Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ሓቂዶ’ሞ ክንዛረብ፧

… more

View Article


ሓለፍቲ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ህግደፍ ምስጢራዊ ስራሓቶም ኣብ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ቀስ ብቀስ ይጋለጽ ኣሎ፡።

ሓለፍቲ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ህግደፍ ምስጢራዊ ስራሓቶም ኣብ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ቀስ ብቀስ ይጋለጽ ኣሎ፡። ድሕሪ ምእላይ እቶም ክልተ ካድራት ህግደፍ ዮፍታሄን ጸሓፊኡ ሃብቶም ርእሶምን፥ ንብረት ቤተ ክርስቲያን ዝተረከቡ ክልተ ጳጳሳት ኣባ ጴጥሮስን ኣባ ባስልዮስን፥ብስም ቤተ ክርስትያን ዘሎ፥ ሕሳብ ናብኣቶም...

View Article


ህግደፋዊ ውደባኸ ንምንታይ ዓላማ?። 7ይ ክፋል ሓድጊ ህግደፍ።

… more

View Article

ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር መጋበርያ ህ.ግ.ደ.ፍ ዝኾነ ፍጮ ሃ.ማ.ደ.ኤ ጀርመን መበል 35 ዓ. ኢዮበልዩ ኣብ ከተማ ጎፒንገን...

… more

View Article

ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ::

ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ:: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ:: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ  12/11/20 ጀርመን:: ስምረት ማለት ሓደ ምኻን ጥራይ ኣየስሞዕን:: ስምረት ማለት ዕርቂ እዩ:: ዕርቂ ናይ ሓባር ዕላማ ወይ ትጽቢት ንዘለዎም ማለት እዩ:: ብዙሓት ወገናት : ናይ ሓባር ትጽቢት ዘለዎም ክንሶም ኣብ...

View Article


ነፍሰኄር ኣቦና ዶር ተወልደ ተስፋማርያም፥ ኣቦ ሓድነት ኤርትራውያን፥ ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ሎንዶን ብልዑል ክብሪ ተዘኪሮም

… more

View Article

ኣገዳስነት ምኣዲ ዘተ ኣብ ምህናጽ ደሞክራሲያዊ ሕብረተሰብ ኤርትራ!

ን ብ ስ ራ ት! ምጅማር ምኣዲ  ዘተ! ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን – እቲ ንነዊሕ ግዜ ተቛሪጹ ዚጸንሐ ምኣዲ ዘተ – ወርሓዊ ኣኼባ ኪጅምር ምዃኑ ብትሕትና ከበስረኩም እፈቱ።ስለዚ፡ ተሳተፍቲ፡  ዘተ ንምህብታም  ክዝረበሉ  ይግባእ እትብሉዎ ጉዳያት ሓሲብኩሙሉ ክትመጹ ብትሕትና አተሓሳስብ። ዕለት፡-  ቀዳም፡ ሕዳር...

View Article

ሃማደኤ ድስቲ ኵስኵስቲ ኢሰያስ

ሃማደኤ ድስቲ ኵስኵስቲ ኢሰያስ   ጭፍራ ህግደፍ ጽብብ ክብሎ ከሎ፡ መሳርሒኡ ካብ ዘቘመን ማሕበራት ንሃማደኤ እዩ ዝዓበየ መደብ ዝህበን። ሃማደኤ ድማ ከም ድስቱ ኵስኵስቱ መጠን ብዕሙት ዓይነን፡ “እሺ ሕራይ” ዝቕበልኦ።   ኣብ ጀርመን ዝርከባ ኣባላት ሃማደኤ ን22 ሕዳር 2014፡ ኣብ ጐፒንገን (Göppingen)...

View Article


ተጋ/ የማነ ተ/ገርግሽ “ኣብ ዘይመዓልትኻ ኣይምወትን`ዩ”

ተጋ/ የማነ ተ/ገርግሽ “ኣብ ዘይመዓልትኻ ኣይምወትን`ዩ” ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ተጋ/ የማነ፤ ከመዮ ዝበልካዮ ንሓደ መዓልቲ ዘዋግእ ብረት ተጸሚዱልካ፤ብለይትን ቀትርን፤ብሰብኡትን ኣንስትን ተሰሊኻ፤ብዘየድምጽ ብረት ኣልግብ ኣቢሎም ከቃብጹኻ`ሞ ንዘልኣለም ምስ ምስጢራትካ ተቀቢርካ ንኽተርፍ ዝተጻውደ ኮንቱ ዕጥቂ መኺኑስ፤...

View Article


ሓጺር መግለጺ ውጽኢት ቀዳማይ ኣኼባ ምስ ፖሊቲካውን በርገሳውን ውድባት ኤርትራ

ሓጺር መግለጺ ውጽኢት ቀዳማይ ኣኼባ ምስ ፖሊቲካውን በርገሳውን ውድባት ኤርትራ ጥቅምቲ 23-25፡ 2014፥ ቪየና፡ ቨርጂንያ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ   ብእንግዶት ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) ኣብ ተቓውሞ ንዝርከባ ሃገራውያን ፖለቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን ንምሕባር ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ...

View Article

ሃገር በ ቡ ቢ ባ ቤ ብ ቦ ኮይና ኣላ::

ሃገር በ ቡ ቢ ባ ቤ ብ ቦ ኮይና ኣላ:: ሚካኣኤል ኣጎስቲኖ 1) በ- በንዚን የሎን 2) ቡ- ቡን የለን 3) ቢ- ቢራ የሎን 4) ባ- ባኒ የለን 5) ቤ- ቤት የለን 6) ብ- ብርሃን የለን 7) ቦ- ቦታኻ ኺድ ኢሳያስ እዚ ኣብ ኤርትራ ዝብልዎ መንእስያት እዮም:: … more

View Article

ዓሚ ዝሞተ ምራኽ ፈኑ፡

View Article

መልሲ ንኣቶ ሳልሕ ቃዲ ጁሃር!!!! “ዓቢ ሰብ ክጋገ ፡ ጌጋኡ ክንዲ እምባ ይኸውን” ኣባሃህላ ቐዳሞት፡

… more

View Article


ፖሎቲካዊ ኩስኮሳ ኢሳይያስ ዘበደለን ሃ.ማ.ደ.ኤ

… more

View Article

ንድሕነት ባይቶ –ብወልደየሱስ ዓንደማርያም

ይኣክል ንበሎ!! ዘዝሰራሕናዮ ይፍንጥሓና ኣሎ። እስከ ኩላትና ኣባላት ባይቶ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ታሪኽ ተቓዉሞ ደምበ ዘይተሰምዐ፡ እቲ ዘይልሙድን ዘይንቡርን ንግበር። ተጋራጭዮም ፋሕ ኢሎም ዘይኮነስ፡ ግርጭቶም ፈቲሖም ተዓሪቖም ንቕድሚት ይደፍኡ ኣለው ዝብል ቃና ንህዝብና ነስምዓዮ። ነዚ ኹሉ በብዓመቱ ቁጽረን ዘይፍለጥ...

View Article


ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ መሪሕነትን ፈጻሚ ቤት ጽሕፈትን ኤርትራዊ ሃግራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

… more

View Article

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ሕጂ ውን ኣብ ዓዘቕቲ ኣፍ ቶዃሉ

… more

View Article


ፖለቲካዊ ተቦጉሶ ንምውናን ጥዑይ ሕድሕድ ዝምድና ኣብ መንጎ ተቓውሞ ሓይልታት ኤርትራ፡ ምህናጽ ናይ ግደን’ዩ

… more

View Article

ምምሕዳር ዞባታትን ምምቕራሕ ጸጋታት ሃገርናን ብመንጽር ጽገናዊ ለውጢ (መቐጸልታን መብርህን) –ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም

… more

View Article

ብደወል ዓርቢ ሓርነት እዛ ልበይ ተሰቕለት! ካልኣይን መወዳእታን

ብደወል ዓርቢ ሓርነት እዛ ልበይ ተሰቕለት! ካልኣይን መወዳእታን ብደወል ዓርቢ ሓርነት እዛ ልበይ ተሰቕለት! ይበዝሕ ኣሎ ዘወጣውጠለይ ስሕለት እንቋዕ’ዛ ዓርቢ ሓለፈት! እብል ንሰሙን ምልስ ትብል ልበይ ግን ሓዊ ትኣጉድ ዓርቢ ትመጽእ ዝገደደት ይኣክል! ይኣክል! ዝብል ሒዛ ዘሰምብድ ጸዋዒት ከፊኦምኒ ከኣ ተኸዊሎም...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live