ዕለት 15/11/014 ካብ ኢርትራዊያን ሰራሕተኛታት ዕደና ቢሻ ኢርትራ ጉዳይ ፥ክሲን ጥርዓንን ብዝዕባ ኩባንያ ኘቭስን ዘውረዶ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኢርትራዊያን ሰራሕተኛታት እዚ ዝስዕብ ክሲ ኩባንያ ነቭሰን ሪሶርሰስ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ኢርትራውያን ንዝገበሮን/ ንዝፈጾሞን ንዝፍጽሞን ዘሎ ግህሰት ሰባኣዊ መሰላት፥ጭቖና፥ ምምዝማዝ፥ ሑሱር፥ ጉልበት፥ ምጥምዛዝን ምምዝማዝን ሕጊ ዕዮ ኢርትራን … more
↧