ቃልሲ መስዋኣትን ስራሕን እምበር ትምኒት ኣይኮነን ዝሓትት።
ህዝብናን ሃገርናን ዘለዎ ኩነታት ንማንም ስውር ኣይኮነን። ህግደፍ ዝሓበጠ ይተኮስ መን ኣብ ቅድመይ ሰብኣይ ኮይኑ እሕሕ ይብል? ዝብል ትምክሕቲ ተዓጢቑ ክሳብ ደቂ 70 ዓመት ኣብ ዘይዓቕሞምን ኣብ ዘይዕድሜኦምን ጠበንጃ ኣሰኪሙ ብወተሃደራዊ ዲስፕሊን ዝብሎ ንሱ ጅሆ ሒዙ ካብ ስድርኦም ኣርሒቑ የከላብት ኣሎ፡፡ ክእለት...
View Articleሃለውለው ካብ ዓዲ ሃሎ
ክስገር ንዘይብሉ ቀንዲ ጉዳይ: ሓርማዝ ኣብ ቤት ክበሃል ሰሚዐ:: (elephant in the room) ኣብ ሓደ ቤት ንዘሎ ሓርማዝ ኣይርኣኽዎን ክበሃል ኣይክኣልን:: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ብሩራዊ ኢዮበልዩ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ንዝተኣከበ ህዝቢ: ከይርእይ ኣዒንቱ ብመነጽር ኣጸልሚቱ ነቲ ሓርማዝ ጎስዩ:...
View Articleነጻነትን ሓርነትን
ንነጻነትን ሓርነትን ተቓሊስካስ ንባርነት ኣሻሓት ኣሰዊእኻስ ዳግመ መስዋእትነት ደቅኻ ከፊልካስ ደቂ-ደቕኻ ንስደት ድሕሪ ሳላሳ ቃልሲ ንነጻነት ንርብዒ ዘመን መሰልካ ክዝመት ሃየ ድኣ ተላዓል ዓይንኻ ከይዕመት። ቀዳሞትስ ብፖለቲካ ንነጻነት ሞጊቶም ዳሕሮዎት ካኣ ተቓሊሶም ነጻነት ኣምጺኦም ዝተርፉ እውን ፈልሲ...
View Articleስዉእ ይነብዕ ኣሎ
ስዉእ ይነብዕ ኣሎ ስዉእ ይነብዕ ኣሎ ዕረፍቲ ሓሪምዎ ኣውያት ህሉዋት ድቃስ ከሊእዎ ተግባራት ጠላማት ምጽዋር ስኢንዎ ብህይወት ዝገደፎም ስዒቦሞ መቃብር ጸቢብዎ። ስዉእ ይነብዕ ኣሎ መልኣከ ሞት ኣንጸላልይዎ ኣብ መቃብሩ ደምን ንብዓትን ዝዒግዎ ሓድሽ ኣዕጽምቲ ሓቅይዎ ከቢብዎ ዕረፍቲ ኣይረኸበን ጥርዓን ስድራቤት መሪርዎ።...
View Articleስለምንታይ’ዩ ጀነራል ቢተወደድ ኣብራሃ ዘይሃደመ?
“ . . . እዚ ናባይ ዝበጽሐ ቀሊል ኢዩ፡ ዝሓለፈ ዘይኮንኩ ዝርኢ፡ ናይ መጻኢ’የ ዝርኢ፣ ህዝባዊ ቃልሲ ስለዝኾነ እዚ ዕሽር ካብቲ ነዊሕ መገዲ ጉዕዞና ንሓርነት ወዲ-ሰብ’ዩ፣ ሕጊ እንዳባሲ ብዘይብረት ኢዩ ህዝቢ ዝዳኒ ነይሩ፡ ካርሸሊ ኣይነበሮ ፖሊስ ኣይነበሮ፣ ሽፍታ እንተኾይኑ ንጹግ ኢዩ፡ ዓማጺ...
View Articleሰይጣውንቲ ዓዲ ውዕል ኮይኖም
ኣብ ሕብረተሰብና፡ ነቲ ቅቡል ባህሊ፡ ልምድን ክብርን ጥሒሱ ዘይንቡርን ጽዩፍን ተግባራት ንዝፍጽም ሰብ፡ ሰይጣን፡ ዲያብሎስ፡ ኣራዊት፡ ኣረሜን፡ ብዓለገ ዝብሉን ካልኦትን ቅጽላት ኣስማት ይወሃቦ። እዞም ኣነወርቲ ተግባራት ሓላፍነት ሃገርን ህዝብን ዝተሰከመ ሰብ ምስዝፍጸም ድማ ተወሳኺ ሚዛንን ኣቃልቦን ይወሃቦ። ኣብዚ...
View Articleድሮ ግንቦት 24 2016 –ትብጻሕ ናብ፡- ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ኣብ ዘዘሎኹሞ
ድሮ ግንቦት 24 2016 ንኣምላኽና ነመስግኖ ንመበል ዕስራን ሓሙሽተን ዓመት ኢዮበልዩ፡ ካብ ተኸታታሊ ናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ ጭቆናን ባርነትን፡ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ህዝባዊ ሰራዊትን ናጻ ኣውጺኡ ናብዚ ዘብጽሓና። ኣብቲ መጠረሽታ ህዝባዊ ሰራዊት...
View Articleውራይና ጓኖት ክዕጠቁሉ ኣይግባእን
ባርባራዊ ስርዓት ህግደፍ፡ እንተስ ብስሙር ቅልጽም ህዝቢ ኤርትራ እንተስ ኣብ ውሽጡ ብዝፍጠር ውድድር ስልጣን ወይ’ውን ብግዳማዊ ድፍኢት፡ ይንዋሕ ይሕጸር፡ ብሰላም ወይ ብጎንጺ ሓደ መዓልቲ ምልካዊ ምምሕዳሩ ከምዘኸትም ፍሉጥ’ዩ። ህግደፍ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ሓቐኛን ግናይን ባህርያቱ እናተኾልዐን ህዝባዊ ተቃውሞ...
View Articleዝተረኽበ ዓወት ክቀጻጸል ኣለዎ
ሎሚ ቕነ፡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘሎ ህዝብና ናይ ሓዘንን፡ ናይ ባህታን ስሚዒታት ተፈራሪቕዎ ይርከብ። እቲ ቀዳማይ፡ በቶም ኣማኢት ዝቑጸሩ ኣብ ሜዲተራንያን ዝጠሓሉ ደቁ፡ ኣሕዋቱ፡ ኣሓቱን፡ ወለዱን ኣዚዪ ጊሁ። በቲ ሓደ ወገን ከኣ፡ ንህዝብና ሞትን ሓዘንን ከም ዘይስዕሮ፡ ብኣንጻሩ እኳ ድኣ፡ ከይተሓለለ ዘካይዶ ዘሎ...
View Articleውህደት ደሞክራሲያዊት ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ
ውህደት ደሞክራሲያዊት ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ Coordinamento Eritrea Democratica ዕለት 08/06/16 ኣገዳሲ መግለጺ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ካብ ዕለት ናብ ዕለት ናብ ዝኸፍአ ይኸይድ ኣሎ። ናይዚ ኩሉ ጠንቂ ከኣ ብሓደ ሰብ ዝቖመ ስርዓት ዝወለዶ ኢዩ። እዚ ስርዓት’ዚ ዘገድሶ ነታ ሒዝዋ ዘሎ...
View Articleህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ንግዳያት ማእከላይ ባሕሪ ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ
ሰነ 9፡ 2016 ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ልዕሊ ኩሉ፡ ንወለድን ምሉእ ቤተ-ሰብ ግዳያት ማእከላይ ባሕሪ- ፡ ናይ ኩቱር ሓዘንኩም ብጽኑዕ ተኻፋላይ ምዃና ንገልጽ። ተኻታታሊን ቀጻልን ኮይኑ ጸኒሑ ዘሎ ሓዘንኩምን እህህታኹምን ዝዓርፈሉን ብሰላም ትድበሱሉን ኩነታት ክኽሰት፡ ብሓሳብን...
View Articleመግለጺ ሓዘን ፣ ጃምማዊ ቅዝፈት ኤርትራውያን።
ሞት ኤርትራውያን ደው ክብል… ኣምባሳደራት ኤርትራ ሓላፍነቶም ክስከሙ፥ ደለይቲ ፍትሒ`ውን ብሓባር ክሠርሑ ይግባኦም!!! ኣብ`ዘን ዝሓለፋ ሒደት መዓልታት፥ ብግምት ካብ 500 ክሳብ 1000 ዝኾኑ ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ሃሊቖም፡ ዝብል ዜሕዝን ዜናታት ንሰምዕ ኣለና። ቅድሚ ኹሉ ነዞም ሕጂ ዝሃለቑ ኣሕዋትናን...
View Articleገለ ጭላፋት ካብ መጽሓፍ ጥፍሒ ጽቡቕ ተስፋ!
የማነ ፍሻለ ዑቕባ ግንባር ሓቲቱ፡ 12.06.16፡ ህበይሲ ምስ ድሕረ-ባይታኣ ኣዕብዩ ኣብ ዘርእያ መስተያት ምስ ትቐርብ፡ ንነፍሲ-ወከፍ ናይ ባዕላ ምንቅስቓን ውቃበን እናረኣየት “ከምዚኣ ዓይነት እኪትን ክፍእትን ፍጥረትከ ኣላ ድያ” ኢላ’ያ ትዕዘም። ኮምሽን ምጽራይ ገበናት ከም ደብዛዝ መስትያት ንየማነ ህበይ ከፊላዊ...
View Articleዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ለስተር ንዕለት 18 ሰነ 2016 ካብ ሰዓት 3:00 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 7:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ...
View Articleካልኣይ መጸዋዕታን ኣገዳሲ ሓበሬታን ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቭ ን23 ሰኔ 2016 (ስዊዝ)
ክቡራትን ደለይቲ ለዉጥን ተቓለስትን ኤርትራውያን ከም ዝፍለጥ፡ ኣብ ዓለም መዳርግቲ ዘይርከቦ መስዋእቲ ተኸፊልዋ፡ ቅድሚ 25 ዓመት ዝተጉዋናጸፈት ሃገርና ኤርትራ፡ ነቲ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ መዝሚዞም፡ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ብዝሓኾሩ ‘መራሕቲ’፡ ተጠሊማ፡ እቶም ውልቀመለኽቲ ደቐይ ኢሉ ዝሓቖፎም ህዝቢ፡ ደም የንብዕዎ...
View Articleጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ
ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብሰንኪ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ኣዕናዊ ፖሊስታቱ መዓልቲ መዓልቲ ናብ ስደት ዝውሕዝ ዘሎ ህዝብና እናወሰኸ ደኣ እምባር እንዳነከየ ይኸይድ ዘይምህላው ሓደ መርኣያ ናይ ምብትታን ተርእዮ...
View Article