ኣብዚ ሓጺር እዋን ኣብ ከሎን ( Köln) ንግዳያት ላምፓድዛ ኣብ ዝተኻየደ ጸሎተ ፍትሓት ካብቲ ሽዑ ተኣኪቡ ዝነበረ ህዝቢ ፣ ሓንቲ ሽማግለ ንህዝቢ ክትጥርንፍ ክትምረጽ ኣሎዋ ስለ ዝተባህለ ፣ ሽዑ ዝተመርጸት ሽማግለ ናይ መጀመርያ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ኣድራሻንሱ ቦታን ፣ ንኹሉ ጉድስ ኤርትራዊ ብኽብሪ ትዕድም ኣለ። … more
↧