ትምኒት ደልይቲ ፍትሒ ንሓዲሽ ዓመት እንታይኮን ይከውን ርሑስ በዓል ልደትን ሓዲስ ዓመትን ክኮነልና ዘሎኒ ምንዮተይ ክገልጽ። ሰላምን ሰናይን ንኵልዅም ደለይቲ ሰናይ። ብምቅጻል ንሕና ከም ሕዝቢ ኤርትራ ፡ብፍላይ ከኣ ከም ደለይቲ ፍትሒን ሰናይን፡ ምንዮትናን ድሌትናን ብሰናይ ግብርና እዩ እሞ፡ ቅድም መብጸዓና/ድሌትና እንታይ ምኳኑ፡ ድሓር ከኣ ንክዉንነቱ ገዛእ ርእስካ ምድላውን እታ ክንገብራ … more
↧