ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ቀዳማይ ክፋል) ብመጀመርታ ንኹሎም ኣንበብቲ ሰላም ክብል ኣፍቅዱለይ። ሰላም ልባዊ ትምኒተይ እዩ። ድሕሪ ሰላም ኩሉ ይመጽእ። ሰላም ኣብዘለወሉ ቅሳነት ይነግስ፡ ጸጋ ይመጽእ። ንቡር ናብራ ይህሉ፡ ምትሕስሳብ ምትሕልላይ ይህሉ፡ ኮታስ እቲ ጽቡቕ ዝበሃል ኩሉ ተፈጻምነት ይህልዎ ብዓቢኡ ከኣ ፍቅርን ሕውነትን ግቡእ ቦትኦም ይሕዙ። ኩሉ ኣብ ፍቕሪ እዩ … more
↧