Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ክቡር ሕሩይ መምህር፡ (THE NOBLE TEACHER) .

… more

View Article


ፖሊስ ጀርመንን ጥልያንን መዓሾ ተስፋማርያም ዝርከቦም 11 መሰጋገርቲ ሰባት ከምዝኣሰሩ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን።

ፖሊስ ጀርመንን ጥልያንን፣ ሊብያ መዋፈሪኦም ገይሮም፣ ክሳብ 3 ሽሕ ዶላር ንሓደ እናኣኽፈሉ ልዕሊ 20 ስደተኛታት ዝሓዛ ጀላቡ ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ዓዲ ጥልያን ከሰጋግሩ ምጽንሖም ዝኸሰሱዎም፣ 29 ዓመት ዝዕድሚኡ ኣብ ጀርመን ዝምቕማጡ መዓሾ ተስፋማርያም ዝተባህለ ኤርትራዊ ዝርከቦም 11 ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ...

View Article


ውዕሎ ሓመድ ድበ ህግደፍ፡ ኣብ ከተማ ስታቫንገር

… more

View Article

ርኢቶይ ንኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢን ንኣባላት መሪሕነታት ባይቶን ፈጻሚ ኣካልን

ዝኸበርኩም ኣባልት መሪሕነት ባይቶን፡ ፈጻሚ ኣካልን፡ ከምኡ መላእ ኣባላትን ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባዲለ)፡ ልባዊ ሕውነታዊ ሰላምታይ ኣቐድመልኩም። ኣብዚ ፍሉይ ሓላፍነታዊ መድረኽ ኤርትራዊ እነብር ስለዘለኹ፤ በቲ ከም ህዝቢ ወሪዱና ዘሎ ዘየላቡ ኣሰቓቒ እዋንን፡ ማዕረ-ማዕረ እዚ ከኣ፡...

View Article

ረፑብሊክ!

ረፑብሊክ!   ብምኽንያት ካልኣይ ሕታም መጽሄት ረፑብሊክ፡ ነቶም ኣብ ሕምብርቲ ጸላኢ ኮይኖም፡ ምልኪ ንምብዳህ ዝቃለሱ ዘለዉ ጀጋኑ ሃገራውያን እትምጉስ ናዕታ።   ኣቱም ደቂ ሃገር ሰብ ድርብ መዓንጣ ኣብዛ ቦታ ራዕዲ ምልኪ ዘንቀጥቀጣ ዕጅብ ከይበለኩም ዝመጸኩም ጣጣ ነዛ ሓላል መሬት ሕሰም ክቕንጠጣ ጽሑፋት ዘርጊሕኩም...

View Article


ንዝገበረ ወይ ግበረሉ ወይ ንገረሉ፡-ዝናታት ከተማ ሳንድየጎ!

ንዝገበረ ወይ ግበረሉ ወይ ንገረሉ፡-ዝናታት ከተማ ሳንድየጎ! ኣብ ናይ ሎሚ ሓጻር ሓተታይ ብመጀመርያ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፣ ብዛዕባ እዚ ካብ 15-19 ታሕሳስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ጸዊዕዎ ዘሎ ህጹጽ ኣኼባ መሰረት ብምግባር ኣብ ሳንድየጎ ዝቕመጡ ደለይቲ ፍትሕን፡ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ኣባላት...

View Article

ጉዳይ ክሲን ጥርዓንን ብዝዕባ ኩባንያ ነቭሰን ዘውረዶ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ሰራሕተኛታት –ካብ...

ዕለት 15/11/014   ካብ ኢርትራዊያን ሰራሕተኛታት  ዕደና  ቢሻ ኢርትራ   ጉዳይ ፥ክሲን ጥርዓንን ብዝዕባ ኩባንያ ኘቭስን ዘውረዶ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኢርትራዊያን ሰራሕተኛታት   እዚ ዝስዕብ ክሲ ኩባንያ ነቭሰን ሪሶርሰስ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ኢርትራውያን ንዝገበሮን/ ንዝፈጾሞን ንዝፍጽሞን ዘሎ...

View Article

ምህርትኻ ኣርእየና?

ምህርትኻ ኣርእየና?   ሓደ ህርኩት ሓረስታይ፡ ሓደ ምዕሮ (ኣርባዕተ ምለሊኽ) ዝኾና ዘርኢ መሸላ ወይ ጣፍ ካብ ለግስቲ ምስተዋህበኦ፡ ንሱ ኸኣ ግራቱ ገሪፉ፣ ረዊሑ፣ ኣዋህሊሉ፣ ዘሪኡ፣ ጻህዩ፣ ዓጺዱ፣ ጎኒኹ፣ ኣኺዱ ምህርቱ ምስሓፈሰ፡ “ምህርትኻ ኣርእየና?” ኢሎም እንተ ዝሓቱዎስ ነየናይ ምህርቲ ኾን መቕረበሎም...

View Article


ጋዜጣዊ መግለጺ ስሙር ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ

… more

View Article


የቐኒየልና ንሀግደፍ ዘቃሉዑልና

የቐኒየልና ንሀግደፍ ዘቃሉዑልና Tesfamariam Wel. 21/12/2014/ Norway   ብምትሕብባር ኮርዒዳ ወናኒ ኣሰና ደኺመ ዘይብል ኣማኒኤ ኢ. ሓውና ዘሎ ኣኻኺቡ ወረ ዓድና ዘአንግደና ኣሰና ተዘይ ትህሉስ ታይኮን ምኾና?   ኣይምሰማዕናን ንህግደፍ ጉዱ ዘጋልጽ እንቋዕ ተማህዘ ምዕባለ ሓንጎሉ ዘናወጽ መርበባት...

View Article

ንመዓዓድ’ታ መፍትሕ ሓድነት’ያ

… more

View Article

ግደፍ ዝፈከረስ ዝወርወረ!

… more

View Article

ድሕሪ ባዶነትከ ናበይ ገጽና?

… more

View Article


ኣገዳሲ መጸዋዕታ፡ መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ

ኣገዳሲ መጸዋዕታ፡ ርድኢትን ተራን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሚሽን መርማሪት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት (UN Commission of Inquiry on Eritrea)   ክቡራት ነበብቲ፡ መርበብ ኤርትራውያን ሲቪካዊያን ማሕበራት አብ ኤውሮጳ (መ.ኤ.ሲ.ማ.- ኤውሮጳ)፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስን ፍትሕን ነጊሱ፡ ሰብኣዊ መሰላት...

View Article

ትምኒት ደልይቲ ፍትሒ ንሓዲሽ ዓመት እንታይኮን ይከውን

ትምኒት ደልይቲ ፍትሒ ንሓዲሽ ዓመት እንታይኮን ይከውን  ርሑስ በዓል ልደትን ሓዲስ ዓመትን ክኮነልና ዘሎኒ ምንዮተይ ክገልጽ። ሰላምን ሰናይን ንኵልዅም ደለይቲ ሰናይ። ብምቅጻል ንሕና ከም ሕዝቢ ኤርትራ ፡ብፍላይ ከኣ ከም ደለይቲ ፍትሒን ሰናይን፡ ምንዮትናን ድሌትናን ብሰናይ  ግብርና እዩ እሞ፡ ቅድም መብጸዓና/ድሌትና...

View Article


ምትእምማን ቦኺሩና ኣሎ

ዘለናዮ ቅንያት፡ ብመሰረት ኣቆጻጽራ ናይ ጎርጎራውያን፡ ዓመተ 2014 ወዲእና ናብ ዓመተ 2015 ንሰጋገረሉ ቅንያት ኢዩ። ከምቲ ልሙድ፡ ነዚ ኣቆጻጽራ’ዚ ዝኽተሉ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ናይ’ዛ ዓለም ዝነብሩ ኣህዛብ፡ ንፈተውቶምን መቕርቦምን ብዝተፈላለየ መንገዲ ናይ “ሰናይ ሓድሽ ዓመት” ትምኒቶም ክገልጹ ንርእን...

View Article

መርገም ድዩ ዕድል፡ ፍርሒ ድዩ ወይስ ዕሽነት?

መርገም ድዩ ዕድል፡ ፍርሒ ድዩ ወይስ ዕሽነት፡ እንታይነቱ ብዘየገድስ ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ናይቶም ናተይ ዝብሎም ጨካናት ኣማሓደርቱ ካብ ዝኸውን እንሆ ልዕሊ ክልተ ዕስራ  ዓመታት ኣቝጺሩ ይርከብ ኣሎ።  እዚ ኣብ ህዝብና ወሪዱ  ዘሎ ኣደራዕ መግዛእቲ፡ ኣብ ካልኦት ህዝብታት እውን በብግዜኡ ወሪዱን ተራእዩን ኢዩ። ኮይኑ...

View Article


ኣመል ምስመግነዝ !

                          ኣመል ምስመግነዝ !     01. 01. 2015. ኣብዛ ዳሕራይ ዘይትድገም መወዳእታ መዓልቲ 2014 ኴይነ ንመላእ ዝብቢ ሃገርናን ዓለምን “እንኳዕ ኣብጸሓኩም” ክብል እፈቱ። ብልምዲ ንበሎ ብባህሊ ከምዝዝውተር ናይ መወዳእታ ዕለት ናይታ ትወጽእ ዓመት ካብገዛኻ ኣይውጻእን ኢዩ...

View Article

ገመል ሓሰሪቕካ ጉምብሕጉምሕ፣ ጸወታ ህግደፍ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ

ብ20 ታሕሳስ,2014 ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝመጽኡ ተስፋልደት ስምኦን፣ ተመስገን (ባዚጋር)፣ መሓሪ፣ ኣርቡሻ፣ ዳዊት፣ ጆን፣ ሳሚ ብርሃነ ዝርከቡዎም ድምጻውያንን ሙዚቀኛታትን ዝሓዘት ሓንቲ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ባህላዊ ምሸት ኣካይዳ ነይራ። እዚ መደብ ካብ ካልኦት ልኡኻት ስርዓት ዘዳልዉዎም መደባት ዝፈልዮ...

View Article

መልሲ ንሓተትትን ወሃብቲ ርእይቶን እሩም ቋንቋ ትግርኛ 7ይ ክፋል፥

መልሲ ንሓተትትን ወሃብቲ ርእይቶን እሩም ቋንቋ ትግርኛ 7ይ ክፋል፥   ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ነበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታትን ርእይቶታትን ንኽምልስ፡ በዛ ቀጺላ እትቐርብ ኣገዳሲት መልእኽቲ ሓውና ጸሃየ ኣቢለ ክሓልፍ ፍቐዱለይ?...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live