Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ህዝቢ ኤርትራ፡ ሴፍን ዋልታን ክትኮኖ ብሃንቀውታ ይጽበየካ’ሎ

$
0
0
ዝኸበርካ ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ እዚ ዘካፍለካ ዘለኹ ሕውነታዊ ምኽርን ምሕጽንታን፡ ዕድመን ጾታን ዘይፈሊ ኣውያት፡ ማእሰርትን ስደትን ህዝብና ለይትን መዓልትን ክስምዖ ይመረኒ፡ የሕስበኒ፡ ህላወ ኤርትራ የጠራጥረኒ ስለዘሎ፡ ህዝብኻን ሃገርካን ካብ ጥፍኣት ንምድሓን ንመጻኢ ወለዶ ዘኹርዕ ስጉምቲ ክትወስድ ንምዝኽኻር’ዩ። ከምእትዝክሮ፡ ኣብ ግንቦት 1991፡ እታ ህዝቢ ኤርትራ […]

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130