Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ህበይ ፅሕፍ’ለኹ ኢላ ኣብ ክንዲ ብክንቲት ብካራ ክሳዳ በጢሳ

ናብ ዝኸበርኩም መደብ መቕረብቲ፤ ኣነ ኢትዮጵያዊ ኮይነ መደብኩም ካብ ብዕሙቀት ዝከተታተሉ ሓደ እየ። እስቲ ኣብዚ ሰሙን ዝተዓዘብክዎ ንእሽተይ ወስ ከብለልኩም እሞ ብዝጥዕም ክተቕርብዋ ይምነ። ህበይ ፅሕፍለኹ ኢላ ኣብ ክንዲ ብክንቲት ብካራ ክሳዳ በጢሳ ይበሃል። እዛ ሓሳብ ገና ብቖልትና እናሃለና ፅውፅዋይ ዝዝረበና...

View Article


ካብ ሕሉፍ ታሪኽና ክንመሃሮ ዘሎና ጉዳይ

“ Those who cannot learn from history are doomed to repeat it “ Gearge Santayana ትርጉሙ “ እዞም ካብ ታሪኽ ዘይመሃሩ ፥ ጌጋታት እናዯገሙ ይነብሩ “ ሽግራት ብቐሊሉ ክፍትሑ ኣብ ዘለውሉ እዋን ፥ ቀልጢፍካ ብዘይምውሳንን ሓቢርካ ብዘይምስራሕን ፥ ኣብ ዘይተዯልየን ብቐሊሉ...

View Article


ፑቲን ሲ ኣመሪካ ክትዕንጅለሉ ‘ቪቫ ትራምፕ!’ ይብል ይህሉ፣ ደገፍቲ ህግደፍ ከ እንታይ እዩ ጣቍኦም?

ኣመሪካ ገና ጎብለል ዓለምና ከም ምህላዋ መጠን፣ እቲ ጽባሕ 8 ሕዳር 2016 ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫኣ ዓለም-ለኻዊ ኣቓልቦ ክስሕብ ባህርያዊ እዩ። ኣብ ከምዚ ኩነታት ዝዓጀበኒ ሓደ ነገር እንተሃልዩ፣ ህዝቢ ኣመሪካ ጽባሕ ንሂላሪ ክሊንተን ወይ ዶናልድ ትራምፕ ከም ፕረዚደንት ንምምራጽ ድምጹ ክህብ ተዋዲዱሉ ኣብ...

View Article

ህዝቢ ኤርትራ፡ ሴፍን ዋልታን ክትኮኖ ብሃንቀውታ ይጽበየካ’ሎ

ዝኸበርካ ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ እዚ ዘካፍለካ ዘለኹ ሕውነታዊ ምኽርን ምሕጽንታን፡ ዕድመን ጾታን ዘይፈሊ ኣውያት፡ ማእሰርትን ስደትን ህዝብና ለይትን መዓልትን ክስምዖ ይመረኒ፡ የሕስበኒ፡ ህላወ ኤርትራ የጠራጥረኒ ስለዘሎ፡ ህዝብኻን ሃገርካን ካብ ጥፍኣት ንምድሓን ንመጻኢ ወለዶ ዘኹርዕ ስጉምቲ ክትወስድ...

View Article

ናይ 1973 ዝነበረ ምንቅስቓስ

ወርሒ 10/ 1973 ናይ 1973 ዝነበር ምንቅስቓስ  ብከምዚ ኣገባብ ይጅምር* በራኺ ፈንቅል ጸጋይ ቀሺ ኣድሓኖም ኢሰያስ ተወልደብርሃን ኮይኖም ንኢሰያስ ኣፈወርቂ ከምዚ ይብልዎ፡- እዚ ኵሉ ኩነታት ኣምጺእዎ ዘሎ ሰለሙን ወልደማርያም ኢዩ። ምኽንያቱ ካብ ቀደም ጅሚሩ ዝገብሮ ዝነበረ ናይ ኣውራጃ ምንቅስቓስ ሕጂ’ውን...

View Article


ዓለምለካዊ ተበጉሶ ቁኑዕ መርሓ ምስ ቁኑዕ ስትራተጂ

ነዛ ሓጻር መልእቲ ክጽሕፍ ዝቐሰበኒ ምክንያት ብዕለት 06/11/2016  ኣብ  ዕላል-የዕሩኽ (paltalk) ሕድሪ ጀጋኑናን ስመር-I  (Smerrr1 – and  Hidi Jeganuna )  ኣሳለጥቲ ዓለምለካዊ  ተበጉሶ  ሓይሊ ዕማም ዘቕረቡዎ ኣስተምህሮን ሓበሬታን ዝሃብዎ ብትሕዝትኡን ኣቀራርቡኡን ›ኣዝዩ ልብካ...

View Article

Scarico 1 ስካሪኮ

ብ ኣወልኼር ዓ/ሕፊዝ ”ናይ ዝተወለድካላ ስድራ፤ናይ ዝብጻሓካ ቦታን ህዝብን ባህልን ቋንቋን፡ ናይ ትኣምኖ ሃይማኖት፤ ናይ ዝተማሃርካላ ቤት ትምህርቲ፡  ናይ ትድግፋ ጋንታ ኩዑሶ …. እንቲማእ (ፍቅርን ሓላፍነትን) ክስመዓካ ባህርያዊ`ዩ።ካብ ካለኦት ዝለዓልካ (ዝበለጽካ) ወይ ዝተሓትካ ኮንካ ዝስመዓካ ኮይኑ ግና...

View Article

መላኽነት ወይ Dictatorship እንታይ’ዩ? –ዶር. ዮሃንስ ወ. ጉብሳ (አባል ስኒት ሚነሶታ ሕ .መ. ኣሜሪካ)

መላኽነት ወይ Dictatorship እንታይ‘ዩ? ቕድሚ መላኽነት ወይ Dictatorship እንታይ’ዩ? ንዝብል ሕቶ ዝርዝራዊ መልሲ ምሃብ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ወይ democratic system ኣንታይ ከምዝኾነ አሕጽር አቢልካ ምርአይ አገዳሲ ይኸውን። ዲሞክራስያዊ ስርዓት ወይ democratic system ካልእ ጫፍ ወይ...

View Article


ህዝቢ ኤርትራ ጥራሕ’ዩ ሓሲምዎን ርህይዎን ሓቀኛ መስካሪ

ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ህግደፍ፡ ሕጊ፡ ቅዋምን ግሉጽነትን ስለዘየለ፡ ኤርትራውያን ፍትሕን መሰልን ክረኽቡ ትጽቢት ክገብሩ ኣይክእሉን’ዮም። ስርዓት ህግደፍ፡ ህዝቢ ኤርትራ ህይወቱ ክመርሕን ዕድላቱ ክውስንን ኣእምሮን ልቦናን ከምዘይብሉ ገይሩ ስለዝወስዶ፡ “ኣነ ዝበልኩኻ ጥራሕ ግበር” ብምባል’ዩ ንመዓልታዊ ምንቅስቃሱ ኣብ...

View Article


እዚ እንተዘይ ኮይኑ ኣየናይ`ዩ ደኣ ሽበራ ?!

ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ከተማ ሓለብ ሓንቲ ካብተን ጥንታውያን ከተማ ደቂ ሰብ`ያ። ደቂ ሰብ እናረኣዩ እናሰምዑ ከኣ ትዓኑ`ላ። ንረብሓ መን`ዩ ?ንረብሓ መን`ዩ ዝብል ዛዕባ ይጽናሓልና`ሞ፤  ድሕሪ`ዚ ንርእዮ ዘሎና ህልቀት፤ ዝውሕዝ ዘሎ ደም፤ ጽባሕ ኣብ መሰረት ናይ`ዚ ዑና` ዚ ዝህነጽ ኣእምሮን ኣተሕሳስባን ከመይ...

View Article

ብሕቱው ዕላል `ስልጣን ኣልቦ` ሹመኛታት

                           (ምድሃል + ምልማስ + ምስጓግ) x (ዘይምትእምማን + ብኲራት ምሁራን) =                                                       ምብትታን ህዝብን ሃገርን   ኣብ መንበሪ ገዛ እንዳ ሓደ ብ/ጀነራል ክልተ ኮሎኔላት፡ ሓደ ማእከላይ ጽፍሒ...

View Article

ብዘይ ልጓም በቅሊ ምውጣሕ ኣይክኣልን’ዩ

ኣሽምባይዶ ንዓቅሚ ኣዳምን ሂዋንን ዝበጽሐ ሰብ ዘጽብቀሉን ዘኽፍኣሉን ዝግንዘብ ሰብ፡ ወለዲ ሓደ ዓመት ዝገበረ ውላዶም’ውን “እንታይ ይሕሸካ” ኢሎም ዝበልዖ መግቢ ፡ ዝሰትዮን ዝለብሶ ክዳንን የምርጽዎ። ወለዲ ሓደ- ሓደ እዋን ጠለብን ቃሕታን ውላዶም ይሰምዑ፡ ካልእ እዋን ድማ ብሕጽረት ዓቅሚ ወይ ብጽቡቅ ሓልዮት፡...

View Article

ኤርትራ፡ ንቡር ኔራ ዕዉር ተእቱ! (ብኣማን ጎይትኦም)

ኤርትራ ልኡላዉነታ ካብ ተረጋግጽ ንመጀመርያ እዋን መሬታ ንወታሃደራዊ መደበር ክትጥቀመሉ ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብኽራይ ከምዝሃበት ብሳትላይት ዝተሰነየ ኣሳእል ቀሪቡ። ዕሱባት ስዑዲ ዓረብን፡ መሻርኽታን ዝስልጥንሉ ወታሃደራዊ መዓስከር ደኲነን የሰልጥና ከምዘለዋ ሰሚዕና። ብዘይካ`ዚ ኣብቲ ንየመናዊ ጉጅለ ሑቲ ንምድምሳስ...

View Article


በየናይ ኣገባብ እዩ ምስሊ ኤርትራ ዝእረም?

ዶር ጨፈና ሃይለማርያም  መእተዊ እዚ እዋን`ዚ፡ ምዕራባውያን መንግስታት ብሕልፊ ድማ ኤውሮጳውያን፡ ብሰንክ`ቲ ካብ ሕሉፋት የማናውያንን ዓሌታውያንን ዝመጾም ዘሎ ጸቕጥን ዘየቛርጽ ዋሕዚ ስደተኛታትን ኣሰኪፉዎም፡ ንዘበናት ንደሞክራሲያዊ ስርዓታቶም ዘቑሙ ቐንዲ ኣዕኑድ ዝኾኑ መትከላት ሰብእዊ መስላት ዕሽሽ ይብልዎም...

View Article

ካብ ምህናጽ ሃገር ናብ ፖሊቲካዊ ሃደና፡ ፖለቲከ-ቑጠባዊ ሰረት ዘይምዕብልና፣ ድኽነትን ንቡር-ኣልቦነትን ኣብ ድሕረ-ናጽናት...

ካብ ምህናጽ ሃገር ናብ ፖሊቲካዊ ሃደና፡ ፖለቲከ–ቑጠባዊ ሰረት ዘይምዕብልና፣ ድኽነትን ንቡር–ኣልቦነትን ኣብ ድሕረ–ናጽናት ኤርትራ ቀዳማይ ክፋል ደራሲ፡ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ናብ ትግርኛ ተርጓሚ፡ ኣቶ ሃብቶም ተኽለ መእተዊ ኣብ ጽሑፋት ፖለቲካዊ ቁጠባ ብሰፊሑ ተመዝጊቡ ከም ዘሎ፣ ታሪኽ ዘመናዊት ኤርትራ ታሪኽ...

View Article


ፖለቲካዊ ዘተ ምስ Prof. Dr. ደሳለ ኣብራሃ ኣብ ፓልትክ ኤርትራዊ ገዛ (Room) ሕድሪ ጀጋኑና።

ፖለቲካዊ ዘተ ምስ Prof. Dr. ደሳለ ኣብራሃ ኣብ ፓልትክ ኤርትራዊ ገዛ (Room) ሕድሪ ጀጋኑና። ዝኸበርኩምን/ክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ደለይቲ ለውጢ ንደሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ …! እምባኣር‘ከስ፡ ኣብ ፓልቶክ (Paltalk) እትርከብ: ኤርትራዊ ገዛ ሕድሪ ጀጋኑና (Official Room)፡...

View Article

ከማኹም የማስለና! 3ይ ክፋል፡

ከማኹም የማስለና!  3ይ ክፋል፡   07.01.17፡ ክብርቲ ቻንስሎር፦ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብምኽንያት ልደትን ምጅማር ሓድሽ ዓመትን፡ ናይ እንኳዕ ኣብጸሓኩም መልእኽተይ ከምዝሰደድኩ ልኪ ዝዝከር ኮይኑ፡ እንሆ ድማ ሎሚ ብኣቖጻጽራና በዓል ዕለት ልደተ-ክርስቶስ ብምዃኑ እቲ ናብዚ ዘብጻሓና ፈጣሪ፡ እንኮላይ ከርግኣናን...

View Article


ስርዓት ህግደፍ፡ ጥፍኣትን ብርሰትን ኢዩ

ስርዓት ህግደፍ፡ ጥፍኣትን ብርሰትን ኢዩ                     ታደሰ ኪዳነ       (በርሚንግሃም)      08/01/2017 ተደጋጊሙ ከም ዝተገልጸ፡ ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ስኑ ነኺሱ ክቃለስን ልዕሊ ዓቕሙ መስዋእቲ ክኸፍልን ከሎ፡ ሓንቲ መዓልቲ ንመግዛእታዊ ሰራዊትን ኩሉ ናይ ጭቆናን ዓፈናን መሓውራቱ...

View Article

ኤርትራ ጓና ንህዝባ፡ ሞንተ ካርሎ ንስርዓት ህግደፍ

ኣብ ዓለም፡ ካብ ጽላት ቱሪዝም ደርማስ ምንጪ እቶት ዝሓፍሳን ስም ህዝበን ዘስምያን ሃገራት ብዙሓት’የን። ኣብ 2014፡ ትካል ቱሪዝም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ቻይና፡ ግብጺ፡ ደቡብ ኮርያ፡ ህንዲ፡ ሲንጋፖር፡ ኬንያ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኢጣልያን ባሕሬንን፡ ገለ ካብተን...

View Article

Have your say: Generation gap in politics, as in tennis?

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live