Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ፖሊስ ጀርመንን ጥልያንን መዓሾ ተስፋማርያም ዝርከቦም 11 መሰጋገርቲ ሰባት ከምዝኣሰሩ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን።

$
0
0
ፖሊስ ጀርመንን ጥልያንን፣ ሊብያ መዋፈሪኦም ገይሮም፣ ክሳብ 3 ሽሕ ዶላር ንሓደ እናኣኽፈሉ ልዕሊ 20 ስደተኛታት ዝሓዛ ጀላቡ ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ዓዲ ጥልያን ከሰጋግሩ ምጽንሖም ዝኸሰሱዎም፣ 29 ዓመት ዝዕድሚኡ ኣብ ጀርመን ዝምቕማጡ መዓሾ ተስፋማርያም ዝተባህለ ኤርትራዊ ዝርከቦም 11 ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ስደተኛታት ከምዝኣሰሩ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን። እዞም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130