Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ምርቓን መርገምን

$
0
0
ሚዛን ብወለዳ  ክትምረቕ ብዘይድሌታ ንዘይትፈልጦ ሰብኣይ ተመርዓወት:: ወለዳ ፍቓዶም ስለዝመልኣትሎም ምዉቕ ሓዳር መስሪታ ፈራይትን ጸጋይትን ክትኮነሎም ተመንዮም ኣፋነውዋ:: ኣብ ዓመታ ቆልዓ ተበኩራ: እንተኾነ ሰብኣያ ሓላፍነት ዘይስምዖ ብምንባሩ: እታ ብርኽቲ ውላድ ናብ ቤታ ተመልሰት:: እቲ ምርቓ ኣይጠቐማን ከይበሃል ምናልባት ካብ ሰብኣያ ብምፍልላያ ዝሓሸ ዕድል ይገጥማ ይኸውን:: ከምቲ ፈረንጅ ዝተኸወለ ምርቓ ዝብልዎ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130