ቃልስና ኣንጻር መሰረታዊ ኣተሓሳስባ ህግደፍ’ዩ!!
መሰረታዊ ኣተሓሳስባ ህግደፍ ኣንጻር ናይ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ኣተሓሳስባ ብምዃኑ ዝሓለፈ23 ዓመታት ጥራሕ ዘይኮነ ሕሉፍ ታሪኽ ገድልና ምልስ ኢልና ክንግምግሞንእቲ ሓቀኛ ትርጉሙን ዕላምኡን ክስነድን እዚ ዘሎ ወለዶ ብኽብሪ ክዕቅቦን ይግባእ፡ጉጅለ ህግደፍ ንታሪኽ ገድልና ዘይትርጉሙ ሂቦም ዘይሕብሩ ቀቢኦም ስኑዕ ታሪኽ...
View Articleትብጻሕ ናብ ኣሰናዳእቲ መደብ ራድዮ ኤረና
እዚ ዓለቕ’ዚ (ርእይቶ’ዚ) ኣቐዲመ ብዕለት 20\10/2013 ናብ ራድዮ ኤረና ልኢኸዮ ኔረ’የ። ከም ዝበጽሖም ስለ ዘየረጋገጽኩ ድማ ድሕሪኡ ደጊመ ልኢኸዮ ኔረ። እንተኾነ ገና ክሳዕ ሕጂ ከም ዝበጽሖም ስለ ዘይፈለጥኩ፡ ሎሚውን ነዚ ሓድሽ መደባቶም ኣካቲተ ብመገዲ ኣሰና ኣቢለ እልከሎም ኣለኹ። ኣብዚ ‘ስለምንታይ እዚ...
View Articleፍንጫሕ መሰንገለይ፡ 2ይ ክፋል፡
ፍንጫሕ መሰንገለይ፡ 2ይ ክፋል፡ 08-03-14፡ “ኣብ ድሮ ዝኽሪ በዓል ደቂ-ኣንስትዮ እዝን መሰሉን ምጽሓፍን ምዝራብንሲ ምስምንታይ ይቑጸር”? ዝብል ብድሆዶ መጺእኒ ሓቀይ? አእ፡ ዝነደየ ድኣ’ሞ እንታይከ ዘይሓስብን ዘይብልን? ካባይ ካብ ቃና ስዑራት የድሕንኩም ከሲረ...
View Articleትብጻሕ ናብ ኣሰናዳእቲ መደብ ራድዮ ኤረና (2)
ትብጻሕ ናብ ኣሰናዳእቲ መደብ ራድዮ ኤረና (2) ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ፡ ገለ ሰባት ኣብ መንጎ ደለይቲ ፍትሒ ሓዊ ንምእጓድን ነቲ ደለይቲ ፍትሒ ክንሃንጾ እንደሊ ዘለና ነቐፌታን ርእይቶን ናይ ምጽዋር ባህሊ ንምኹላፍን ኢሎም፡ ንዓለቐይ ኣብ መደባት ራድዮ ኤረና ድሕሪ ምርኣዮም፡ ድሕሪ ምንባቦም’ኳ ክብል...
View Articleዳግመ- ርኽክብን ናይ`ቲ እዋን ነጸብረቕታን።
ዳግመ- ርኽክብን ናይ`ቲ እዋን ነጸብረቕታን። “ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፤ ንናጽነት ተቓለስቲ ናይ ዝነበሩ ዳግመ -ርኽክብን ናይ`ቲ እዋን ነጸብረቕታን“ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ንመበል ሳልሳይ ዓመት ኣብ ከተማ ኣትላንታ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ንዝቃናዕ ዳግመ-ርኽክብ፡ ዘብርህ፡ ዝሕብርን ዘረድእን ድሕረ-ባይታን፡...
View Articleኣብ በዓል 8 መጋቢት ብኑርያ ሑሴን ኣባል ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስዊ ለወጥን ጉዳያት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዞባ ኣውረጳ...
እዚ ሎሚ ኣብዚ ተኣኪብናሉ ዘሎና ማዓልቲ (8 መጋቢት)፡ እቲ እምቢ ንዓመጽ፡ ዘበት ንተምበርካኽነት ብምባል፡ ብዓለም ደረጃ ነጋሪት ዝተሃረምሉ፡ቃልሲ ንጸረ ኩልንትናዊ ወጽዓ፡ ዝተወሰነሉ ማዓልቲ፡ ሓቢርና ክንዝክሮን ከነኽብሮን ምኽኣልና፡ እንካዕ ናብዚ ኣብቅዓና ይብል። ኣብዚ ማዓልቲ’ዚ ዝተተለመ ፍትሓዊ ቃልሲ ደቂ...
View Articleተስፋና’በር………
ተስፋና’በር……… ብ.ኣበባ ኣብርሃ (ቶሮንቶ ካናዳ) 20/03/2014 ተስፋና’በር ደሚቑ ተወሊዑ ቃልሲ ደቂኣንስትዮ ኣብ ዓለም ኣጒላዕሊዑ ሓይሉ ፣ወሲኹ፣ መሊሹ ተርኒዑ ተላዒልና’ሎና ሃየ ተበገሱ ንዑ፡ ቃልስና’በር ተወንጪፉ ብናህሪ መንእሰይና ይብል ኣሎ ንመክት ኣብ ግብሪ ኣይረሳዕናን ይብል ኣሎ ሰራዊት ሕድሪ ኣጆኺ፣...
View Articleዘሐጉስ ዜና ንደለይቲ ለውጢ።
ዘሐጉስ ዜና ንደለይቲ ለውጢ። 19-03-14፡ ንህግደፍ ትትክእ ሓዳስ ሳልሰይቲ ሕብእቲ ሰልፊ ተመስሪታ! መቸም ብምኽንያት ዘይወግዓውነቱ ንዝኾነ ሓቀኛ ዛንታ ብልቢ-ወለድ፡ንዝኾነ ክበሃል ዝተደልየ ነገር ብመልክዕ ቤላቤሎ እ ናተመሰለ፡ ረቀቕቲ ኣካወንቱ ድማ ክሳብሕጂ ብባዶ ሰለስተ...
View Articleልሳን ህግደፍ!
ልሳን ህግደፍ! ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን፡ ብዛዕባ’ዚ ንምንታይ ከም ዝተጋደለ ረሲዑ፡ ነቲ ራእን ሕልምን ጀጋኑ ስውኣትና ብምርጋጽ፡ ቃል ስውኣትና ጠሊሙ፡ ብሕሰምን መከራን ህዝብና ዘጽንት ዘሎ ገበል፡ ክሳዕ ዕለተ ሕልፈቱ ብተኣማንነት ዘገልገለ ሜጀር ጀነራል ገ/ሄር ዓ/ማርያም (ውጩ) ኣብታ...
View Articleናብ ሳልሳይ ዳግመ-ርክብ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ነበር እናማዕዶና
ሓቀኛ ናፍቖትን ምድፍናቕን ዝደረኾ፡ ድሕሪ ካብ ዕስራ ዓመታት ንላዕሊ፡ ናይ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ነበር ናይ ቃልሲ ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ኣጋጣሚ ርክብ ዘበገሶ ጉዳይ`ዩ ኔሩ። ኩሎም እቶም ኣብዚ ኣጋጣሚ`ዚ ዝነበሩ ኣባላት ሓደ ንመጻኢ ብቐጻሊ መልክዕ ዘራኽቦም መንገዲ ክህሉ ዘለዎም ሓያል ድልየትን ስምዒትን...
View Articleዲክታቶራውያን ካብ ዝሓለፉ መሰልቶም አይማሃሩን ኢዮም!
አብዚ ዝሓለፈ ወርሒ አብ ኤረ ቲቪ ሓደ ሰብ ክህውትት ተሰሚዑ አነ ሓቂ ይሓይሽ ጥዕና ዘይብሉ ዘረባ ስለዝዛረብ ካብኡ ዝጽበዮ ቁምነገር ስለ ዘይብለይ አይሰምዖን ኢየ፡፡ ብሓቂ ድማ ክትሰምዖ ዝዕድም አይኮነን ናይ ቃላት ኩምራ እንተዘይኮይኑ ሚዛን ዘለዎ ዘረባ ሰሚዔሉ አይፈልጥን፡፡ ብመጀመርያ እዚ ሰብ እዚ እታ ሓንቲ...
View Articleደሃይ ካብ ኣስመራ
አብ መላእ ኤርትራ አብዚ እዋን ዓብይ መዛረቢ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሞት ብርጋዴር አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤ መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤ ደሱ ተስፋጺን ዘጋጠመ ሞት አመልኪቱ ሰብ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ይህብ አሎ። ህግደፍ ብመንገዲ ቴቪ ኤረ ዘሰምብድን ብዘስደምም አገባብን ነቲ ጉዳይ አቕሪብዎ። አብ ሞንጎ ቀዳምነታት...
View Articleኪንቲት ንረዘንቲ
ኪንቲት ንረዘንቲ ብመኽንያት ዝኽሪ ጀጋኑ 20 መጋቢት ዝኽሪ ጀጋኑ ሎምዓንቲ፡ ሕድሪ ዝጠለሙ ኣኪቦም ቀበርቲ፡ ኪንቲት ኣልዒሉ ኣንቢርዎም ንረዘንቲ። ጀጋኑና ዝሓለፉ ንናጽነት ነፍትሒ ፡ ስሱዕ ኣብ ስልጣን ህዝቢ መሳፍሒ፡ ፀሓይና ኣዕሪቡ ዝኸወለ ወርሒ። ማይ ንዓቀብ ኮይኑ እዋኑ፡ ዓፅሞም ታኣኪቡ ካልኣይ...
View Articleብናይ ውሽጥን ዯገን ታይራንትስ ዜተጨውየ ምንቕስቓስ ስመር ፓልቶክ
ግሪኻውያን፡ ነዙ ዓወት እዙ ክገልጹ ከለዉ፡ ንሕና አብ ኵናት ዜተዓወትና፡ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ መሰል ስለ ዜነበረና ኢና ይብሉ። ንሕና አቴናውያን: ሰራዊትና ሰራዊት ዯሞክራሲ ስለ ዜኾነ: ንሰራዊት ታዪራንት ፐርሽያ ከሸንፍ ስነ መጎታዊ እዩ፡ ኢልና ንኣምን ዴማ ይብሉ። አብዙ ውግእ እዙ አቴናውያን፡ ንስፓርታውያን...
View Articleኤሪትራውያን ካብ ቃልሲ ናብ ቃልሲ – 3ይ ክፋል
ክብሪ መሰል ነፍስወከፍ ወዲ ሰብ ፡ ምስ ዝኾነ ክብሪ መሰል ወዲ ሰብ ፡ ዘይወዳደር እዩ፡፡ መሰል ወዲ ሰብ ክኸበር፡ ኣብ ውድድር ዝኣቱ ኣይኮነን፡፡ መሰል ናይ ሓደ ሰብ ፡ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክቡር እንተ-ኾይኑ ፡ እቲ ካልእ ዘጋ ድማ መሰላቱ ሕሉው እዩ፡፡ ኣብዛ ዓለምና ንርከብ ፡ መሰላትና ክኸብር ፡ ጻዕሪ ነፍስወከፍ...
View Articleኣይግድን እንዳ ዜና
ኣይግድን እንዳ ዜና ማሕሙድ ሳልሕ ሓበንን ሓዘንን ተፋሪቑኒ ከሎ እየ እጽሕፍ ዘለኹ። መበል ሳላሳ ዓመት ምድምሳስ ውቃው እዝ ኣብ እነብዕለሉ ዘለና ወርሒ መጋቢት፡ ድሮ ኣርባዕተ መስረትትን መራሕትን ህዝባዊ ሰራዊት ኣፋኒና ኣለና። ወርሒ መጋቢት ብሓመድ ድቤ ውቃውን ናደውን እዝታት ክንዝክሮ ምደለና። ምሉእ ሓጎስ...
View Articleናይ ዕደና ወርቂ ኩባንያ ሳንሪጅ (Sunridge Gold Corp) ድሕሪ ምኽፋል ግብሪ (Post-Tax Value) ዝርከብ...
ናይ ዕደና ወርቂ ኩባንያ ሳንሪጅ (Sunridge Gold Corp) ድሕሪ ምኽፋል ግብሪ (Post-Tax Value) ዝርከብ መኽሰቡ ናብ $428 ሚልዮን ዶላር ክብ ከምዝበለ ተሓቢሩ – እዚ፡ ንኤርትራ እንታይ ትርጉም ክህልዎ ይኽእል? By Yohannes Tseggay, London, 27 March 2014 ብመሰረት 27...
View Articleሽያብ አይተጸውዕ ለባም ጸውዕ
ሽያብ አይተጸውዕ ለባም ጸውዕ መለሲ ንኣቶ ዓበዱ ሓቢብ (march 27/2014 ነዚ ዝስዕብ ጽሐፍ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ፤ ኵነታት እቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ መስከረም.ነት፤ ብዓበዱ ሓቢብ ናይ ኢመይል ምልልስ ዝብል፤ ብዛዕባ ጎይትኦም ጸጋይ (ጌቱ)፤ ጽሑፍ ምስ አንበብኩ ብጣዕሚ ተገሪመ፤ ንጎይትኦም (ጌቱ) ክም ሓደ...
View Article‘’ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና !!!’’
‘’ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና !!!’’ ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና ዝብል ኣዘራርባ ብተደጋጋሚ ሰሚዕክሞ ከምትኾኑ ርግጸኛ እየ። ንሓያሎ ዓመታት ትርጉም ናይዚ ኣዘራርባ ንምፍላጥ’ውን ፈቲንኩም ትኾኑ። ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና ዝብል ዘረባ ብዝኾነ መገዲ ካብ ዝኾነ ሰብ ክትሰምዑ ከለኹም ፍሉይ ባህታ ከም ዝስመዓኩም ድማ...
View Article