ፖለቲካዊ ዘተ ምስ Prof. Dr. ደሳለ ኣብራሃ ኣብ ፓልትክ ኤርትራዊ ገዛ (Room) ሕድሪ ጀጋኑና። ዝኸበርኩምን/ክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ደለይቲ ለውጢ ንደሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ …! እምባኣር‘ከስ፡ ኣብ ፓልቶክ (Paltalk) እትርከብ: ኤርትራዊ ገዛ ሕድሪ ጀጋኑና (Official Room)፡ ንቀዳም ምሸት፡ ዕለት 30. 12. 2016. ዓ.ም.ፈ.፡ ሰፊሕ […]
↧