መሰረታዊ ኣተሓሳስባ ህግደፍ ኣንጻር ናይ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ኣተሓሳስባ ብምዃኑ ዝሓለፈ23 ዓመታት ጥራሕ ዘይኮነ ሕሉፍ ታሪኽ ገድልና ምልስ ኢልና ክንግምግሞንእቲ ሓቀኛ ትርጉሙን ዕላምኡን ክስነድን እዚ ዘሎ ወለዶ ብኽብሪ ክዕቅቦን ይግባእ፡ጉጅለ ህግደፍ ንታሪኽ ገድልና ዘይትርጉሙ ሂቦም ዘይሕብሩ ቀቢኦም ስኑዕ ታሪኽ ከውርሱናከይተሓለሉ ሰሪሖም ጥራሕ ዘይኮኑ ቅያ ሓፋሽ ተጋዳላይ ከም ናይ በይኖም ውርሻ መንዚዖም ብጅግንነቱ ንሶም ክወራዘይሉ ብዘይሕፍረት ምርጫ ወሲዶም፡ … more
↧