ንዝገበረ ወይ ግበረሉ ወይ ንገረሉ፡-ዝናታት ከተማ ሳንድየጎ! ኣብ ናይ ሎሚ ሓጻር ሓተታይ ብመጀመርያ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፣ ብዛዕባ እዚ ካብ 15-19 ታሕሳስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ጸዊዕዎ ዘሎ ህጹጽ ኣኼባ መሰረት ብምግባር ኣብ ሳንድየጎ ዝቕመጡ ደለይቲ ፍትሕን፡ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ኣባላት ዝተፈላልዩ ፖለቲካውን፣ ሲቪካውን ማሕበራት፣ ንዓይን ንኩሎም ኣባላት ባይቶን ንምትብባዕን፣ ንምድጋፍን … more
↧