Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ፍታሕ መጨቖኒ ጥበባት – (ቀዳማይን ካልኣይን ክፋል)

ፍታሕ መጨቖኒ ጥበባት (ቀዳማይ ክፋል) ብደብረ   ሓደ ወሃባይ ርእይቶ ኣቶ ዘሙይ ዝበሃሉ ኣብ መጨቆኒ ጥበባት ዝብል ጽሑፈይ እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ክምልሰሎም ሓቲቶምኒ ነይሮም። እተን ሕቶታት እዘን ዝስዕባ እየን። እሞ ኩሉ ሽጣራ ኢሰይያስ ካብ ፈለጥናዮ ጹቡቅ፡ ሕጂ እንታይ ይገበር? መፍትሒ ሽግርና ከመይ እዩ ክከውን?...

View Article


ገምጋም ተመኵሮ ሰሚናር ኤስደለ –ውዕሎ ሻድሻይን መወዳእታን መዓልቲ ሰሚናር

… more

View Article


ማሕነቆ ቃልሲ ንለውጢ መንእሰያት ስደተኛታት ኤርትራ

ማሕነቆ ቃልሲ ንለውጢ መንእሰያት ስደተኛታት ኤርትራ (መንእሰይ ሮቤል እምባየ ኣባል ኤስደለ ኣብ ዘቕረቦ መግለጺ መጠናኸሪ ጽሑፍ)   ለውጢ ብዘይተሳትፎ መንእሰያት ኣይሰምርን ‘ዩ። ተራ መንእሰያት እቲ ዝለዓለ ቦታ ዝሕዝ ‘ዩ።  ኢሳይያስ ካብ ዝነቕሓሎም እቲ ቀዳማይ ነገር ናይ መንእሰያት ደላይ ለውጢ ምዃንን ነዚ...

View Article

የሎናን ዲና ?

ኣብዚ አዋን’ዚ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብጠቅላላ  ዕድመኡ ንመርዓ፡ ንካልኣይ ደረጃ ትምህርትን  ስድራቤት ንምሕጋዝ ን ዝበጽሐ ኤርትራዊ መንእሰይ  ድማ ብፍላይ፡ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተሰናኺሉ ዕጫኡ ንግዱድ ዕስክርና፡ ስደትን ሕሰም መነባብሮን ኮይኑ’ሎ ።  እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ግን፡ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ፡ ኤርትራውያን ኣብ...

View Article

ምርቓን መርገምን

ሚዛን ብወለዳ  ክትምረቕ ብዘይድሌታ ንዘይትፈልጦ ሰብኣይ ተመርዓወት:: ወለዳ ፍቓዶም ስለዝመልኣትሎም ምዉቕ ሓዳር መስሪታ ፈራይትን ጸጋይትን ክትኮነሎም ተመንዮም ኣፋነውዋ:: ኣብ ዓመታ ቆልዓ ተበኩራ: እንተኾነ ሰብኣያ ሓላፍነት ዘይስምዖ ብምንባሩ: እታ ብርኽቲ ውላድ ናብ ቤታ ተመልሰት:: እቲ ምርቓ ኣይጠቐማን...

View Article


ግዜ ክህብን ክኸልእን እንከሎ።

… more

View Article

ኣባላት ሲቪላዊ ስለያ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ይቀልዑ !! “ ቀዳማይ –ክፋል ”

… more

View Article

ጸጒረይ ክምሸጥ! “ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ’ባ!?”ብሓቂ ዘጓነፈኒ ፍጻመ።

ጸጒረይ ክምሸጥ!   “ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ’ባ!?”   ብሓቂ ዘጓነፈኒ ፍጻመ።   ኣብ ከባቢ ገዛውትና፡ ኣብ ማይጭሆት እትርከብ፡ ኣብ ቤታ ቁጅና ሳሎን ዘሎዋ መሻጢት’የ፡ ከባቢ ሰዓት ዓሰርተ ናይ ንግሆ ኣትየ። ጸጒረይ ፈቲሓ ክሳዕ ብቢጎዲኒ ትጥቕልለለይ ከኣ ናብታ ካብ ሓደ ኣንጎሎ ጀሚራ ንጸጋም ወገን...

View Article


ጸጒረይ ክምሸጥ! “ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ’ባ!?”ብዓይነይ ዘጓነፈኒ ፍጻመ፡ 2ይ ክፋል፥

ጸጒረይ ክምሸጥ!   “ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ’ባ!?”   ብዓይነይ ዘጓነፈኒ ፍጻመ፡ 2ይ ክፋል፥   “ሃለው መን ክብል? ኣቤት ሽኮሪና፡ ወዲእኪ? እዋእ! ኢሂ!? ኣብኡ ከኣ ወሲዶማ!? በቃ በሊ ነዞም ሒዘዮም ዘለኹ ዓማዊል ኣብዛ ማይ ተመናይ ኣብጽሕ ኣቢለዮም ቀልጢፈ ክመጸኪ’የ፡ ቻው። መጻእኩ፡ መጻእኩ”...

View Article


“ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር: ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ”–መርገም’ዶ ምርቓ ?

“ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር: ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ”  – መርገም’ዶ ምርቓ ?   ሎም ቅነ “ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ” ዝብል መሰደመም ካባና ካብ ወገን ደለይቲ ፍትሒ ሰሚዕና:: ብላዕሊ ላዕሊ ንዝርእይ እዚ ብህሎ:  መርገም ድዩ ምርቓ ግር ከብሎ ይኽእል ይኸውን:: ህግ ማለት እቲ ኤርትራ ኣብ 1991...

View Article

ስቅያት ህዝባ’ዩ ስቓያ ሕማማ!

  “ኣብ ስደት ዝርከባ ሓደ ሓደ ናይ ኤርትራውያን መርበባት ኣቐዲመን ኣብ ዝዘርግሖ ግጉይ ሓበሬታ፣ ክልተ ደቁን ሓንቲ ሓብቱን ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩን ካብ ኣባላት ሰራዊት ሓለዋ ዶባት ኤርትራ ብዝተተኮሰሎም ጥይት ተቀቲሎም ዝብል ወረ ከምዝተዘርግሐ ዝሓበረ ክብሮም፣ ነዚ ሓቕነት ዘይብሉ ዘይተጻረየ ሓበሬታ መን...

View Article

መስከረም (መሽረፈት) ኔትን ራድዮ ኤረናን ኣብ ሓደ ማኣዲ

መስከረም (መሽረፈት) ኔትን ራድዮ ኤረናን ኣብ ሓደ ማኣዲ ኣሰና ኣብ ጉዳይ’ቲ ብ1997 ዓም ዝጸደቐ ሃገራዊ ቅዋምን ኣብቲ ካብ ኤችቢሲ ልሒኹ ዝወጽአ ውልቀ መላኺ መራሒ ኢሰያስ ወይ ልኡኻቱ ኣብ ናይታ ባንክ ናይ ስዊዝ ጨንፈር ዝኸዘኑዎ ምዃኑ ዝእመነሉ 700 ሚልዮን ዶላር ዝኣክል ገንዘብ ዘጋለጸ ሓበሬታ ኢያ ተጸሚዳ...

View Article

እታ ጥፍሒ ሓደራ /Pandora Box/ 1ይ ክፋል፡

… more

View Article


እግሪን ኮቦሮን ነንበይኑ! –ሃብተማርያም ኣብራሃ፡ ለንደን ዓዲ-እንግሊዝ

… more

View Article

ስርዓት ኢሳያስ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ

  ስርዓት ኢሳያስ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ውልቀ መላኺ ኢሳያስን ኮራኩሩን፡ ወትሩ ዝምድርዎን ህዝብና ንምድንጋር ዘቅርብዎ ብመዓር ዝተለበጠ መርዝን ብዘየገድስ፡ ንሳቶም ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኖም ኣረሜናውን ኣዕናውን ተግባራቶም ብግብሪ የረጋግጾ ኣሎ፡፡ ኢሳያስን ደቂ መዛሙርትን፡ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኖም ብዙሕ...

View Article


ዑዉር፡ ይመሰለለይ ተዓሊም (ብደብረ)

ዑዉር፡ ይመሰለለይ ተዓሊም (ብደብረ) ኣብ 1999፡ ምስ ‘ቲ ውግእ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዝተኣሳሰረ፡ ዕድሜና ንሃገራዊ ኣገልግሎት ዘይምልከተና፡ሊዕሊ ኣርብዓ ክሳብ ሓምሳ ዓመት ዝኾንና፡ ኣባላት ዑቁር ሰራዊት ተባሂልና ንሳዋ ወሪድና ነይርና። ኣብ ሳዋ ንኽልተ ወርሒ ዝኣክል ብወተሃደራዊ  ሳይንስ ተዓሊምና። ሽዑኡ...

View Article

ሱቅ ጡዑም እንታይ ገደሰኒ (ብደብረ)

ሱቅ ጡዑም እንታይ ገደሰኒ (ብደብረ) ኣንፈት ፖለቲካ ሃገርና ባህርያትናን ኣይርደኣካን እዩ። ደይምሕሳቡ ይሓይሽ ‘ምበር ሕውስውስ ‘ዩ ድብለካ። ብዙሕ ናይ ፖለቲካ ፈላጥ ኣይኮንኩን ግን ከኣ ይርደኣኒ ‘ዩ በሃላይ ‘የ። በዚ መዳይ ንነፍሰይ ምስ ካልኦት (ንኣብነት ምስ ስድራይ) ዘለኒ ኣረኣእያ ክመዝና ከለኹ ኣብ ክልተ...

View Article


ጸጒረይ ክምሸጥ! “ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ’ባ!?”ብዓይነይ ዘጓነፈኒ ፍጻመ፡ ናይ መወዳእታ ክፋል፥

ጸጒረይ ክምሸጥ!   “ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ’ባ!?”   ብዓይነይ ዘጓነፈኒ ፍጻመ፡ ናይ መወዳእታ ክፋል፥   “እዋይ! ኣቲ መዓረይ ንዒ’ስከ በዚኣ ኮፍ በሊ? እንታይ እየ ዝሰምዕ ዘለኹ ጓለይ!? ፈቐዶ ገዛውቲ ደድሕሪ ልቺ ክትኮሊ ውዒልኪ!? እስክሉ?” ብምባል፡ ዋና ገዛ ሓደ ክልተ ቢጎዲኒ ፈቲሓ ንገለ...

View Article

ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ቀዳማይ ክፋል) (ብደብረ)

ጽልኢ ኣይነጎሃህር   (ቀዳማይ ክፋል)   ብመጀመርታ  ንኹሎም ኣንበብቲ ሰላም ክብል ኣፍቅዱለይ። ሰላም ልባዊ ትምኒተይ እዩ። ድሕሪ ሰላም ኩሉ ይመጽእ። ሰላም ኣብዘለወሉ ቅሳነት ይነግስ፡ ጸጋ ይመጽእ። ንቡር ናብራ ይህሉ፡ ምትሕስሳብ ምትሕልላይ ይህሉ፡ ኮታስ እቲ ጽቡቕ ዝበሃል ኩሉ ተፈጻምነት ይህልዎ ብዓቢኡ ከኣ...

View Article

ኣባላት ሲቪላዊ ስለያ ስርዓት ህግደፍ ይቀልዑ!! ካልኣይ ክፋል

… more

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live