ትብጻሕ ናብ ኣሰናዳእቲ መደብ ራድዮ ኤረና (2) ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ፡ ገለ ሰባት ኣብ መንጎ ደለይቲ ፍትሒ ሓዊ ንምእጓድን ነቲ ደለይቲ ፍትሒ ክንሃንጾ እንደሊ ዘለና ነቐፌታን ርእይቶን ናይ ምጽዋር ባህሊ ንምኹላፍን ኢሎም፡ ንዓለቐይ ኣብ መደባት ራድዮ ኤረና ድሕሪ ምርኣዮም፡ ድሕሪ ምንባቦም’ኳ ክብል ኣይክልን’የ፡ ምኽንያቱ፡ እንተዘንብብዎ ኔሮምስ ከም መጥቃዕቲ ጌሮም … more
↧