መላኽነት ወይ Dictatorship እንታይ‘ዩ? ቕድሚ መላኽነት ወይ Dictatorship እንታይ’ዩ? ንዝብል ሕቶ ዝርዝራዊ መልሲ ምሃብ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ወይ democratic system ኣንታይ ከምዝኾነ አሕጽር አቢልካ ምርአይ አገዳሲ ይኸውን። ዲሞክራስያዊ ስርዓት ወይ democratic system ካልእ ጫፍ ወይ አንጻር ናይ መላኽነት ወይ Dictatorial system ኮይኑ፡ ህዝቢ ማእከል ጌሩ፡ አብ […]
↧