Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ፓትርያርክ ኣንጦንዮስ ንምጥፋእ ዝተማህዘ ሓድሽ ውዲት

እቲ ብስም ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ዝወጸ መግለጺ ናይቶም ሃይማኖታዊ ጉዳያት ከም መተካእታ ዮፍታሀቀሺ ዲመጥሮስ ገይሩ ኣብ መንበረ ጵጵስና ዘቐመጦም መንሽሮ ቤተ ክርስቲያን ኰይኖም ዘለዉ ብኣባ ሉቃስዝምርሑ ኣቶ ካሕሳይን ኣቶ ግርማይን መግለጺ እዩ። እዚ በቲ ልሙድ ተንኰልን ድፍረትን ዚመልኦ...

View Article


ኤርትራ፡ ትልሚ ልምዓትን ፍትሕን እምበር ቅዲ ኩናት ኣየድልያን’ዩ

ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት፡ ህግደፍ፡ ንኽትሰምዖ ኣእዛንካ ዝሕርክኽ ንኽትኣምኖ ዘሸግር፡ ግዕዙይን ዘይንቡርን ኣሰራርሓ ክኽተል ስለዝጸንሐን ገና ይቅጸሎ ስለዘሎን፡ ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡን ተፈንፊኑን’ዩ። ከምቲ ሓደ በዓል ጸጋ ዕድመ ኣቦ፡ “ኣንቱም ኣቦይ ብላታ ኣብ ግዜ ጥልያን፡ እንግሊዝ፡ ሃይለስላሰ፡ ደርጊ ትሓልሙ...

View Article


ራኢ ባሕቲ መስከረም እንታይ ዲዩ ዝነበረ? ብዕትበት ኪጥመት ዝግብኦ እዋናዊ ሃገራዊ ብድሆ!

ራኢ ባሕቲ መስከረም እንታይ ዲዩ ዝነበረ? ብዕትበት ኪጥመት ዝግብኦ እዋናዊ ሃገራዊ ብድሆ! ብ ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሰ.ኣ.) ነሓሰ 27፡ 2016 *********    “ኣብ ዓለም፡ እቲ ኣዚዩ ዘሕዝን፡  እቲ ኪርኢ ዝኽእል ግን ራኢ  ዘይብሉ  ሰብ ኢዩ።“ (“The most pathetic...

View Article

ደምዳሚ መግለጺ 4ይ-ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)

ERITREAN REVOLUTIONARY DEMOCRATIC FRONT ደምዳሚ መግለጺ 4ይ-ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ) ማእከላይ ሽማግለ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)፡ 4ይ-ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ 21 ክሳብ 28 ነሓሰ 2016 ኣሰላሲሉ፡፡ 4ይ-ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ ኣብ...

View Article

መግለጺ በይ-ኤርያ; ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብምክንያት መበል 55 ዓመት ሐደ-መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ

ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላልዩ ተበራረይቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ክገዝእዎ’ኻ እንተጸንሑ ንመግዛእቶም ኣሜን ኡሉ ተቀቢሉዎ ኣይፈልጥ’ዩ። ኣብ ውሽጢ ሕንብርቶም ኾይኑ ዝተፈላለየ ናይ ተቃውሞ ቃልሲ ከካ ካይድ ድሕሪ ምጽናሕ ድማ ምረት መግዛእቶም እናከፈኤ ምስ መጸ ብዝርዳኦም ቃንቃ ቃልሲ እንቢታኡ ንምግላጽን ተቃሊሱ መሰሉ...

View Article


ኣገዳሲ ሓበሬታ ብኣጋጣሚ (መበል 55) ባሕቲ መስከረም ኣብ ሎንዶን ፡ ዓባይ ብሪጣንያ

  ብምኽንያት በዓል መበል 55 ዓመት ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ንምብዓል ፡ ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ሰፊሕ ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ስለዘሎና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብኣክብሮት...

View Article

ሰነድ ምስክር ሞት፡ Death certificate

ሰነድ ምስክር ሞት፡ Death certificate.           01.09.16 “ካብ ፈተውተይ ድኣ ሓልወኒ’ምበር . . . . ወርሒ መስከረም ክትዝከር በቲ ሓደ ኣብ ቃልሲ ንዘበርከተቶ ኣስተዋጽኦ ንዝምልከት፡ በቲ ካልእ ኣባ ብርሃን፡ ብብርሃን ሽግ ደሚቑ ብዓጓን ብጠጎጓን፣ ብጢጡን ጥራጡን እናተማዘወ ቁራዕ ሓምሊ...

View Article

ዕድመ ተሳታፍነት ናብ ህዝባዊ ሰሚናር ደንቨር ኮሎራዶ

ዛዕባ  ሰሚናር፡ ሓባራዊ ዕላማታትና ንምዕዋት ጻዕርታትና ነወሃሃድ  ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ሓበሬታ– ኣብዚ ሰሚናር ኩሎም ወከልቲ ፖሊቲካዊ ውድባትን፡ ሲቪካዊ ማሕበራትን፡ ናይ መራኸቢ ብዙሃን ትካላትን ሰሜን ኣመሪካ ክርከቡልና ተዓዲሞም ኣሎዉ፡፡ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ- EUDC) õሕማምና ቀሊዕና...

View Article


ብዘይ ባጀት ትመሓደር ሃገር! ክትሰምዖ’ኳ ዘባህርር ነገር!

ምብህራር ጥራይ ድዩኸ! እንታይ ዶ ተሪፉዋ’ዩ እዛ ሃገር! ናብ ዓባይ ቤት ማሕቡስ እንዲያ ተቐይራ ዘላ! ኣብ ዝሓለፍካዮ እንዳ ግፍዒ እንድዩ ዝጸንሓካ! ኣብ ወጻኢ ዘሎስ ኢሳያስ ናብ ህዝቢ ዘውርዶ ዘሎ ግፍዒ ሰሚዑ’ዩ ዝብህርር ዘሎ። እቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለዉ ግን ሃብቲ ሃገር ክዝመት ስለ ዝርኢ ዝገብሮ […]

View Article


እቲ ካብ ኣሥመራ ዝመጽእ ዘሎ ንፋስ ሕጂ’ውን ኣይጠዓየን ዘሎ-!!

  ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ ከም-ዝበሃል፥ እዚ ሕጂ ዘሎናዮ ግዜ’ውን፥ ጉዳይ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ተደጋጊሙ ዝዝረብሉ እዋን ኮይኑ እንተ-ተረኽበ ዘገርም ኣይኮነን። ከመይሲ ብዛዕባ’ዛ ቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያን እዚኣ፥ ብዙሕ ይበሃልን ብዙሕ ይግበርን ስለዘሎ’ዩ። እቲ ጉዳይ ንዕዓ ዝምልከት ከም-ምዃኑ መጠን፥ እቲ ጸገማ ባዕላ...

View Article

ገለ ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ’ዮም

ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልስና፡ ህዝብን ሰውራን ከም ማይን ጸባን ኮይኑ ብሓባር ከምዝተጋደለን ንመግዛእቲ ኢትዮጵያን ደገፍቶምን ስዒሩ ዓወቱ ከምዝጨበጠን ኩሉ ዜጋ ዝሰማምዓሉ’ዩ። ድሕሪ ናጽነትና ግን፡ እቲ ብዓውታን ብኽቱር ታሕጓስን ኣብ መላእ ኤርትራን ዓለምን ስምዒታትና ዘንጸባረቅናሉ ናጽነት፡ ብሰንኪ ህግደፍ ኩሉ ኣንጻር...

View Article

ተጋዳላይ መምህር ሙሓመድ ኑር ኣሕመድ ፡ ተሳንኻ ምንባር ካብቲ ኤርትራውያን ዝልለየሉ ባህርያት ሓደ እዩ፣ ኣብነታቱ ድማ እኖሆ፦

  መምህር ኢምባሳዶር ሙሓመድ ኑር ኣሕመድ ኣብ መዳ ሃገረ ኤርትራ ፣ ነቲ ርብዒ ክፍሊ ዘመን ዝወሰደ ፣ ገታኢ ዕንቅፋታት መዋጽኦ ንምርካብ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ጽዑቅ ምምይያጥ ይካየድ ኣሎ ። ነቲ ኣብዚ እዋን ተረኺቡ ዘሎ መራኸቢ ሕብረተሰብኣዊ መስኖታት ድማ፣ ኤርትራዊያን ኣብ ገደብ ኣልቦ ፖለቲካዊ መስኖታት ቀይሮም...

View Article

ፍረወይኒ፡ “ዓድና ገግየዮ”

ፍረወይኒ፡ ድሕሪ 20 ዓመታት ናብራ ስደት፡ ዓሚ ከምዚ ሎሚ ስድራቤታ ክትበጽሕ ኣብ ቅነ ሃንሰ መስቀሉ ናብ ኤርትራ ከይዳ። ካብ ስድራቤትን ትውልዲ ዓዲን 20 ዓመታት ምፍላይ ነዊሕ’ኳ እንተኾነ ንፍረወይኒ ግን ዓዲ ምስ ኣተወት 40 ዓመታት ከምዝተፈልየት ኮይኑ’ዩ ተሰሚዕዋ። ብዙሕ ነገራት ተለውዊጡ ስለዝጸንሓ ድማ፡...

View Article


ጋዜጣዊ መግለጺ ሰኑይ 12/09/2016 ማህደረ ትምህርቲ ሑመድ ነበራይ – Hummed Neberai Scholarship...

  ዎሎዶ ሓጅ ሑመድ ኢብራሂም ነበራይ (هللا رحمه(፡ ብስም “ማህደረ ትምህርቲ ሑመድ ነበራይ (HNS)” ዝፍለጥ፡ ኣብ ናይ አካደሚካዊ ትምህርቲ ጽብላለን: መሪሕነታዊ ዓቕሚ ምዕባለን ዘተኮረ ማህደረ ትምህርቲ (Scholarship) ሰሪቶም ከምዘለዉ ክሕብሩ ይፈትዉ። እዚ ማህደረ ትምህርቲ: ዓመታዊ US $10,000...

View Article

ኣቤቱታ ናብ ባይቶ ኖርወይ

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ኖርወይ ይኹን ካብ ኖርወይ ወጻኢ ክገብሮ ብዝጸንሐ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ካብ ስራሑ ክእገድን ፍርዱ ክረክብን ይግባእ።   ባይቶ ኖርዋይ፡ ኣብ ጐድኒ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ጠጠው ብምባል፡ መላኺ ስርዓት ኤሪትራ ንኽፍረድ ጠለቡ ከቕርብ ንጽውዕ። ቀጺሉ ባይቶ ኖርወይ፡ ኣብ ኖርወይ ኮይነን ንመላኺ ስርዓት...

View Article


ሽሞን ፐረዝ ካበይ ናበይ፤ ነሓሰ 1923 –መስከረም 2016

እዛ ሎሚ ብሰንኪ ረጋጺ ስርዓት ግህደፍ፤ ካብ ሃገረይ ተባሪረ፤ ብግዝያዊ ታዓቂበላ (ዋላ’ካ እቲ ኣታሓሕዛ ስደተኛ ናይታ ሃገር ኣዝዩ ዝማረር አንተኾነ) ዘለኹ፤ ሓንቲ ካብተን ናይ ተክኖሎጂን ኣጽዋርን ተርናዓት፤ ወናኒት ኒኪሎር፤ ኣዝያ ሞዕብልቲን ደሞክራዊ ናይ ማአከላይ ምብራቅ ካብ ዝመስረቱን ዝሃንደሱን ቀድሞት፤...

View Article

ህጹጽ መጸዋዕታ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን

  ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን፦ ብጥርኑፍ ክንቃለስ ብዘይምኽኣልና ፡ ኣብ’ዛ ንነብረላ ዓለም ናይ ኤርትራውያን  መቕዘፍትን፡ ስቓይን፡ ሓዘንን፡ ጸበባን ወዘተ መዛረቢ ካብ ዝኸውን ዓመታት ሓሊፉ።  ደለይቲ ፍትሒ ተፈላሊና ከነካይዶ ዝጸናሕና ቃልሲ ብመጠኑ ኣወንታዊ ውጽኢት ይሃልዎ’ምበር ነቲ...

View Article


ሕጂ’ውን “ሕሳብና ንግበር!” 1ይ ክፋል፡ 14,10,16፡

ሕጂ’ውን “ሕሳብና ንግበር!”  1ይ ክፋል፡    14,10,16፡ “እታ ናህና ኩሉሳዕ ናህና ኢያ”። እታ ዝሓየለትን ነባሪትን ጥቕሲ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም! መንቀሊ ሓሳበይ እቲ ብጋዜጠኛ ሩት ሃብተማርያም ተተርጒሙ ኣብ መርበብ ኣሰና “እቲ ካልእ ድምጺ” ብዝብል ኣርእስ ቲ ዝተፈነወ ቃለ-መሕትት ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም...

View Article

ህዝብናን ማሕበራዊ ጸጥታኡን

ህዝቢ ኤርትራ መሓልፎ ሎሚ – ማለት ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ብረታዊ ሰውራ አካይዱ ልኡላውነት ምጕንጻፉ – ተራእዩ ዘይፈልጥ ጸጥታዊ ጸገም አለዎ። መነባብሮ ህዝብና ብጥሜትን ውግእን ሰላሙ ካብ ዚጠፍኦ ዳርጋ ሓደ ዘመን ሓሊፉ’ዩ፣ ይኹን ድአ’ምበር ማሕበራውን ጸጥትኡን መኣዝን ቃልሱን ከምዚ ናይ ሕጂ ዘለዎ መኣዝኑ ስሒቱ...

View Article

ህጹጽ መጸዋዕታ ንኤርትራዊ !!!

እወ ኤርትራዊ ብሐፈሻ ብፍላይ ድማ ንደለይቲ ፍትሒ ኢና እናበሉ ዝዛረቡ፦ እዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ብዘይክፍሊት ናይ ሰብ ሕልና አብ ብድሌት ዝተሞርኾሰ’ዩ። እንተኾነ ጃህራን ሐሶትን ከም ዝቀትል ዘይፈልጡ፡ ንሐቀኛ ጅግንነታዊ ታርክና ዝፈታተኑ ብርግጽ አተዓባብያ ዝበደሎም፡ ከም ሃመማ አብ ዝጨኑ ቀልቀል ዝዓይነቱ ጥራሕ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live