የቐኒየልና ንሀግደፍ ዘቃሉዑልና Tesfamariam Wel. 21/12/2014/ Norway ብምትሕብባር ኮርዒዳ ወናኒ ኣሰና ደኺመ ዘይብል ኣማኒኤ ኢ. ሓውና ዘሎ ኣኻኺቡ ወረ ዓድና ዘአንግደና ኣሰና ተዘይ ትህሉስ ታይኮን ምኾና? ኣይምሰማዕናን ንህግደፍ ጉዱ ዘጋልጽ እንቋዕ ተማህዘ ምዕባለ ሓንጎሉ ዘናወጽ መርበባት ማዕከናትና ኣቢለንኦ ዓጽዓጽ ዓጀውጆው ጀሚሮም ተስፋ ብምቑራጽ ማዕከናት ራድዮ ኤረና ራድዮ … more
↧