Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ማሕነቆ ቃልሲ ንለውጢ መንእሰያት ስደተኛታት ኤርትራ

$
0
0
ማሕነቆ ቃልሲ ንለውጢ መንእሰያት ስደተኛታት ኤርትራ (መንእሰይ ሮቤል እምባየ ኣባል ኤስደለ ኣብ ዘቕረቦ መግለጺ መጠናኸሪ ጽሑፍ)   ለውጢ ብዘይተሳትፎ መንእሰያት ኣይሰምርን ‘ዩ። ተራ መንእሰያት እቲ ዝለዓለ ቦታ ዝሕዝ ‘ዩ።  ኢሳይያስ ካብ ዝነቕሓሎም እቲ ቀዳማይ ነገር ናይ መንእሰያት ደላይ ለውጢ ምዃንን ነዚ ኣተሓሳስባ ምድሃኽን ‘ዩ። ኣባል ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ መንእሰይ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130