Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ርኢቶይ ንኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢን ንኣባላት መሪሕነታት ባይቶን ፈጻሚ ኣካልን

$
0
0
ዝኸበርኩም ኣባልት መሪሕነት ባይቶን፡ ፈጻሚ ኣካልን፡ ከምኡ መላእ ኣባላትን ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባዲለ)፡ ልባዊ ሕውነታዊ ሰላምታይ ኣቐድመልኩም። ኣብዚ ፍሉይ ሓላፍነታዊ መድረኽ ኤርትራዊ እነብር ስለዘለኹ፤ በቲ ከም ህዝቢ ወሪዱና ዘሎ ዘየላቡ ኣሰቓቒ እዋንን፡ ማዕረ-ማዕረ እዚ ከኣ፡ በቲ ጠንባስ ህልው ኩነታት መሪሕነት ኤሃባዲለን፡ ኣብ ዘየቅስን ድርብ ሻቕሎት ሰጢመ፡ ብድሩት … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130