Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ዲክታቶራውያን ካብ ዝሓለፉ መሰልቶም አይማሃሩን ኢዮም!

$
0
0
አብዚ ዝሓለፈ ወርሒ አብ ኤረ ቲቪ ሓደ ሰብ ክህውትት ተሰሚዑ አነ ሓቂ ይሓይሽ ጥዕና ዘይብሉ ዘረባ ስለዝዛረብ ካብኡ ዝጽበዮ ቁምነገር ስለ ዘይብለይ አይሰምዖን ኢየ፡፡ ብሓቂ ድማ ክትሰምዖ ዝዕድም አይኮነን ናይ ቃላት ኩምራ እንተዘይኮይኑ ሚዛን ዘለዎ ዘረባ ሰሚዔሉ አይፈልጥን፡፡ ብመጀመርያ እዚ ሰብ እዚ እታ ሓንቲ ጭንቀቱ ንምፉዃስ ዝጥቀመላ ሜላ አብ ቲቪ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130