ክብሪ መሰል ነፍስወከፍ ወዲ ሰብ ፡ ምስ ዝኾነ ክብሪ መሰል ወዲ ሰብ ፡ ዘይወዳደር እዩ፡፡ መሰል ወዲ ሰብ ክኸበር፡ ኣብ ውድድር ዝኣቱ ኣይኮነን፡፡ መሰል ናይ ሓደ ሰብ ፡ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክቡር እንተ-ኾይኑ ፡ እቲ ካልእ ዘጋ ድማ መሰላቱ ሕሉው እዩ፡፡ ኣብዛ ዓለምና ንርከብ ፡ መሰላትና ክኸብር ፡ ጻዕሪ ነፍስወከፍ … more
↧