ሽያብ አይተጸውዕ ለባም ጸውዕ መለሲ ንኣቶ ዓበዱ ሓቢብ (march 27/2014 ነዚ ዝስዕብ ጽሐፍ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ፤ ኵነታት እቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ መስከረም.ነት፤ ብዓበዱ ሓቢብ ናይ ኢመይል ምልልስ ዝብል፤ ብዛዕባ ጎይትኦም ጸጋይ (ጌቱ)፤ ጽሑፍ ምስ አንበብኩ ብጣዕሚ ተገሪመ፤ ንጎይትኦም (ጌቱ) ክም ሓደ ፍትሐዊን አብ ኤርትራ ድማ ፍትሒ ንኽነግስ፤ ለይትን መዓልትን ዝቃለስ፤ … more
↧