Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

‘’ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና !!!’’

$
0
0
‘’ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና !!!’’ ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና ዝብል ኣዘራርባ ብተደጋጋሚ ሰሚዕክሞ ከምትኾኑ ርግጸኛ እየ። ንሓያሎ ዓመታት ትርጉም ናይዚ ኣዘራርባ ንምፍላጥ’ውን ፈቲንኩም ትኾኑ። ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና ዝብል ዘረባ ብዝኾነ መገዲ ካብ ዝኾነ ሰብ ክትሰምዑ ከለኹም ፍሉይ ባህታ ከም ዝስመዓኩም ድማ ዘካትዕ ጉዳይ ኣይኮነን።እቲ ኣንጻር ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝገበርናዮ ቃልሲ ንሓንሳብ ንጎኒ ኣወንዚፍና … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130