ከማኹም የማስለና! 3ይ ክፋል፡ 07.01.17፡ ክብርቲ ቻንስሎር፦ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብምኽንያት ልደትን ምጅማር ሓድሽ ዓመትን፡ ናይ እንኳዕ ኣብጸሓኩም መልእኽተይ ከምዝሰደድኩ ልኪ ዝዝከር ኮይኑ፡ እንሆ ድማ ሎሚ ብኣቖጻጽራና በዓል ዕለት ልደተ-ክርስቶስ ብምዃኑ እቲ ናብዚ ዘብጻሓና ፈጣሪ፡ እንኮላይ ከርግኣናን ከማኹም ከማስለናን ምስ ዝትስፎ መልእኽተይ ተቐልቂለኪ እነኹሞ ልቢ […]
↧