Scarico 2 ስካሪኮ: እቲ`ኦም ኣበይ ከይዶም`ዮም እዚ`ኦም ዝዕንድሩ
Scarico 2 ስካሪኮ እቲ`ኦም ኣበይ ከይዶም`ዮም እዚ`ኦም ዝዕንድሩ ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ኣብ 1ይ ፊርቂ 70ታት ናይ`ቲ ዝሓለፈ ክፍለ ዘመን ካብ ዝተፈጸመ ስልጡንን ፤ ነቲ ኣብ ስካሪኮ ኮንካ ዝጽሕተር ፤ንሓድሽ ወለዶ ኣብ ክንዲ ካብ ኣቦታቱ ዝሰልጠነ ዝኸውን ዝደሓረ ንኽኸውን ዝገብር፤ኣሕፋርን ኣዚዩ ድሑርን...
View Articleስካሪኮ – 3
ብ ኣወልኼር ዓ/ሕፊዝ ንሓደ ንደርሆ ምሕራድ ዝኸውን ጭካነ ዘይብሉ ሰብ፤እንተዳኣ ኣብ ኣእምርኡ ብሾቨንያ ዝተላዕጠጤ ጽልእን ፍርሕን ክትዘርእ ኪኢልካ ቀታሊ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣቀታትላ ዘኽፈኤ ሰብ ንምግባሩ ዘይከኣል ነገር ኣይኮነን። ፍሬ ዘርኢ ጽልእን ፍርሕን ካብ ስካሪኮ ታሪኽ ዝተኣርየ ወይ`ውን ኮነ ኢልካ ዝተኣልመ...
View Articleህዝብና፡ ‘ጓልሲ! ሓላፊ መገዲ እዩ ዋሕሳ!!’ ዝብል ሕጊ ኔሩዎ። ሎሚኸ?
ህዝብና ተኸባቢሩን ተፋቒሩን ዝነባበሩ ሕጊ መስሪቱ ብሰላም ዝነብር ህዝቢ ኢዩ ኔሩ። ብፍላይ ንደቂ ኣንስትዮ ዝነበሮ ክብሪ ልዑል ክም ዝነበረን ኩሉ ዝፈልጦን ዝዝክሮን ኢዩ። ጣልያን ንሃገርና ድሕሪ ምእታዉን ግዝኣቱ ምዃና ካብ ዝኣወጀሉን ንመራሕቱ በብሓደ ኣጥፊኡ ህዝቢ ከም ዝበታተን ምስ ገበረ ኢዩ ባህሉን ልምዱን...
View Articleስብሓት ፤ ዝመጻካ ኣይትስሓት – 2ይ ክፋል ፤ ለካቲት 2017 ካብ ቅያታት ሓርበኛ ስብሓት ኣበራ ምራጭ ፤ ካብ ሰነዳት ታሪኽ
መእተዊ እዚ ጽሑፍ ትርጉም ናይቲ ብይን ቤት ፍርዲ ናይ ሓርበኛ ስብሓት ኣበራ ምራጭ ፥ ኣባል እቲ ምስጢራዊ ውድብ ፡ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ ወይ ማሕበር ሸውዓተ ዝምልከት እዩ ። ኮይኑ ፤ ክሱስ ቁ፡2 ስብሓት ኣበራ ብጥቅምቲ 1961 ፡ ኣብ ፈተነ ቅትለት መልኣከሰላም ዲሜጥሮስ ማለት ምክትል መራሒ […]
View Articleእሾኽ ምድሪቤት –ሃብተማርያም ኣብራሃ
እሾኽ ምድሪቤት ሃብተማርያም ኣብራሃ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ 10 ሚያዝያ 2017 ርሑስ በዓል ትንሳኤ ንኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትና ሰላም ኣብ ውሽጢን ኣብ ደገን ዘለኹም ዝኸበርኩም ደቂ ኤርትራ። ብፍላይ ከኣ፡ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ኮንኩም ፍትሒ ንምድላይ ትጽዕሩ ዘለኹም ክቡራት ደቂ ህዝቢ፡ ኣምላኽ ፍረ...
View Article“ነተሓሳስባ`ውን ቁልዒ ኣለዎ” ?(ከም ሓዊ)
ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ንንጣር ሓዊ ብእግርኻ ረጊጽካ ናይ ምጥፍኡ ተኽእሎ`ሎ። ሸለል እንተልካዮ ኸኣ ንቁጽን ጥሉልን ከም ዘንድድ ዓሻን ለባምን ዝርድእዎ`ዩ።ብማዕረ`ዚ ኸኣ ናይ ዝኾነ ሾቨንያዊ፡ ኣድሓርሓሪ፡ ኣዕናዊ ቂልዒ ሓሳብ ብኣጋ ብእግርኻ ዘይምርጋጽን ኣበይ ከይበጽሕ ኢልካ ብ ሓንጎል`ታ ብ ኣባጎብየ...
View Articleመግለጺ ሓዘን
ስምረት ምንይቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ብሞት ናይ ሓውናን ብጻይናን፡ ካብ ቀዳሞት መስረት’ቲ ምቅስቃስና ዝኾነ ብጻይና ዓሊበኺት ዓንዶም ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንምግላጽ ዝስዕብ መግለጺን ሓጺር ታሪኽ ህይወቱን ኣብ ነቕርበሉ በቲ ሓደ ኣብ ንኡስ ዕድሜኡ ካባና ብሞት ምፍላዩ ዓሙቅ ሓዘን ክስማዓና ከሎ፡ ከም...
View Articleክወግሕ’ዩ፡ ግን ብኣና ክወግሕ ኣለዎ
“ኣደ ንጉሰ ኣዴና ኣይትኹና ወደን ክሕረድ ንሰን ይቁነና” ዝብል ዛንታ ክስምዕ እንከለኹ፡ መንቅሊ’ቲ ዛንታ፡ ሓቅነቱን ዝርዝራቱን ዘይፈልጥ’ኳ እንተኾንኩ፡ ናይ ብሓቂ ድዩ ኣደ ንጉሰ ወደን ክሕረድ እንከሎ ይቁነና ነይረን ኢለ፡ ምስቲ ዝወለደት ኣደ ጨኪና ኣይትፈልጥን’ያ ዝብል እምነት ይገራጨወኒ። እዚ ኣብ መዋእል...
View Articleካብ 2017-18 ክኸውን ዘለዎ መድረኻዊ ዕማም ፖለቲካዊ ውድባትን፣መንእሰያትን፣ ህዝብን
ካብ 2017-18 ክኸውን ዘለዎ መድረኻዊ ዕማም ፖለቲካዊ ውድባትን፣መንእሰያትን፣ ህዝብን (ንበዓል ግንቦት 24, 2017 ኣብ ሳንድየጎ ዝተዳለወ) ኣቐዲመ ንማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ፣ ሓድሽ ውደባን ኣሰራርሓን ኣማዕቢላ፣ ንዝተፈላለየ ሓሳባት ዘለዎም ጸሓፍቲ ከተተኣናግድ ብዝገበረትልና ዕደመ ዝለዓለ ምስጋናይ...
View Articleሊቅነታዊ ንጽህና ዝውንን መትከላዊ መሪሕነት ቅድመ ኩነት ህላዌ ግዝኣተ-ሕጊ`ዩ!!!
ጻማ ክቡር መስዋእቲ ክቡር ናጽነት ካብ ዝጥለም፡ እነሆ ናይ ካልኣይ ርብዒ ዘመን ቀዳማይ ዓመት ረጊጽና። “ማሕበርካ ቦዀረ፡ ሻራኻ ተሳዕረ ኣይበሉኻ “ ከም ዝበሃል፡ ብሰሪ ብትም ምባልናን ተፋናጪልና በብውልቀ ምሕሳብናን፡ ውልቀመላኺ ዓጋቲ ስኢኑ ኣብ ዓለም ብዘይተራእየ ውስጠ ምጽናት መንእሰያትናን፡ ዕንወትን ድሕረትን...
View Articleኩሉ ዓቕምና ኣንጻር ምልኪ ይቕናዕ
ርእሰ-ዓንቀጽ ሰደህኤ እዋኑ ኣብ ዝሰሓተ ውድድር ተኣሊኽና፡ ነቲ ቀንዲ ዕማም ዘመንና ዝኾነ ምልጋስ ምልካዊ ስርዓት ዝግብኦ ትዅረትን ክብርን ከሊእናዮ ኢና። በዚ ዘየድማዒ ቀዳምነታት ዘመሳቕል፡ ዓቕምና ኣብ ካልኣዊ ጉዳያት ዘህልኽ ኣገባብ ኣቀላልሳ እንተቐጺልና ዕድመ መለኽቲ ክነውሕ ስቅያት ህዝብና ድማ መመሊሱ ክውስኽ...
View Articleእቲ እማመ ምእንቲ ክዕወት –ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ
እቲ እማመ ምእንቲ ክዕወት ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት “እማመ ንሓባራዊ ዕዮ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ” ኣውጺኡ ኣሎ። እዚ እማመ ብሃንደበት ዝመጸ ዘይኮነ መሪሕነት ሰልፊ በብግዜኡ ካብ ኣባላቱን ዝተፈላለዩ ወገናትን ክቐርብ ዝጸንሐ ለበዋታት ኣብ ግምት ኣእትዩ ክሓስበሉን...
View Articleሓልዮት ካልኦት ኣህዛብ ዘይብሉ ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ክህልዎ ኣይኽእልን’ዩ!!
ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባውን ሕውነታውን ሰላምታይ ተቐበሉ። ብምቕጻል ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ጽሑፈይ ብ2003 ምስ ሓደ ካብ ክልተ ወለዱ ተጋደልቲ ህ/ግንባር ዝነበሩ ዝተወልደን ኣብ ውሽጢ እቲ ኣእምሮ ደቂ ሰባት ዝብርዝ ሕሱም ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዝዓበየን መትከል ተ/ሚካኤል ዝተባህለ ተመሃራይ ዩኒቨርሲቲ...
View Articleብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ስውኣትና ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ
20 ሰነ፡ ንመላእ ህዝብታት ኤርትራን ተቓለስቲ ደቁን ፍሉይ ዝኽሪ ዘለዋ ዕለት’ያ፡፡ ኣብ መስርሕ ዝተናወሐ ጸረ-ባዕዳዊ ነጻነታዊ ሰውራናን ኣብ ህልው ጸረ-ፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳይያስ/ህግደፍ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ደሞክራሲያዊ ተጋድሎና፡ በጃ ህዝቦምን ሃገሮምን ክብርቲ ህይወቶም ዝወፈዩ ሰማእታትና እንዝክረላ ረዛን...
View Articleኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ!!!
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ካብ ዓለም መጀመርያ ቤተ ክርትስትያን እያ። ሃዋርያ ማትዮስ፡ ኣብ ምድሪ ሓበሻ ኣጠሚቑ፡ ክምለስ እንከሎ ኣብ ካርቱም ሱዳን ዓረፈ። ከም ኡውን ኣደና ድንግል ማርያም ንጎይታን ዮሱስ ክርስቶስ ካብ ንጉስ ሄረድስ፡ ንኸይቀተሎ፡ ኣብ ከበቢ ደብረሲና፡ (ኣውራጃ ሰንሒት) መጺኣ...
View Articleውድቀት ህግደፍ፡ ካብ ሰማይ ዝወርድ ማናን ህያብን ኣይኮነን
ኣብ መዋእል ስርዓት ህግደፍ፡ ካብ ኣብ ኤርትራ ዘየለ ህዝባዊ ኣገልግሎትን ክፉእ ነገራትን ምዝርዛር፡ እቲ ዘሎ ቁንጣሮ ኣገልግሎትን ጽቡቅን ምጥቃስ ይቀልል። ንምንታይ’ሲ ኣብ ኤርትራ ሕሰም ህዝብና ዘጋድድ፡ ጋሕማጥን ምልካውን ኣሰራርሓ ቆጺርካ ስለዘይውዳእን እተን ንስርዓት ህግደፍ ሞሳን ክብርን ዝወሃቦኦ ውሱናት...
View Articleንተንስእ ጥራይ ‘ምበር: ውዲት ኢሳይያስ ንመንፈሳዊ ማዕበል ህዝቢ ኤርትራ ክስዕሮ ኣይክእልን ‘ዩ!
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣቦታተይ፡ ኣዴታተይ፡ ኣሓተይ፡ ኣሕዋተይ ደቀይ ደቂ ደቅይ ሰላም ንኹላትኩም ንኹላትክን ይኹን፡ ዘስግእ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ብበቢዓይነቱ መገድታት ካብ ነዊሕ ጊዜ ጀሚሩ ብሰፊሑ ይዝረበሉን ይጽሐፈሉን ኣሎ። ተጓይኻ ምስራሕ እንተዝይኮይኑ ሕጂ ሓዲሽ ነገር የልቦን። እንተኾነ ዝጸበቦ ውላድሲ...
View Articleእቶም ናይ በሓቂ ክርስቲያናት ዝኾኑ፡ ነቲ ዝኸበደ ፍርሒ ሞት ብምስዓሮም፥ ስለቲ ዘፍቅርዎ ኣምላኾም ክብሉ ብሓጎስ ሙማት...
ክርስትናን ፈተናን መከይቲ ስለ ዝኾኑ፡ ንቤተ-ክርስቲያን ተዋህዶ ጋሻ ነገር ከመዘይ ኮነ ካብ መጽሓፍ ቅዱስን ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያንን ብቐሊሉ ክንማሃሮ ንኽእል ኢና። እቲ መሥራቲ ናይ ክርስትና ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ብፈተና ናይዛ ዓለም ንኸይንሳናባድ ኣጸቢቁ መሃረና እምበር፡ ክንስዕቦ ኢሉስ ኣይጠበረናን። “ኣብ...
View Article“መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ” ሕዱር ውልቃዊ ቅርሕንቲ’ዶ –ስዉር ቅሙጥ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም) 4ይን ናይ መወዳእታን...
“መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ” ሕዱር ውልቃዊ ቅርሕንቲ’ዶ – ስዉር ቅሙጥ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም) 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ክፋላት ናይ ጽሑፈይ፡ መድረኽ ናብ ተወለድቲ ፍሉይ ከባቢ ዘነጻጸረ ፈላላይን ኣነዋርን ዘመተ ከካይዱ ምጽንሖም፡ ብውሑዱ ሸሞንተ (8) ጭብጥታት ብምቕራብ፡ ምስ ናይ...
View Articleምቁዋም ኣንጻር መን!
መርፍእ ከነላግበላ ዶስ ክንናቆረላ ኢሉ ዝሓትት ምስ ራእኩ :ሓስመት መመቀሪ ኣብ ክንዲ ዝኸውን መዓርዓሪ ኮይኑ ኢሉ ዝራገም ተደሚሩዎ:እዋእ ዓይኒ እታ መርፍእ ኣብ ክንዲ ምድላይ : ሃስው ካብ ምባል ዶ ዓዲ ዶ ይወዓል ክብል ተገዲደ::እምበኣር ኩቡራት ኣንበብትን ሰማዕትን ናይ ሎሚ ጹሑፈይ ምቁዋም ኣንጻር መን ኣብትሕቲ...
View Article