ፍታሕ መጨቖኒ ጥበባት (ቀዳማይ ክፋል) ብደብረ ሓደ ወሃባይ ርእይቶ ኣቶ ዘሙይ ዝበሃሉ ኣብ መጨቆኒ ጥበባት ዝብል ጽሑፈይ እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ክምልሰሎም ሓቲቶምኒ ነይሮም። እተን ሕቶታት እዘን ዝስዕባ እየን። እሞ ኩሉ ሽጣራ ኢሰይያስ ካብ ፈለጥናዮ ጹቡቅ፡ ሕጂ እንታይ ይገበር? መፍትሒ ሽግርና ከመይ እዩ ክከውን? ዶስ እሰያስ እዚ ገበረ እንዳልና ‘ና … more
↧