ጸጒረይ ክምሸጥ! “ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ’ባ!?” ብዓይነይ ዘጓነፈኒ ፍጻመ፡ ናይ መወዳእታ ክፋል፥ “እዋይ! ኣቲ መዓረይ ንዒ’ስከ በዚኣ ኮፍ በሊ? እንታይ እየ ዝሰምዕ ዘለኹ ጓለይ!? ፈቐዶ ገዛውቲ ደድሕሪ ልቺ ክትኮሊ ውዒልኪ!? እስክሉ?” ብምባል፡ ዋና ገዛ ሓደ ክልተ ቢጎዲኒ ፈቲሓ ንገለ ክፋል ጸጉሪ ርእሰይ ትንክፍ ትንክፍ ኣበለቶ’ሞ፡ … more
↧