Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ኤርትራ ጓና ንህዝባ፡ ሞንተ ካርሎ ንስርዓት ህግደፍ

$
0
0
ኣብ ዓለም፡ ካብ ጽላት ቱሪዝም ደርማስ ምንጪ እቶት ዝሓፍሳን ስም ህዝበን ዘስምያን ሃገራት ብዙሓት’የን። ኣብ 2014፡ ትካል ቱሪዝም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ቻይና፡ ግብጺ፡ ደቡብ ኮርያ፡ ህንዲ፡ ሲንጋፖር፡ ኬንያ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኢጣልያን ባሕሬንን፡ ገለ ካብተን ኣማኢት ኣሽሓት በጻሕቲ ዘአንገዳን ካብ […]

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130