ኣመሪካ ገና ጎብለል ዓለምና ከም ምህላዋ መጠን፣ እቲ ጽባሕ 8 ሕዳር 2016 ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫኣ ዓለም-ለኻዊ ኣቓልቦ ክስሕብ ባህርያዊ እዩ። ኣብ ከምዚ ኩነታት ዝዓጀበኒ ሓደ ነገር እንተሃልዩ፣ ህዝቢ ኣመሪካ ጽባሕ ንሂላሪ ክሊንተን ወይ ዶናልድ ትራምፕ ከም ፕረዚደንት ንምምራጽ ድምጹ ክህብ ተዋዲዱሉ ኣብ ዘለወሉ ናይ ዜሮ […]
↧