Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ቀዋሚ ምዱብ ሰራዊት ይሃልወና

ቋም ምዱብ ሰራዊት ይሃልወና የዋህ ሓፋሽ ህዝቢ ካብ ጊዜ ገድሊ ጀሚሩ፡ ከምዚ ሕጂ ዘይኮነስ ብጀካ ኢሳያስ ካልእ ሊቅ ዝኾነ መራሒ የልቦን ኢሉ ዝኣመነሉ እዋን ነይሩ’ዩ። ተዛሪቡ መዓርን ጸባ ዘፍስስ፥ ተዛሪቡ ዘስምዕ፡ ሰሪሑ ደድምዕ፡ ተቃሊሱ ዘውድቅ፡ እፍ ኢሉ ህይወት ዝስኹዕ፡ ኲሉ ዝፈልጥ፡ ተኣምር ድሰርሕ፡ ዝተንበዮ...

View Article


ኣናብባ ምትፍናንን ኣፈታትሓኡን፡

ኣናብባ ምትፍናንን ኣፈታትሓኡን፡          08-01-15. ደጊመ “እንዃዕ ናብ ልደተ-ክርስቶስ ኣብጸሓና” ክብል እፈቱ። ኣስዒበ ድማ ሙሉእ ልደተ – ሓርነት ክኾነልና እምነ። “ከም ኣናብባኻ ኢዩ” ዶ ኢሉ ክቡር ፕረሲደንት። እዚ’ሞ ዘየጠራጥር ሓቂ ኢዩ። ከምዝመስለኒ ምትፍናን ውዱዕ ክኸውን እንከሎ ኣናብ ባኡን...

View Article


ኣቦይ ደምሃይ! ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሰት፡ ዕላል ሓደ ኤርትራዊ ወላዲ!

ኣቦይ ደምሃይ!   ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሰት፡ ዕላል ሓደ ኤርትራዊ ወላዲ!   ቀዳማይ ክፋል፥   ‘ደሓንዶ ውዒልኩም ኣቦይ ደምሃይ?’ “እግዚኣቢሄር ይመስገን! መዓልካ ዝወደይ?” ‘ደሓንዶ ኣለኹም? ከመይ ኣለኹም…’ “እዋይ! ኣንታ ወዲ ሃብታይ ዓርከይ ዲኻ!? መዓስ ደኣ መጺእካ? ደድ…ደሓንዶ ኣለኻ? ከመለኻ?”...

View Article

ለውጢ ካበይ –ካብ ወጻኢ ዓዲ: ካብ ውሽጢ ዓዲ’ዶ ካብ ሓድሽ ዓዲ

መንእሰይ: (ክቡር መንእሰይ ዘይበልኩኻ ኣይትሓዘለይ: ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ዝበልኩኻ: ውሳነኻ ከይፈለጥኩ ከኽብረካ ስለዝኸብደኒ እዩ:: ስለዚ: ኣንታ መንእሰይ ጥራሕ ኢለ እንተጸዋኩኻ ኣይትጉሀ:: )   “ሰጊድ ሰላም” ኢልካን ደኒንካን ዝርከብ ለውጢ ይህሉ ይኸውን:: ካብ ዕግርግር ናብ ጸጥታ: ካብ ህውከት ናብ ስቕታ...

View Article

ህዝቢ ኤርትራ ቅዋም ኣጽዲቑ: ዲክታተርነት ሲዒሩ ንቅዋማዊ ስርዓት ኣብ ቃልሲ ይርከብ

… more

View Article


ቃልሲ ወለዶታት ካበይ ናበይ?

ቃልሲ ወለዶታት ክንብል ከለና እቲ ኣቦታትና ኣብ ኣርብዓታት ዘንቀድዎ ፍትሓዊ ቃልሲ ኤርትራን ኤርትራውነትን’ዩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብሰላማዊ መንገዲ ዝሓተቶ ናይ ርእሰ ውሳኔ መሰል ስለ ዘይሰለጠ ኣንጻር ገዛእቲ ሓይልታት በትሪ ከልዕል ተገዲዱ፡ ታሪኽ ተጋድሎናን ብድሆታቱን እንታይ ነበረ ክግልጽ ኣይኮንኩን ደልየ እንታይ ደኣ...

View Article

ኣቦይ ደምሃይ! ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል፥

ኣቦይ ደምሃይ!   ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል፥   እንታይ ህጹጽ ነገር ስለ ዝተረኽበ’ዩ ግን ሕጂ ድሕሪ 23 ዓመታት፡ ሽማግለታት ብግዲ ዘዕጥቕ ዘሎ!? ሕጂ ንሓደ ክልተ ወርሒ ዘየጸቢ ህውኽ ተዓሊምከ ንምንታይ ኣድለየ? ናይ ኲናት ሓደጋ ከምዘየሎ ባዕሉ ገሊጹዎ’ዩ። እንተ ደኣ ናይ ኲናት ሓደጋ እንተዘየልዩኸ ደቆም...

View Article

“ካብ ጉዪይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ”

… more

View Article


ጸሊም ታሪኽ –ካልኣይ ክፋል

ጸሊም ታሪኽ ካልኣይ ክፋል   ኣዲኡ ዘፍለጠ መርገም ዓብይቲ ዓዲ ኣብ ሓደ እንዳውራይ ስወኦም እንዳጠዓዓሙ ወጃእ እንዳበሉ የዕልሉ ነበሩ። ናይ  ቀደም ዘሕለፍዎ ሂይወት ታሪኽ እንዳዘከሩ “ዝሓለፈ ጥዑም!” እንዳብሉ ናይ ዝሓለፈ ጊዜ ጽቡቅ ምስ ናይ ሕጂ የነጻጽሩ ነበሩ። ኣቦይ ኣብርሃ ግን ዝን ኢሎም ኣብ ሓሳብ ጢሒሎም...

View Article


“ካብ ጉዪይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ” –ካልኣይ ክፋል

ካብ ጉዪይ ምዓል ክሳድ ምሓዝ፡ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ፡ እንተወሓደ ብሰልስተ ነገራት ማለት ብውልቃውነት /ስሰዔ ንዓይ ይጥዓመኒ ናይ ካልእ እንታይ ገደሰኒ ብዝብል ኣተሓሳስባ፡  ብድሑርነት ማለት ዓለም ብግሎብ ደረጃ ኣብ ትወናጨፈሉ ዘላ ህሞት፡ ንሕና ግን ብዓሌትን ወረዳን ኣብ ትሕተ ሃገራውነት ተዓምጺጽና ብምህላውና...

View Article

ትዕዝብቲ ኣብ ፖለቲካን ባህርያቱን – ኣማኑኤል ሳህለ (2ይ ክፋል)

መውጻእቲ ሓራ መውጻእቲ ሓራ ወይ ምንቅስቓስ ዚብሃሉ እንታይ እዮም? ኣስታት 130 ዓመታት ቅድሚ ልደት ክርስቶስ ሮማውያን ንእስራኤላውያን ብመግዛእትን ጭቆናን ሞኽ ምስ ኣበሉዎም፡ ባር-ኮኽባ እተባህለ ምዑት ሰብ ዝመርሖም ተቓለስቲ ኣንጻር መንግስቲ ሮማ መኪቶም። ከምዚ መግበሪኦም፡ ሃይማኖቶምን ባህሎምን ዓሌቶምን...

View Article

ነዲኡ እሰሩዋ!

ነዲኡ እሰሩዋ!   ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ሓደ ዓዲ ብህግደፍ ዝተፈጸመ ተግባር፥   “ሃለው ሃለው? መን ክብል?” “እእእእ መ…ሜጀር ዲኻ?” “እወ ኣነ’የ መን ኢኻ?” “ንሕና ኣባላት ኤምፒ ኢና” “ኣሃ ሕራይ። ረኺብኩሞዶ ነቲ…?” “ኣይረኸብናዮን” “ናበይ ከይዱ? ሰጊሩድዩ?” “ኖኖ ኣሎ ምህላውሲ ግን...

View Article

መጸዋዕታ ንሓርበኛታት ተጋደልቲ ኤርትራ

መጸዋዕታ ንሓርበኛታት ተጋደልቲ ኤርትራ ጻውዒተይ ናብ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ እኳ እንተኾነ፡ ዝያዳ ግን ናብቶም፡ ሓርበኛታት ተቓለስቲ ኣባላት ተሓኤ ነበርን ተቓለስቲ ህግሓኤ ነበርን ዘተኮረ ኢዩ። ክቡራት ገዳይም ሓርበኛታት ተቓለስቲ፡ ድሕሪ እታ ስማዊት ናጽነት ኤርትራ 1991, ውሽጥን ኣካይዳን መራሕቲ ህግደፍ ፈሊጥኩም፡...

View Article


ጨፍላቒ ጥበባት

ካብ ደብረ (መቀጸልታ ጸሊም ታሪኽ)  መግዛእቲ ኢሳይያስን ጉጅሉኡን ካብ ካልእ መግዛእታት ዝፈልዮም እንተሎ ፍሉይ ምስሉይ ጨፍላቂ ጥበባት ምጥቃሞም እዩ። ከይተፈለጥካ፡ መሲልካ፡ ብኸመይ ጨፍሊቕካ ትገዝእ ዝሕግዝ ሜላ ማለት እዩ። ቅልል ብዝበለ ወኻርያስ ቆርበት በጊዕ ተኸዲና ናብ ኣባጊዕ በጊዕ መሲላ ከም ምሕዋስ እዩ።...

View Article

ከም ሓው ጠዓመ በርሀ “ተመሳሳሊ መጸዋዕታ ንሰብ ጸጋ ኤርትራ”

ከም ሓው ጠዓመ በርሀ “ተመሳሳሊ መጸዋዕታ ንሰብ ጸጋ ኤርትራ”   ብሓዊ ኣቶ ጠዓመ በርሀ፡ ንሓርበኛታት ተቓለስቲ ኣባላት ተሓኤ ነበርን ተቓለስቲ ህግሓኤ ዘቅረቦ ጻዊዒት ኣንቢበዮ። ዝድገፍ ጻዊዒት ይብል። ከምቲ ዝበሎ፡ ጊዚያዊ ውልቃዊ ኩራ ኣወጊዶም፡ ንኽጋደሉ ኢሎም ክወጹ ከለዉ ንዝነበሮም ራእይ ኣቐዲሞም፡ ምእንቲ...

View Article


ንሰብ ምንጻል ብስነኣእምሮ ምቕታል ኢዩ::

ንሰብ ምንጻል ብስነኣእምሮ ምቕታል ኢዩ::   ሳራ ክልተ ወርሒ ብዝተቐየደት ውነኣ ተዘናበለ:: ንሳ ቅልጡፍ ኣሳጉማ እግሪ ሰምዐትን ብልጭታ ተራእያን::ኣብታ ሸላ ድማ ብኣርባዕተ መሓውራ እናንፈሓኾት እዝና ናብ  ማዕጾ ኣጸጊዐ ትጸናጸን:: ሳራ ኣብ ኣኽራናት ኩርድ ዒራቕ ምስ መሓዙታ እናተንቀሳቐሰት:ከይፈለጣ ዶብ ኢራን...

View Article

መን’ዩ ልቢ ህዝቢ ደረቱ ?

… more

View Article


ሰብ ናብ ኣራዊት እንክልወጥ

… more

View Article

ማስታወሻ ከኣሥመራ።

… more

View Article

ዚርሳዕ ኣይኮነን!

ዚርሳዕ ኣይኮነን!   ንዝኽሪ’ቶም ንሽዱሽተ ዓመታት ብዘይበደል ተመቊሖምን ኣብ ገሃነም ምልኪ ስፍሪ ኣልቦ ሓሳረ መከራ ኣሕሊፎምን፡ ኣብ መወዳእታ ከኣ ጉጅለ ምልኪ ንገለ ዕላማ ኢሉ፡ ኣብዚ ወርሒ ጥሪ ካብ ናይ ጸላም ጸቢብ ቀይዲ ናብ ናይ ብርሃን ገፊሕ ቀይዲ፡ ቦታ ዝቐየረሎም ግዳያት ምልኪ፡ ድሕሪ’ዚ ኩሉ ስቓይውን...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live