Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ተስፋና’በር………

$
0
0
ተስፋና’በር……… ብ.ኣበባ ኣብርሃ (ቶሮንቶ ካናዳ) 20/03/2014 ተስፋና’በር ደሚቑ ተወሊዑ ቃልሲ ደቂኣንስትዮ ኣብ ዓለም ኣጒላዕሊዑ ሓይሉ ፣ወሲኹ፣ መሊሹ ተርኒዑ ተላዒልና’ሎና ሃየ ተበገሱ ንዑ፡ ቃልስና’በር ተወንጪፉ ብናህሪ መንእሰይና ይብል ኣሎ ንመክት ኣብ ግብሪ ኣይረሳዕናን ይብል ኣሎ ሰራዊት ሕድሪ ኣጆኺ፣ ምሳኺ’ዩ ሓፍቲ አእጃምና ዝግበር ግበሪ፡ ቆላሕታ’በር ኣንቢሩ ዝበዝሐ ስቕ-በሃሊ ዝጠቕሞን ዝጎድኦን ጀሚሩ ከለሊ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130