Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ካልኣይ ክፋል) (ብደብረ)

ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ካልኣይ ክፋል) (ብደብረ)   ክቡራት ኣንበብቲ ሕጂ ከኣ ብዛዕባ ርእይቶ መሃብ ቁሩብ ክዛረብ። ርእይቶ ኣወንታዊን ኣሉታዊን ክኸውን ይኽእል። ግን ሃናጺ ክኸውን ይምረጽ። ስሚዒታውያን ኣይንኹን። እቲ ጸሓፋይ ክብሎ ወይ ከመሓላልፎ ዝደልዮ ነገር ክሳብ ዝውድእ ዕድል ንሃቦ ‘ምበር ብግምት ከምዚ እዩ...

View Article


ርእይቶን ምሕጽንታን ንኣሰናን ንኹሎም ደላይቲ ፍትሕን፥

ርእይቶን ምሕጽንታን ንኣሰናን ንኹሎም ደላይቲ ፍትሕን፥   ነቲ ዕድሜኡ ሙሉእ ብጽንዓትን ሓቦን ንፍትሕን መሰልን ዝተቓለሰን ገና ዝቃለስ ዘሎን ክቡር ሓርበኛን ህቡብ ጋዜጠኛን ሓው ኣማኑኤል እያሱ፡ ‘ጽናዕ! ኣጆኻ! ኣብ ቃልሲ ክትደፍእን ክትድፋእን ዝነበረን ዘሎን’ዩ!’ ብምባል፡ ተስፋ ኣይትቑረጽ ክንብሎ መስሓቕ’ዩ...

View Article


ሸሞንተ መጋቢት!

ሸሞንተ መጋቢት! ‘ኣደ መንበር ሃማደኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ወ/ሮ መብራት ሃብቱ ኣብ መወዳእታ፡ ‘ሸሞንተ መጋቢት፡ ኤርትራውያን ደቂ ኣነስትዮ፡ ነቲ ምእንቲ መሰለንን ማዕርነተንን ንምርግጋጽ ዘካይደኦ ቃልሲ፡ ዝግምግማላን ተሳታፍነተን ኣብ ሃገራዊ መደባት ዘረጋግጻላን ዕዝዝቲ ዕለት ሙዃና’ ገሊጻ። ሃማደኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ኣስታት...

View Article

ጽልኢ ኣህነጎሃህር (ሳልሳይ ክፋል) (ብደብረ)

ከም መእተዊ ናይ ዚ ክፋል ብሳልሳይ ተፈኣትሮኣዊ ሕጊ ኒውቶን ክጅምሮ። ብዙሓት ፊዚክስ ዝተመሃርኩም ነዛ ሕጊ ኣጸቢቆም የስተማቅርዋ እዮም። ሳይንትስት ኒውቶን ኣባል ባይቶ ሃገሩ እዩ ነይሩ። ኣብ ባይቶ ብዙሕ ዘይዛረብ ተዓዛባይ ነይሩ ‘ውን ይበሃል። ኣብ ጥቃ መስኮት ከፍ ምባል የዘውትር ነይሩ። ኣባላት ባይቶ ብጉዳይ...

View Article

ከይተኣወጀ ዝመተ ናጽነት:…ናበይ ገጽና ኢና? (3ይ ክፋል)

… more

View Article


ምሁር ደንቆሮ ዋላስ ሃብታም ስሱዕ

መጋቢት 2015   ምሁር ደንቆሮ ዋላስ ሃብታም ስሱዕ እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ወሪዱ ዘሎ ጸልማት መዋእል ንኸብቅዕ፡ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ዝተዋደደ ሓባራዊ ቃልሲ ከምዝሓትት ንኹሉ ብሩህ’ዩ። ይኹን እምበር ኣድማዒ ፍረ ንምምጻእን ሓፋሽ ንምውዳብንን፡ መሪሕ ተራ ናይቲ ምሁርን  ምኩርን ዜጋ ይሓትት። ንኣብነት ኣብ...

View Article

“ክለብ ኣሰና”

“ክለብ ኣሰና”   ክቡራት ተጠቀምቲን ሰዓብቲን ኣሰና። ካብ ማዕሙቕ ልበይ ዝፈልፈለ ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኹም።   ኣሰና መሰረት ኣንጺፉ ‘ዩ። ነዓና ነቶም ንውልቀ መላኺ  ክንቃለስ ባይታ ዝሰኣና ከምዚ ከማይ ልሳንና ኮይና ኣራኺባትና ኢያ። ልሳንናን ብርዕናን ዝኾነት ኣሰና ክንከባከባ ሞራላዊ ሓላፍነት ኣሎና። ኣሰና...

View Article

ብኣጋጣሚ 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ ብመርበብ ደቂኣነስትዮ ኤርትራውያን ዝውጸ መግለጺ

… more

View Article


በዓል መጋቢት 8 ኣብ ኖርወይ

በዓል መጋቢት 8 ኣብ ኖርወይ መጋቢት 8 ብደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ ኣብ ከተማ ሽየን ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣብቲ ኖርወጃውያን ዕዱማት ዝተረኽቡዎ በዓል ካብ ምሉእ ኖርወይ ዝተረኽቡ ወኪላት ጨናፍር ምስረት ምንቅስቓስ ንድሕነት ሃገርን ሲቪካዊ ማሕበራትን ካልኦት ደለይቲ ፍትሕን ተረኺቦም ነይሮም። ኣብዚ ብክብ...

View Article


ኣብ ጎኑ ደው ንበል (ብደብረ)

መበገሲ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ “ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 5 ሓደገኛ ጉጅለ ስለያ ህግደፍ ተደምሲሳ።” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተጸሓፈ ብስሙር ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ ዝተጸሓፈ ‘ዩ። ነቲ ዝተወሃበ ጋዜጣዊ መግለጺ ከድምቆ ስለዝደለኹ ‘ምበር ሓዲሽ ሓሳብ ኮይኑ ኣይኮነን። ኣብቲ መእተዊ እቲ ጋዜጣዊ መግለጺ “ደባይ ኣሃዱታት ስሙር...

View Article

እታ ቀውጢ ቅብጸት፡ – 4ይ ክፋል ጥፍሒ ሓደራ።

እታ ቀውጢ ቅብጸት፡     4ይ ክፋል ጥፍሒ ሓደራ።                   08. 11. 15፡ ነታ ትመጽእዘላ መዓልቲ እንታይ ሒዝናላ ኣለና? ነዛ ስእሊ ርኢኹም ምስ ግዜ ብምዝማድ ብዛዕባ’ታ ጾታዊ ማዕርነት ዝሰረታ ሸሞንተ መጋቢት ክዛረብ ከምዝደለኹ እንተመሲልኩም ኣ ይተጋገኹምን። ግና ከምኡ ኣይሓሰብኩን። ብዛዕባ...

View Article

ካብ ብዙሕ መደረ ውሑድ ስጉምቲ

መጋቢት 15, 2015 ካብ ብዙሕ መደረ ውሑድ ስጉምቲ ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት፡ ብውልቀን ብጉጅለን፡ ብራድዮን ጋዜጣን ከምኡ’ውን ብኻልኦት መራኸቢ ብዙሓንን፡ ብዛዕባ ሜላ ስርዓት ኢሳያስ፡ መበቆልን ጠባያትን ካብ መጠን ንላዕሊ ተዘሪቡን ገና ይቅጽል ኣሎን። ንኣብነት ኢሳያስ ጽሩይ ኤርትራዊ መበቆል ኣለዎ ድዩ? ናይ ብሓቂ...

View Article

ካብ ኤርትራ ናብ ስዊዘርላንድ ዝመጹ 2 ላዕለዎት መራሕቲ ኦርቶዶክስ (ጳጳሳት) ኣብ ከተማ ሎዛን ንመራሕቲ ሃይማኖትን...

ኣቐዲመ ንኹላትኩም ኣዳለውቲ መደብ ኣሰና ሰላም ክብለኩም ይደሊ። ቀጺለ ከምቲ ኣቐዲምኩም ብራድዮ ኣቃሊሕኩሞ ዝነበርኩም፣ ብዕለት 08.03.2015 ካብ ኤርትራ ናብ ስዊዘርላንድ ዝመጹ 2 ላዕለዎት መራሕቲ ኦርቶዶክስ(ጳጳሳት) ኣብ ከተማ ሎዛን ንመራሕቲ ሃይማኖትን ንኣመንትን (ንህዝቢ) ንዕርቂ ዝምልከት ኣኼባ ኣካይዶም።...

View Article


ካብ መረታ ቐይሕ ኣብ ዝባን ድብታ ካብ ዝርከብ ቤትማእሰርቲ ክሃድሙ ዝፈተኑ ግዳያት፣ ስርዓት ህግደፍ ብጥይት ተሳሂሉዎም።

ህዝቢ መረታ ቐይሕ፣ ካብ መዕቆቢ ተጋደልቲ ናብ ቤትማእሰርቲ ከመይ ኣለኹም  ኩላህኩም መደብ ኣሰና። ኣነ ብእተማሓላልፍዎ ዜና ይኹን ሓበሬታ ብኹሎም መደባትኩም ዕጉብ እየ። ኣብ ስራሕኩም ይኹን መደባትኩም ዓወት ይምነየልኩም። እዛ ዜና ዝሰደልኩም ዘለኹ ካብቶም ኣብኡ ዝነበሩ ናይ ዓይኒ ምስክር ዝረኸብኩዋ እያ ‘ሞ...

View Article

ሓሶታት የማነ ገብረኣብ፡ ንግብኣተ-መሬት ስርዓት ኢሳያስ ዘቀላጥፍ’ዩ

ሓሶታት የማነ ገብረኣብ፡ ንግብኣተ-መሬት ስርዓት ኢሳያስ ዘቀላጥፍ’ዩ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንሓሶታትካ ከቃልዕን ክብድህን ክብል ልዕሊ ዓቅምኻ ኣዎንታዊ ሚዛን ይህበካ ከይህሉ እቅሬታ ግበረለይ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብጋዜጠኛ ያልዳ ሃኪን (Yalda Hakin) ኣገልግሎት መደበር ራድዮ ዓባይ ብሪጣንያ(BBC) ንኤርትራ...

View Article


ዘገምታዊ ዕንወት ሃገር

ነቲ ኣብ ሃገርና ድሕሪ ናጽነት ዝነበረ ኵነታት በብዓመቱ ምስ እንዕዘብ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ኣሰቃቒ ፍጻሜታት ከመይ ኢሉ ከም ዝተፈጥረ ክንግምግም ኢና ንፍትን። ሽዑ ንድሕሪት ንምለስ’ሞ እዚ ሕጂ ኢሰያስ ዝገብሮ ዘሎ ኢሰብኣውን ጸረ ሃገርን ዝኾነ ነገራት ኣብ 1993 ወይ 1995 ክገብሮ እንተ ዝፍትን እንታይ ምተፈጥረ?...

View Article

“የጨዋ ደሞዝ”: ናይ ጭዋ ደሞዝ።

                         “የጨዋ ደሞዝ”: ናይ ጭዋ ደሞዝ።                 20.03.2015 “የጨዋ ደሞዝ” ካብ በለስ “ብኣምሓርኛ ክትብትባ ደልዩ” ኢልኩም ሓሲብኩም ትኾኑ’ምበር ኣይፋለይ። ንሳስ ንፕረሲደንት ኢሳይያስ ት ጽበ ዘላ ዕዮ ገዛ ኢያ። ከምዚ ትርእይዎ ሕሉፍ ድርቅና ኣምሓረተይቲ...

View Article


ዓገብ ዶ/ር ብርሃኑ ነጋ ምሁር ኢትዮጵያ: ዓገብ ምሁራት ሃገርና።

ብዕለት 12 መጋቢት 2015 ዓ፡ም ፈረንጂ ዶ/ር ብርሃኑ ነጋ ኣብዚ ሕጂ ናይ ኣርበኞች ግንቦት ሰባት ዝበሃል ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ውህደት ዝፈጸመ ዕጡቕ ውድብ ተቃዋሚ ኢትዮጵያ ኣቦ መንበር ኮይኑ ዘሎ፡ ምስ መደብር ዜና ዝገበሮ ቃለ መሕትት፡ ዝተዛረቦ  መስደመምን መሕፈሪን ዝኾነ መደረ መዲሩ ‘ዩ ናይ...

View Article

ብድሕሪ ብጫ መብራህቲ ቀይሕ ዶ ቀጠልያ

ነፈርቲ ኩናት ኢትዮጵያ ዓርቢ ንመዕደኒ ወርቂ ቢሻን ኣብ ማይዕዳጋ ዝነበረ መኽዘን ኣጽዋርን ደብዲበን ከቢድ ዕንወት ከምዘውረዳ ኣይጋ ፎረምን ትግራይ ኦን ላይን ዝተሰምያ ወብ ሳይታት ገሊጸን:: ቅድሚ ዘን ወብ ሳይታት ግን ረዲዮ ወጋሕታ ነቲ ፍጻሜ ኣብ ትሕቲ ሕጂ ዝመጸና ሓበሬታ  ብ 20 መጋቢት ” መንነቶም...

View Article

ጥጅእ እንክኹላዕ፡

… more

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live