ኣገዳሲ መጸዋዕታ፡ ርድኢትን ተራን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሚሽን መርማሪት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት (UN Commission of Inquiry on Eritrea) ክቡራት ነበብቲ፡ መርበብ ኤርትራውያን ሲቪካዊያን ማሕበራት አብ ኤውሮጳ (መ.ኤ.ሲ.ማ.- ኤውሮጳ)፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስን ፍትሕን ነጊሱ፡ ሰብኣዊ መሰላት ዜጋታት ንክኽበር፡ እጃሙ ንምዉፋይ፡ ኣብ 2002 ዝቖመ፡ ምስ ኩለን ፖለቲካዊ ዉድባት ማዕረ-ርሕቐት (equidistance) ሒዙ … more
↧