Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ፍትሓዊ ቃልሲ መንነት ህዝብታት ዝዕቅብ ክኸውን ኣለዎ

“ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ” እትብል መጽሓፍ ብኣቦና ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ዝተደርሰትሓንቲ ካብተን ከም ቅርሲ ክንዕቅበን ዝግብኣና ናይ ታሪኽ መጽሓፍ’ያ፡ ብልክዕ ታሪኽ ህዝብታት ኤርትራ እትገልጽ ብምዃና መንእሰይ ወለዶ ከንብባ እዕድም ክቡር ኣቦና ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ከም ናይ ቀደም ናይ ግዕዝ መምህረይ...

View Article


ኣሰና!

ኣሰና! እቶም ኣዝዮም በላሕቲ ዝኾኑ ወለድና ክምስሉ ከለዉ እይንታይ ይብሉ ይመስለኩም፥ “ንሓዊ ሓደው ኣንዲድካ ሙማቑ፡ ሓደው ኣጥፊእካ ምርሓቑ!” ብምባል፡ ብኣግኡ ካብ ጉድኣቱ ንኽንድሕን ምእንቲ’ዮም ሓዲኡ ክንገብሮ ዝመኽሩና። ኣሰናውን በዚ ምኽንያት’ያ ነቶም ከም ዕንጭራር ካብ ህዝቢ ተሓቢኦም፡ ድምጾም ኣብ ደምበኣ...

View Article


ነድምጾም ቃላት ንርደኦም’ዶ ?

ብዙሕ ጽሑፍ ከንብብ ከለኹን፡ርእይቶ ገለ ሰባት ክሰምዕ ከለኹ ዘተሃሳስበኒ ሕቶ ኣሎ።ንሱ ከኣ እቲ ዝዝረብ ዘሎ ቃላት ንርደኦ’ዶ ዝብል’ዩ።ፈለማ ኣብ ኅልናይ ቅልቅል ዝብል ከኣ፡እቲ ቃል ንዛረቦ’ምበር ትርጉምን ዘለዎ ሳዕቤን  ኣይንርደኦን ኢና ዝብል ምላሽ’ዩ። መብዛሕቱ ግዜ፡ንዛረቦ ናይ ባዕልና ኣይኮነን።ናይ...

View Article

ብቑዕ ስም ንርከበሉ

መንሽሮ ሃገር ዶ ወይ ስሚ ሃገር ንበሎ?? ክቡራት ኣሕዋት ኤርትራውያን ነዚ ሃገር ምሉእ ዘከላብት ዘሎ ብስም ኢሰያስ ዝፍለጥ ዕቡድ ዲክታቶር ዝበቅዕ ስም ሃሰው ንበል። ወዲሰብ ምስ ተወልደ ብስድራቤት ዝተመርጸ ስም ከምዝወሃቦ ኩላትና እንፈልጦ መስርሕ እዩ። በዚ መሰረት ክኣዩ ነዚ ዕቡድ ከልቢ ኢሰያስ ዝብል ስም...

View Article

ነባራት መርሕነት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ንለውጢ ዝፈታተን ፡ ሓበን፡ ክጥሕስዎ እላቦ፤

ነባራት መርሕነት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ንለውጢ ዝፈታተን ፡ ሓበን፡ ክጥሕስዎ እላቦ፤ ኣብ ሓደ ዝፈልሕ ዘሎ ድስቲ፡ ኣብ ውሽጡ ዝተኣከበ ሃፋ፡ ከምድላዩ፡ ንኽንቀሳቐስ ፡እቲ መኽደን ድስቲ፡ ተዘይከፊትካዮ ነቲ መኽደን ኣልዒሉ መተንፈሲኡ ከምዝፈጥር ናይግድን ኢዩ። ዲክታቶርያዊ ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ፡ ለውጢ ብመንእሰያትን ተማሃሮን...

View Article


ናይ ህዝብታት ሓድነትን መንነትን ንምዕቃብ ሸጥ መዓንጣ!!

ናይ ህዝብታት ሓድነትን መንነትን ንምዕቃብ ሸጥ መዓንጣ!! “ናይ ኤርትራ መበቆል ዓሌት ጥንታውያን ነበርቲ ደቀባት ብመጀመርያ ደረጃ ነገደ ኒሎቲካውያን ብካልኣይ ደረጃ ከኣ ሳባውያን ዝብሃሉ ደቂ ኩሽ ነገደ ካም ኢዮም፡ ፡  ብሳልሳይ ደረጃ ብፍላይ ንህዝቢ ኤርትራ መበቆል ዓሌት ዝኾኑ ኣግኣዝያን ዝብሃሉ ሳባ ወዲ ዮቅጣን...

View Article

ዓይነ ስዉር ዲፕሎማሲ ህግደፍ

ከምዚ ከማይ ዲኹም ዝሓለፈ 6_7 ኣዋርሕ ንእዝነይ ዝኹርኩሕ የእዳው ህግደፍ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃቀንጠብጠብ ክብላ እይሰማዕኩን።ያኢ ጠባይ ተገሩለይ ተባሂሉ ኢዩ። ኣብ ዓለም ብዘይካኡ ሻጥር ዘሎዘይመስሎ ስጊንጢር ኢሰያስ ዓይኒ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብጨው ሓጺቡ ንጹህ ከም ጲላጦስ ክበሃለለይእሞ ኣብ ዝባኑ ተላሒጉ ዘሎ...

View Article

ኣቱም ሰባት ኢሳያስ መባልዕትና ኣይኮነን (ብዶ/ር ምስግና ገብረመድህን)

ኣቱም ሰባት ኢሳያስ መባልዕትና ኣይኮነን (ብዶ/ር ምስግና ገብረመድህን)   ኤርትራ ሃገርና ናጽነት ኣብ ዝረኸበትሉ ዓመት ጀነራል ስብሓት ኤፍሬምን መሳርሕቱን ንቢትወደድ ኣስፍሃ ወልደ ሚካኤል ንኸረኽብዎም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ ቢተወደድ ኣስፍሃ ይኸዱ፡፡ቢትወደድ ድማ ጃንሆይ ዘበርከትሎም ካባ ለቢሶም...

View Article


ንኣርባዕተ ሚልዮን ህዝቢ ዝኸውን መስጋገሪ ድልድል ክትሰርሕ በሊሕ መሃንድስ የድሊ

ኣብዚ ቅንያት’ዚ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ነበር ዝውልክዎ ማሕበር ብመድረኽ ዝብል መጸውዒ ሽም ዝፍለጥ ፖለቲካዊ ዕላምኡ ሒዙ ናብ ህዝቢ ተቐልቂሉ’ሎ፡ ፡ እዞም ሓለፍቲ መንግስቲ ነበር ንዓመታት ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ መንግስቲ ዝሰርሑ ዝነበሩን ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ’ውን ከም ዝኾነ ተጋዳላይ እጃሞም...

View Article


ዓይነይ ከስድድ! (ብሓቂ ዝተፈጸመ ዛንታ)

ዓይነይ ከስድድ! (ብሓቂ ዝተፈጸመ ዛንታ) ‘ሰላም ኣቦ ከመይ ውዒልኩም?’ በልኩዎም ነቶም ኣብ ጎድኒ’ታ ብጫ ዝሕብራ፡ ኦፐል ኣስትራ ዝዓይነታ ማኪናኦም ተጸጊዖም፡ ኣስናኖም ዝምውጹ ዝነበሩ እቤር (ኣረጊት ሰብኣይ) ቅርብ ኢለ። “መዓልካ ዝወደይ” በሉኒ ሓንሳብ ናባይ፡ ሓንሳብ ድማ ናብታ ሕቖኦም ሂቦማ ዝነበሩ ማኪናኦም...

View Article

ዓይነይ ከስድድ! (ብሓቂ ዝተፈጸመ ዛንታ) ካልኣይ ክፋል፥

“ወዲ ክንደይ ዓመት ኢልካ ትግምተኒ ዝወደይ?” በሉኒ እቶም ነቲ ስድራይ ዝሃቡኒ መጠንቀቕታ ዘኪረ ክሓስብ ዝረኣዩኒ ኣቦ ፍሽኽ ኢሎም ዓይኒ ዓይነይ እናጠመቱ። “እዋእ! እንድዒ! ሰብዓዶ ትገብሩ?’ ተመሊሰ ሓተትኩዎም። “ክልተ ኣርባዓ ንኽመልእ፡ ክልተ ዓመት ተሪፈናኒ ኣለዋ ዝወደይ። ኣብዛ ትሪኣ ዘለኻ መርዓዊኣ ከም...

View Article

ምሕጽንታ ንኹሎም ወነንትን ኣካየድትን መራኸቢ ብዙሃን[media]ደምበ ተቃውሞ !!

ንህዝብና ኣጽኒቱ ንሃገርና ብምብራስ ታሪኽና ነበረያ ነበረ ክገብር ብንግሁኡ ዘንቀደ መራሒ ህግደፍን ገበነኛታት ኣጫፈርቱን፡ዕላማኦም ኣብ ምትግባር ብሰሪ ኣፍሉጦናን ንቅሓትናን ነንሕድሕድና ብምንቋት ንተሓባበሮም ምህላውና ንዘስተውዕል ዘይጠፋኦ እኳ እንተኾነ፡ ቀዳምነታት ሰሪዕካ ንድሕነትና ምቅላስ ዓቅምን ብቅዓትን...

View Article

ዘለናዮ መድረኽ ሱር በተኽ ለውጢ እንጠልበሉ መድረኽ’ዩ

ሱር በተኽ ለውጢ ንዝሓተተ ህዝቢ ድልየቱ ክንፍጽመሉ ግድነት ኣለናህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ23 ዓመታት ባርነት ብግበር ኣይትግበር መምርሒ ህግደፍ ክርገጽ ድሕሪምጽንሑ እንሆ ዓው ኢሉ ናይ ሱር በተኽ ለውጢ መቓልሕ የስምዕ ኣሎ፡ ጉጅለ ህግደፍ ብኹሉ መዳያቱ ፈሺሉ ሃገርን ህዝብን ከመሓድር ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ ብምብጽሑሓድሽ...

View Article


መቓብር ህሉዋት፣ ምዕራፍ 5፡ ማክሮን ጸገማቱን

ናይ ማክሮ ጸገም ግን እዚ ጥራይ ኣይነበረን። ብመሰረት’ቲ ሓድሽ ኣዋጅ ብዘይካ ጠቕሊሎም ንዝኣትዉ፡ ናጻ ቀረጽ ፈጺሙ ስለ ዝተኸልከለ ዘይመንግስታዊ ትካላት ይኹን መንግስታዊ ትካላት ቀረጽ ክኸፍሉ ኣለዎም ተባህለ። ከም ሳዕቤን ናይዚ ድማ ኣብ ሓጺር ግዜ ናይ ረዲአት እኽሊ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተዀመረ።   … more

View Article

ፍንጫሕ መሰንገለይ…….

ፍንጫሕ መሰንገለይ…….                                     04-03-14 መጋቢት ሸሞንተ፡ ጭኮናና ተቐንጠጠ፡                                                                                     መጋቢት ሰላሳ፡ ጭኮናና ተመሊሳ፡ ……………… ናይዚ...

View Article


ዉጩ፡ ብሰላም ኣዕርፍ (So long Wuchu)

 ዉጩ፡ ብሰላም ኣዕርፍ (So long Wuchu) ንስድራ (ኣባላት) ጅግና ህዝባዊ ሰራዊትን ንመላእ ኤርትራን ጽንዓት ይሃብኩም። ሰብ ሕጽረታት ከይተፈልዮ ካብዛ ዓለም ኣይፍለን እዩ። ውሑዳት እዮም ንሕጽረታቶም በዲሆም ልዕሊ እቶም ኩሉ ዝተዓደሉ ብጾቶም ጎሊሖም ዝረኣዩ። ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ፍትወትን ኣኽብሮትን ብጾቶም...

View Article

ዎ…………… ዉጩ፡ 07-03-14፡

ዎ…………… ዉጩ፡                                  07-03-14፡ ክቡራት ተኸታተልቲ፡ አዛ ጽሕፍቲ ኣብ ግዜኣ ዘይምውጻኣ ይቕሬታ። ኣየ ዓለም ጣልማይ!! ኣየ ንእስነት ኣየ መልክዕ ኣየ ቆራጽነት ተጋዳላይ ሜ/ር ጀነራል ገብረእግዚኣቢሄር ዓንደማርያም(ዉጩ)። ሓቂ ንምዝራብ ኣብቲ ዝሓለፍናዮ ንቡር...

View Article


ምዕራፍ 6፡ ዑደት ጋናን ምፍላይ ፍላንሳን

ምዕራፍ 6፡ ዑደት ጋናን ምፍላይ ፍላንሳን            ሕግታት ንበይኖም፡ ንህዝቢ ሓሳቡ ናይ ምግላጽ መሰል ከውሕሱ ኣይክእሉን’ዮም።  ነፍስወከፍ ሰብ ክይተሸቝረረ ርእይቶኡ ክገልጽ እንተ ኾይኑ፡ ኣብ ምሉእ’ቲ ህዝቢ ናይ ተጻዋርነት መንፈስን ባህልን ክምዕብል ክኽእል ኣለዎ።...

View Article

ሓደ ህዝቢ’ዶ ሓደ ልቢ?

ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ሕማቕ ጓሳ መንነቱን ክብሩን ተቐንጢጡ ከም ህዝብን ሃገርን ህላዌኡ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ናይ ጽባሕ ዕድሉ እንታይ ከም ዝኸውን ኣብ ዘይተፈልጠሉ እዋን ኣብ ወጻኢ ዝነብር ክፋል ሕብረተሰብና ግን ብፕሮፓጋንዳ ህግደፍ ዓዊሩ “ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ” ብዝብል ናይ ምእዙዝነት ቋንቋ እንዳዘመረ ናይ’ቲ ኣብ...

View Article

ገረዝግሄር ውጩ ዕላማ ምግዳሉ ከየተግበረ ተሰዊኡ

ትጽቢትን ርድኢትን ቃልሲ ኤርትራ መሬታ ነጻ ጌርካ ሉዕላውነት ሃገርን ደሞክራሲን ኣረጋጊጽካ “ሕረስ ሓረስታይ ንገድ ነጋዳይ ተመሃር ተመሃራይ ወዘተ” ተባሂሉ ሕዝቢ ኤርትራ ብቅሳነት ንኽነብር እዩ ኔሩ። እንተኾነ ድሕሪ ናጽነት 1991 ኤርትራን ሕዝባን ካብቲ ጭኮና ሃይለስላሴን ደርግን ብዝገደድን ዝተዓጻጸፈን ግፍዕን...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live