእመናን ክውግዙ ክንርኢ ዊዒልና ኣብ ከተማ ኦታዋ፡...

 ውጉዛት ጳጳሳትን ካህናት  ሽሞኛታት ናይ ፖሊቲካን ንቅዱሳን ካህናት ምስ መእመናን ክውግዙ ክንርኢ ዊዒልና ኣብ ከተማ ኦታዋ፡ ካናዳ August 10, 2013 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ፡ ገለ ካብ ታቦት ዮሃንስ መጥምቅ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ተፈንጭሎም ዝወጹ ጉጂለ፡ ብስም ቅዱስ ጴጥሮስ ኢሎም ነብሶም ዘጠመቁ፡...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

መአረምታ ኣብ መልሲታት መሪሕነት ባይቶ

aseye.assenna@googlemail.com ናብ ኣቶ ኣማኑአል ኢያሱ፡ ንጉዳይ ናይ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዶክተር ዩሱፍ ብርሃኑ፡ ብመሪሕነት ባይቶ ካብ ሓላፍነቱ ምውራዱ ዝተዋህበ ውሳነ ኣመልኪትካ፡ ምስ ኣቦ መንበር ባይቶ ኣቶ ጸጋይ ዮውሃንስን፡ ምክትል ኣደ መንበር ወ/ሮ ፍረወይኒ ሃብተማሪያምን ኣብ...

View Article

መግለጺ ስምረት መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ኣብ ርክብ ቦለኛ

Download (PDF, 248KB)

View Article

ዓለቕ፥

ዓለቕ፥ ዝኸበርካ ሓርበኛን ህቡብ ጋዜጠኛን ኣማኑኤል እያሱ፡ ብመጀመርያ ካብ ኩሉ ሕማማት ናጻ ዚኾነ ኣብነታዊ ኤርትራዊ ዜጋ ብምዃንካ እንቋዕ ኣሓጐሰካ’የ ክብለካ ዝደሊ። ከምቲ ኣብ ስሳታት ኣብ ኣዳል ብሓንቲ ጥይት ዝጀመረ ቃልሲ ንናጽነት ህዝቢ ኤርትራ፡ ሕጂውን ቃልሲ ንሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ለንደን 2013 ብሓደ...

View Article


ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ኤርትራ ዘሎ ቃል ኪዳን ብፍትሕ እምበር ብዕርቂ ዝፍታሕ ኣይኮነን!!

ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ 20 ዓመታት ብገርህነቱ ተታሊሉ ምስቲ ሓራ ከውጽኣካ ኢሉ ዝወጸ ናይ ተጋዳላይ ሽም ሒዙ ዝመጸ መሪሕነት ውድብ ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍ ቃል ኪዳን ኣሲሩ፡ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ፍቕርን ሓልዮትን ዘለዎ ናብራ ከሕልፍ ትጽቢቱ ኔሩ፡ ፤ እንተኾነ ግን ብሰንኪ ለውሃቱን ሕያውነቱን ግዳይ ሕሰምን...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ኣነዶ ከይሕዛ ነዊት፡ ንስኺዶ ከይትበልዒ ሰዊት፡………. ካልኣይ ክፋል።

ኣነዶ ከይሕዛ ነዊት፡ ንስኺዶ ከይትበልዒ ሰዊት፡……….  ካልኣይ ክፋል።     16-09-13፡ እዛ እዋን‘ኮ ግዜ ቅልውላው ኢያ። እሞ ዝተሓብአን ዝሕባእን ነገር ብዘይምህላዉ ዝበዝሐ ሰብ ነታ ናይ ‘ ኮነ ‘ ደቒቕ ጥ ራይ ኢዩ ዝጽበ ዘሎ። ኣብዛ ናይ ፈነወ እዋን እምባአር ጋዜጠኛታትና ድማ ነቲ ተዳልዩ ዝተዋህቦም ጽሑፍ...

View Article


”ወሓጥዮ እንተበሌኩዋስ ትጎስሞ” ከምዜብሃሌ ፈሊሊዪ ስሌቲ ተኽሇ መንጉስቱን (ወዱ መንጉስቱ) ፡ ህግዯፍ ኣብ ስቶክሆሌምን...

ኣብ ዜሓሇፈ ሰሙናት ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ስርዓት ህግዯፍ ኣብ ስቶክሆሌም – ስካንዱናቪያ ዗ርእስቱ ጽሑፍ ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ጽሒፍና ኔርና። ልሚ ድማ ኩነታት ህግዯፍን ወዱ መንጉስቱን ኣብ ስቶክሆሌም ክንሕብረ ኢና፡፡ እቲ ዯሊይ ሰሊም፡ ፍትሒ፡ ርግኣት፡ ዯሞክራሲ፡ ጥዑይ ምሕዯራ ኣብ ሃገርና ዜምነ ህዜብና እንዲ ዓበየ ዜኸይድ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ሓቀኛ ሓርነታዊ ቃልሲ መንእሰያት ኤርትራ ክንዮ ጭርሖ ዝጠመተ ድዩ? እንተ ኮይኑ’ኸ ኣበይን ከመይን?

ሓቀኛ ሓርነታዊ ቃልሲ መንእሰያት ኤርትራ ክንዮ ጭርሖ ዝጠመተ ድዩ? እንተ ኮይኑ’ኸ ኣበይን ከመይን? ኣብ ዝሓለፈ 23 ዓመታት ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ እቶም ዝኣመኖም ደቁ ገስረጥ ምሕደራ ተሰካሚ ኣደራዕ ኮይኑ ብኤኮኖሚያውን ፖለቲካውን ማሕበራውን መዳያት መልቢሱ ኣብ ኣፍ ሞት ይርከብ ኣሎ፡ ፤ስርዓት ህግደፍን መራሒኡን...

View Article


መዘከርታ ንኣቶ ገብረመድሂን ብስራት፤

መዘከርታ  ንኣቶ ገብረመድሂን ብስራት፤ ሞት እንተ,ሎማስ ክንደይከ ምድፋራ ንጉስ ኣይትምሕር ሽመቱ ዘኪራ ጳጳስ ኣይትገድፍ  መዓርጉ ኣኽቢራ ሊቃውንቲ ኣይትብል ፍጡር ኣየሕፍራ ሰላሕ,ላ ትኣቱ ዕርዲ ሰባቢራ ሓያልን ድኹምን መልግባ ፍሒራ ብማዕረ ትወስደካ ብሽለን ጠሚራ ለከ! ሞት ኢሎማስ ዘይትርስዕ ግብራ። ሓሊፍኩም...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ- 2ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

  ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ 2ይንናይ መወዳእታን ክፋል ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም   ኣብቲ ናይ ትማሊ ጽሑፈይ፣ ጽማቝ ሕግታት ኮሚሽን ስደተኛታት ው. ሕ. ሃገራትን ()፣ ኣብቲ ኣኼባ ብመልክዕ ጭርሖ ዝቐረበ’ሞ፣ ኣብ ተንቀሳቓሲ ፊልም () ዝተቐርጸ፣ ጥርዓናትን ኣቕሪብ ነይረ።...

View Article

ብመጀመርያ እንቋዕ ናብ ንፋስ ሓርነት ኣብቀዓካ

ቀጺለ ምስ ረዲዮ ኣሰና ዝገበርካዮ ኣፈናዊ ቃለ~መጠይቅ ተኸታቲለዮ።ዝተሰመዓኒ ባህታ መግለጺ ኣይረኸብኩሉን።ንነዊሕ እዋን ከሳቂየካ ዝጸንሐ ሃለዋት ህዝብና ብፍላይ ኣብ ሓድነቱን ምሕደራኡን ሎሚ ሃህ ኢልካ ክትዛረበሉ ምብቃዓካ ልዋም ለይቲ ከም ትድቅስ ርግጸኛ አየ።እቲ ኩላትና ዝሓለፍናዮ ኣደንዛዚ ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ሎሚ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live