ግሪኻውያን፡ ነዙ ዓወት እዙ ክገልጹ ከለዉ፡ ንሕና አብ ኵናት ዜተዓወትና፡ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ መሰል ስለ ዜነበረና ኢና ይብሉ። ንሕና አቴናውያን: ሰራዊትና ሰራዊት ዯሞክራሲ ስለ ዜኾነ: ንሰራዊት ታዪራንት ፐርሽያ ከሸንፍ ስነ መጎታዊ እዩ፡ ኢልና ንኣምን ዴማ ይብሉ። አብዙ ውግእ እዙ አቴናውያን፡ ንስፓርታውያን ጎረባብቶም፡ ንሓገዜ ጸዊዖሞም ነበሩ እሞ: ንሳቶምውን አብዙ ዂናት እዙ … more
↧