ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር
ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር ንጹሃት ሰባት ብዘይ ፍትሒ ኣብ ዝእሰሩሉ ግፍዐኛ ስርዓት እቲ ሓቀኛ ቦታ ናይ ቅኑዓት ሃገራውያን ቤትማእሰርቲ’ዩ። ሄንሪ ዴቪድ ቶረ ኣብ ካሜራ 15 ካብ ዝኣቱ ነቲ ሓጸጽ ሓጸጽ ዝብል፡ ንማለቱ ዓደስ ኣትዩዎ ዝብሃል ጸብሒ ብዕድል ሓንቲ...
View Articleኣብእንግድዓናዘሎእዋናዊብድሆ ብምዉህሃድ ጥራሕ ኢና ክንስዕሮ እንኽእል።
ሎሚ ሃገርና ኤርትራ ብሰንኪቲ ኣብ እንግድዓአ ተሰቒሉ ብኹለንትናአ አረማሲሱ ዘህልኻ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፣ አብ ዓሚቝ ድኽነትን ቅልውላውን እትርከብ ሃገር ኮይና አላ። እዚ ብዝኸፍአ መልክዑ ናብ ዝገደደ ገጹ ብህጸት ዝምርሽ ዘሎ ሐደገኛ መስርሕ’ዚ፣ ንትሕዝቶ ሰብአዊ ዓቕሚታት ኤርትራ በታቲኑ አብ ብርሰትን ዕንወትን...
View Articleክቡር ሐርበኛ ተቓላሳይ አሕመድ ናስር ድሐን ኩን
ክቡር ሐርበኛ ተቓላሳይ አሕመድ ናስር ድሐን ኩን ሞት ዝነበረን ዘሎን ዝመጽእን ምዃኑ ንኹሉ ብሩህ’ኳ እንተኾነ፣ ደቂ ሰባት ግን ብባህርያቶም አብ ቀረባ ወይ ከባቢኦም ዘንብዩ ክሳብ ዘርክቦም አለና ብምባል ይዝንግዕዎ። ብኡ መጠን ከአ እቲ ብሂወቶም ከለዉ ሕድሕዶም ክለጋገስዎን ክወሃሃቡዎን ዝግብኦም ክብሪን...
View Articleለውጢ ምቕራቡ ዘተምብሁ ባእታታት
ኤርትራ ሃገርና ሽሕ እኳ ብጸጋታት ዝተዓደለት ሃገር እንተኾነት ብሰንኪ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ቀይዲ ኣልቦ ስርዓትን ቁጠባዊ ፖሊስታትን፡ ህዝቢ ኤርትራ ተጠቃሚ ጸጋታቱ ኩይኑ ሃገሩ ከማዕብልን ፍትሒ ዝመለልዪኡ ሰላማዊ ሂወት ክመርሕን ኣይተዓደለን። እዚ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራን ቀየስቱን ከይተኣልዩ ከኣ...
View Articleሰለሰተ ዓበይቲ ህዝባዊ ፍጻሜታት ኣብ ሓደ መዓልቲ፡
ሰለሰተ ዓበይቲ ህዝባዊ ፍጻሜታት ኣብ ሓደ መዓልቲ፡ ቀዳም ሾመንተ መጋቢት፡ 2014 ኣዝዩ ሰፊሕ መደብ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ጊዜ ክንፍጽም ኣለና ኢልና ተበጊስና። ንኽእሎ ኢና! ኢልና ነቲ ስራሕ ብድፍረት ጀሚርናዮ። ዘተኣማምን ባይታ ግን ነይሩና፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ደንቨርን ከባቢኣን። ኤርትራውያን ወነንቲ ንኣሽቱ...
View Articleመልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ፡ ቁጽሪ ሓሙሽተ፥
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታት ንኽምልስ፡ በዛ ቀጺላ እትቐርብ መልእኽቲ ሓውና ጸሃየ ኣቢለ ክሓልፍ ፍቐዱለይ? … more
View Articleእንታይ እያ ጌራትካ እዛ ኤርትራ?
ኣብ ኤርትራ ጭርጭር ትጻወት ዞሎኻ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቐደምሲ ጸሊም መነጸር ጌርካ፤ ብቅልጡፋት ነፈርቲ ትዛወር ኔርካ፤ ኣብ ዝደለኻዮ ሃገር ትበጽሕ ኔርካ፤ እንታይ እዩ ተረኺቡ ወዲ በቃ፤ ሓንሳብ ኣብ ባጽዕ፤ ሓንሳብ ኣብ ዓሻ ጎልጎል ትሕባእ ዘሎኻ መራሒ ሃገር ተባሂልካ፤ ሓንሳብ ተሓቢእካ ንሱዳን ትኣቱ፤ ሓንሳብ...
View Article“ሕለይ ዚበሉዎ መርዓውስ እግሪ ሓማተይ ቀጢኑ ኢሉ ይሓዝን!”
ዝገርም’ዩ! ዋላ’ኳ ከምቲ ልሙድ ብዘይካ ኣብ ሊሰዩም (ኣስተምህሮታት ኪወሃበሉ ዚተዳለወ ፍሉይ ኣዳራሽ) ኣሰና ኣብ ካልእ መዓልታዊ ሓደሽቲ መሃሪ ጽሑፋት ንምርካብ፡ ጸቢብ ኣጋጣሚ ምዃኑ እንተ ተገንዘብኩ፡ ከም ገለ ሰበር ዜና እንተ ተረኽበ ኢለ ግን ንሓደ ክልተ መርበባት ሓበሬታ፡ እንኮላይ ናብ ብዓል ከም ኣለናልካ ናይ...
View Articleነፍስ ወከፍ ኤርትራዊት ስድራ ቤት ውላዳ ቆጺራ ንመንግስቲ ናብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኢላ ክሳብ ዘረከበት(ቃል ኣቶ ጸጋዝኣብ...
መሰል ምጽሓፍን ምዝራብንካብ ዘይፍቀደሉ ሃገር ተወሊድካ ኣብ ክንዲ ንመሰልን ፍትሕን ህዝብታት ምቅላስ ብመዓር ዝጥዕም ቃላት ዘብረቕረቐ ጽሑፍ ኣንጻር ደለይቲ ፍትሒ ዝዓለመ ህግደፋዊ ጽሑፍ ኣብታ ኩሉ ፈንፊንዋ ዘሎ መሳርሒት ህግደፋውያን ዝኾነት መስከረም ኔት ምልጣፍ ምስ ምንታይ ይቑጸርሽሕ’ኳ ኣቶ ሳልሕ ቃድን ኣቶ...
View Articleመዓልቲ ካራ (ሴፈ-ጎዞሞ)! 7ይ ክፋል።
መዓልቲ ካራ (ሴፈ-ጎዞሞ)! 7ይ ክፋል። 11-04-14። ብሕሉፍ ዘይተገደሰ መጻኢ የብሉን። ……ንሕና ደቂ ኤርትራ ተጻሪፍና ተታሪኽና ደም ከነው ጽኦ እንደሊ ህዝቢ ወይ ሃገር ስለዘብህገና ኣይኮነን ንዛ ረብ ዘለና። ዘዛርበናስ ሎሚ ድማ ተርእዮ ማሕላን መ ሸላን ስለዝበዝሐ ጥራይ ብምዃኑ ዝተበደልናዮ...
View Articleኣፈታትሓ፤ንማ ሕበራዊን ፖለትካዊን ግርጭታት ፣ኣብ መንጎና
ኣብ ዘመነ ኢንተርነት ብዛዕባ ኣብ ሃገርና ንዘሎ ዓቢ ተረኽቦናይ ውልቀ መላኽነትን ጥፈኣት ኤርትራውያን መንእሰያትናን፤ንሓያሎ ግዜ ተዘሪቡሉስ ቀሊል መፍትሒ ዛጊት ግን ኣይተረኽበሉን ዘሎ። ህልቂት መንእሰያትና መታን ከብቅዕ’ከ እንታይኮን ይሓይሽ እናበልና ተደጋጋሚ፥ብጽሑፋትን ዛዕባታትን ከነካይድ ጸኒሕናን ጌናውን...
View Articleፈሊጥና ንኹን ከይፈለጥና ደቂስና ኣለና!
ኣቦዋት ክምስሉ እናፈለጠ ዝሞተስ እናሰመዐ ቅበሮ ኢዩ፡፡ ብዘይ ቀልዓለም ንሕና ኤርትራውያን ሎሚ እናፈለጥና ኢና ንመውት ንጠፍእ ንበታተን ዘለና፡፡ እቲ ድሕረይ ዋላ ሳዕሪ እውን ኣይትብቆላ ብምባል ሱር መሰረትና ሓግሒጉ ከጥፍኣና ዘንቀደ ኢሳይያስ ድማ እናሰማዕና ኢዩ ምስ ትንፋስና ዝቐብረና ዘሎ፡፡ ኣረ እናታይ ኢና...
View Articleኤሪትራውያን ካብ ቃልሲ ናብ ቃልሲ – 4ይ ክፋል
አወዳድባ ደለይቲ ፍትሒ ከምይ ይምስል ዝብል ሕቶ፣ ንዝኾነ ደላዪ ፍትሒ ዝምልከት ሕቶ እዩ። ዝኾነ ኤሪትራዊ ክውደብ ከሎ ፤ ዕላማ ስለ ዘለዎ፣ ዕላምኡ ንምውቃዕን ፡ አወዳድብኡ ዕዉትን ግብራውን ክኸውን ኢሉ እዩ ዝውደብ ። ኩሉ ግዜ ፡ አወዳድባ ክንብል ከለና ፡ ናይ ብዙሕነት ህዝቢ እዩ ዘመልክት። … more
View Articleማሕታ ትማሊ፡ 8ይ ክፋል።
ማሕታ ትማሊ፡ 8ይ ክፋል። 15-04-14። ሕሉፍ ዘይፈለጠ መጻኢ የብሉን! “ኣብ ሓንቲ ጉምቦ ኢድ ክንደይ መትኒ ደም፡ ህዋሳት ስምዒት፡ ጀማምትን ጭዋዳታትን ከምዘሎ ፈላጣት ሕተቱሉ” ኢለ ተፋ ንየኩም ቀንየ። ንስኻትኩም ድማ ግደፍ ክንድኡስ ቅንጣብ ኣካል...
View Articleመን’ዩ ጅግና ዝባሃል እቲ ኢዱ ዝሃበ ወይስ እቲ አብ ዕላምኡ ዝሞተ ?
መን’ዩ ጅግና ዝባሃል እቲ ኢዱ ዝሃበ ወይስ እቲ አብ ዕላምኡ ዝሞተ ? ሎሚ ንርእዮ ዘለና ቡዙሓት ሓለፍቲ ይሓልፉ አለዉ ብዘይ ቁምነገር ዝተቃለሱሉ ዕላማ ረስዔም ትማሊ ንሃገር ከምዘየገልገሉ ከምዘይሰርሑ ትማሊ ጀጋኑ ከምዘይተባሃሉ ሎሚ አገልገልቲ ናይ ውልቀሰብ ኮይኖም ዓገብ ከይበሉ ንሃገሮምን ንህዝቦምን ጠሊሞም ሑሱር...
View Articleምዕራፍ 9፡ ኣባላት ካሜራ 15
ምዕራፍ 9፡ ኣባላት ካሜራ 15 ንዓለም ረስዑዋ። ኣብዚ ህይወት ካልእ ትርጕም’ዩ ዘለዋ። እዛ ሃገር’ዚኣ መዓስከር’ያ። ኣብ ናይ ጆግራፍ፡ ናይ ስነኣእምሮ፡ ወይ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ የላን። እዛ ሃገር’ዚኣ፡ እታ 99% ካብ ህዝባ...
View Articleኤርትራውያን ካብ ቃልሲ ናብ ቃልሲ – 5ይ ክፋል
ብቀዳምነት ንብሉእኩም አምበብቲ ፤ ምስጋናይ ክገልጸልኩም ይፈቱ። ብዝሃብኩምኒ ርእይቶታት አምቢበ ዕግበት ውን ፈጢሩለይ። ዝያዳ ክሰርሕን ፤ ብዓሚቑ ተገንዚበ ፤ ክቅጽልን ድማ ለብዋኹም ዳግማይ አይፈለየኒ። ዘለኩም ሓበረታ፣ ነቀፈታታትን ርእይቶታትኩምን ድማ ፤ ሃናጺ ስለ ዝኾነኒ፤ ሓደራ ከም ወትሩ ፤ ሃገዝኩም...
View Articleኣቦይ ቀኛዝማች! – 2ይ ክፋል
‘ኣብቲ በረኻ ግን እኮ እዞም ተጋደልቲ ኣቦይ ቀኛዝማች፡ ብሓንቲ ክዳን’ዮምይናበሩ ኔሮም!’ ደገምኩ ኣነውን ባህሊ በረኻ’ዩ ንምባል። “ችላ ስቕ በል! በዛ በረኻትብሃል ዘረባ’ኮ መዓንጣ ከብድና ወጺና! ካን እቲ በረኻ ቅድሜና፡ ቅድሚ ወለዶምዝፈለጡዎ መሲሉዎምሲ … more
View Articleናይ ኣስማትን ቅርጸ- መሬትን ፖለቲካ (Politics of Nouns and Topography)
ብሳልሕ “ጋዲ” ጆሃር ትርጉም፡ ማሕሙድ ሳልሕ መእተዊ፡ እዛ ትስዕብ ጽሕፍቲ ሓው ሳልሕ “ጋዲ” ጆሃር ነቲ ብመጋቢት 29፡2014 ብስም “ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-መታሕት” ኣብ ለንደን ዝተጋብአን ዘውጸኦ መግለጽን ኣመልኪቱ ብእንግሊዘኛ ዝጸሓፎ ርኢቶ ትርጉም እያ። እቲ መበቆላዊ ጽሑፍ ብሚያዝያ 17፡2014 ኣብታ ንሱ...
View Article