ዑዉር፡ ይመሰለለይ ተዓሊም (ብደብረ) ኣብ 1999፡ ምስ ‘ቲ ውግእ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዝተኣሳሰረ፡ ዕድሜና ንሃገራዊ ኣገልግሎት ዘይምልከተና፡ሊዕሊ ኣርብዓ ክሳብ ሓምሳ ዓመት ዝኾንና፡ ኣባላት ዑቁር ሰራዊት ተባሂልና ንሳዋ ወሪድና ነይርና። ኣብ ሳዋ ንኽልተ ወርሒ ዝኣክል ብወተሃደራዊ ሳይንስ ተዓሊምና። ሽዑኡ ዝተዓለምና ብቕዓት እንተዘይነበረናውን ምስቲ ዝነበረ ኹነታት፡ ስሚዒትን ሃገራውነትን ነቲ ተዓሊም ብልቢ ዝተቐበልናዮ (ሕሙማት ገዲፍካ) ብዙሓት ኢና። … more
↧