ኣብዚ አዋን’ዚ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብጠቅላላ ዕድመኡ ንመርዓ፡ ንካልኣይ ደረጃ ትምህርትን ስድራቤት ንምሕጋዝ ን ዝበጽሐ ኤርትራዊ መንእሰይ ድማ ብፍላይ፡ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተሰናኺሉ ዕጫኡ ንግዱድ ዕስክርና፡ ስደትን ሕሰም መነባብሮን ኮይኑ’ሎ ። እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ግን፡ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ፡ ኤርትራውያን ኣብ ገዛእ መሬቶም ጓኖት እቶም ብስም ደምህት ዝፍለጡ ዕሱባት ሓለውቲ ስርዓት … more
↧