ዋርሳይ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ሽግ ሓርነት ወሊዑ ተደናጊሩ ድዩ ወይስ ሰዲዑ
ዋርሳይ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ሽግ ሓርነት ወሊዑ ተደናጊሩ ድዩ ወይስ ሰዲዑ ህዝቢ ኤርትራ፡ ፖለቲካዊ መርገጺኡ ብዘየገድስ፡ በብዝመሰሎ ንመበል 25 ዓመት ናይ ናጽነቱ መዓልቲ፡ ብክብ ዝበለ ድምቀት ዘኪሩዋ ውዒሉ። ገለ ነቲ ቅድሚ 25 ዓመታት...
View Articleንሕና ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንመልእኽቲ ስንኩላን ብጾት ደገፍና ንገልጽ!
ንሕና ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር፣ ነቲ ብሓርበኛታት ስንኩላን ተጋደልቲ ዝተዘርግሐ፣ ሕልና ዝቕስቅስ ነቐፌታ ሓዘል ረዚን መልእኽቲ፣ ታሪኻውን እዋናውን ምዃኑ ከም እንኣምንን ከም እንድግፍን ዝገልጽ መልእኽትና ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ነመሓላልፍን ንድሕነት ሃገርና...
View Articleህዝቢ ኤርትራን ሕጋውነቱን፡
23.06.16፡ ከምዝመስለኒ፡ እንሆ ኣብ ታሪኽና ካብ ዝተሰነደ ሎሚ’ውን ን5ይ ግዜ ናብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንቐርብ እነና። ህዝቢ ኤርትራ ብዝውንኖ ሓይልን ሕጋውነትን ዝተፈልጠ ምዃኑ እቶም ክብሉዎ ዘይደልዩ ከይተረፈ ይኣምኑሉ ኢዮም ። ሓያል ኢዩ፡ ምኽንያቱ ብዘይ ናጻነት ክነብር ስለዘይ ደሊ። ሕጋዊ ኢዩ፡ ምኽንያቱ...
View Articleሓቅን ሓሶትን፣ ግንባር ንግንባር!!
ብገዛኢ ኪዳነ ከምቲ ወለድና ዝምስልዎ ኢዩ፣ ሓሶትን ስንቅን እናሓደረ ይፈኩስ ከም ዝብሃል፣ ጃንዳ ህግደፍ ዋላ’ኳ ከም’ቲ ባዕልዕም ዝብልዎ ተቓወምቲ ኢና ዝብሉ ኢትዮጵያውያን ሓዊሶም ኣብ ጀነቭ ሰልፊ ኣካይድና እንተበሉ፣ ሓሶቶም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዓለም ዝያዳ ካዕቢቱ ኢዩ ተራእዩ። ብዕለት 23 06 2016 ብደለይቲ...
View Articleኣደይ ኣደ ቁንጺ፡
ኣደይ ኣደ ቁንጺ፡ . . . . .! 29.06.16፡ በዚ ናይ ጀነቫ ናዕቢ ዝፈጠሮ ኢዩ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ካብዛ ዕድመኡ ሙሉእ ዝበለየላ ሃገር ዘውጽኦ ድርኺት ትእዛ ዝ ሕ/ሃገራት እንተመጺእዎ ብሂወቱ ክሓልፈላ’ምበር ከዲዕዋ ክኸይድ ወይ ካብኣ ትሓይሽ በዓቲ ስለዘይረክብ ክብዕዳ ስ ለዘይደሊ፡ ንሕልፈቱ ተዳልዩላ...
View Articleለውጢ ኣእምሮ
ምእንቲ ሰላምን፥ ዲሞክራስን፥ ማዕርነትን ህዝቢ ዝቃለስ ፥ ጉጅለ ይኹን ውልቀ ሰብ፡ ነዞም ኣምራት እዚኣቶም ናብ ካልኦት ንምምጻእ ቅድሚ ምብጋሱ ምስ ገዛእ ርእሱን ቀረብቱን ነቲ ናብራ ሰላምን ዲሞክራስን ከምኡውን ማዕረነት ዝብላ ኣምራት ብሓሳብ /theory/ ጥራይ ዘይኮነስ ብተግባር ዝነብረሉ ምዃኑ ከረጋግጽ...
View Articleትኪ ኣብ ጀነቫ መጋርያ ኣብ ኤርትራ
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝሓለፈ 25 ዓመታት ንንብዓትን ስቃይን ህዝቢ ኤርትራ ዕሽሽ ብምባል ቃሕ ዝበሎ ክፍጽም ከምዝጸንሐን፡ ብሰንኩ፡ ኤርትራ መንግስቲ ኣልቦ ኮይና ውሑዳትን ዓመጽትን ዝዕንድሩላ ዝበዝሐ ህዝቢ ድማ ኣፉ ተዓቢሱ ክነብር ወይ ናብ ስደት ከምርሕ ተገዲዱ። ስርዓት ኢሳያስ እታ ዘይትምሕር መሾንቆቛ ገመድ ኣብ...
View Articleውዕሎ ጀነቫ ዘነጸሮ ፖለቲካዊ ሃጓፍ
ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 07/07/2016 ህዝቢ ኤርትራ ብሀራዊ፡ ሃይማኖታዊ ይኹን ከባቢያዊ ድሕረ ባይትኡ ብዘየገድስ፡ ምሉእ ብምሉእ ብሓደ ድምጺ ንለውጢ ተበጊሱ ከም ዘሎ፡ 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ጀነቫ፡ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ቅድሚኡ`ውን ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተገብረ...
View Articleቅልዕቲ መልእኽቲ ንቀለታ ኪዳነን ደቂ-መዛምርቱን –ዕድሜስ አይምህርንዶ? ነጸላ ጻዕዶ ወራዙት!!!
ዕድሜ ብርግጽ ጸጋ ካብ ፈጣሪ እዩ፣ ብዕድሜኦምን ብተሞክሮኦምን ዘይማሃሩ፣ ንሓቅን ሓሶትን ዘየገናዝቡ፣ ዝአጎድዎ ሓዊ ምስሓን ልምዲ ዘይብሎምን ኮብለልቲ ነጸላ ጻዕዶ ወራዙት ዘረባ ጥራሕ ግን መርገም እዩ ። ነዚ እዩ ኣቦታትና ፡ ክሳብ ሰብ ዝጸልአካ ዕድሜ ኣይሃብካ ዝብልዎ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ዉልቕ መላኺ፤...
View Articleኤርትራ ጸገም ዝቅልስ ብዕራይ እምበር ዝኹብኮባ ጥሪት ኣይስኣነትን
ኩልና ከምእንግንዘቦ፡ ወለድና ኣብ እዋን ቀውዒ ምህርቶም ንምሕፋስን ጥዑይ እኽሊ ካብ ሓሰርን ገለባን ንምፍላይን፡ ዝበዝሕ ግዜ መኽየዳ ኣብዑር’ዮም ዝጥቀሙ። እቲ እኽሊ ውሑድ እንተኾይኑ ድማ ብጉልበት ሰብ፡ ብዕርፊ ወይ ብዱላ ይዱግዶግ ማለት’ዩ። ኣብ እዋን መኽየዳ እኽሊ፡ ብዘይ ቀላሳይ ብዕራይ እቲ መኽየዳ ብግቡእ...
View Articleርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ: ምኽትል መራሕ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ሰልፈኛታቱን...
ሓምድ ቀጽሉ ፣ ካብ ወገናት ባጽዕ ንባርካ ተመሊሰ ካብኡ ከሰላ ኣቲየ ምስ ስዉእ ሳቤ ተራኽቤ ዳግም ንሜዳ ተመሊሰ ኣብተን ኣሃዱታት ተጸምበርኩ ። እዚ ድማ ብ1964 እዩ ነሩ ይብል ። መን እዩ እቲ ምስ ስዉእ ጣህር ሳልም ኮይኑ ዝላኣኸካ ዑስማን ኣደም ንዝብል ሕቶ ክምልሽ ከሎ ፡ […]
View Articleዋርሳይ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ሽግ ሓርነት ወሊዑ ተደናጊሩ ድዩ ወይስ ሰዲዑ
ዋርሳይ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ሽግ ሓርነት ወሊዑ ተደናጊሩ ድዩ ወይስ ሰዲዑ ህዝቢ ኤርትራ፡ ፖለቲካዊ መርገጺኡ ብዘየገድስ፡ በብዝመሰሎ ንመበል 25 ዓመት ናይ ናጽነቱ መዓልቲ፡ ብክብ ዝበለ ድምቀት ዘኪሩዋ ውዒሉ። ገለ ነቲ ቅድሚ 25 ዓመታት...
View Articleኣብ ደምበ-ተዋሕዶና ሕጂኸኣ “ብዕራይ-ወለደ” ዝዓይነቱ ተዋስኦ -?!
ንኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያንና ብዝምልከት፥ ብሃንደበት ሓድሽ-ንፋስ ክነፍስ ይስማዕ ኣሎ። እዚ ካብ ኣሥመራ ዝብገስ ዘሎኣውሎ ንፋስ’ዚ፥ ነቲ ኣብ ቤተ-ክርስቲያንና ዘሎ ህልው-ኩነታት ዘየንጸባርቕ ብምዃኑ፥ ክቕበሎ ዘይኮነስ ክሰምዖ ዝደሊ’ውን፥ ክርከብዝኽእል ኣይመስለናን። ከመይሲ “እዚ መንገድን ትኽ ኢሉ፥ እዚ...
View Articleዝብኢ ዓድና …….. !
ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ጉዳይ መቅርቦን ጓንነትን ንፍትሒ ይኹን በደል ብዝኾነ ይኹን መልክዑ ዝምልከቶም ጉዳይ ከምዘይኮነ ንዝኾነ ባህሪያዊ ሰብ ርዱእ`ዩ። ኣብ ባህሪያዊ ዘይኮነ ኣተዓባብያን ኣተሓሳስባን ግና ጉዳይ ወጽዓን ፍትሕን ምስ ወገንነት ተሓላሊኹ ስለ ዝእለም፤ ንምፍላዩ ዘጸግሞም ሰባት ይፍጠሩ`ዮሞ። እዚኦም ከኣ...
View Articleክወግሕ’ዩ፡ ቅድሚ ምውግሑ ዝነበረ ህሞት ግን ሓደራ…
ሎሚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓልፎ ዘሎ ማሕበረ ቁጠባዊ ሕመሳ፡ ሞትን ማእሰርትን ዜጋታት፡ ከምኡ’ውን ምብትታን ስድራቤታት፡ ኣብ ታሪኽና ተራእዩ ዘይፈልጥ ፈተነ’ዩ። እቲ ኣዝዩ ሓደገኛ ጉዳይ፡ ንኤርትራን ህዝባን ናብ ጎደና ጥፍኣትን ጸልማትን ዝወስድ ተግባራትን ስርዓት ህግደፍ ክኽወን እንከሎ እቲ ካልኣ ብድሆ ድማ፡ ኤርትራ...
View Articleኣይረሳዕናዮን፡ ከመይልናኸ ክንርስዖ!
ኣብ 2003 ኢያ ነይራ እዛ ኣብ ዩቱብ (Gedim Tegadalai Sium Woldemariam, Hzbawi Gnbar/ PFDJ) ኢልኩም ክትረኽቡዋ ትኽእሉ ናይ ተ/ይ ስዩም ወልደማርያም (ግሪፒ) ዓማሚት ምስሊ ኤርትራን ቃልሳን ትገልጽ ቃለ-መጠይቑ ዝተፈነወት። ትረኻ ግሪፒ ምስ ሓድሽ ዓላማ ህግደፍ ዝጻረር’ኳ እንተነበረ...
View Articleኣብ ናይ ሳንድየጎ ዝተኻየደ ኣኼባን ክትዕን ዝቐረባ ሓሳባትን ብኣሕጽሮት
(ብሃይለማርያም ተስፋይ ነሓሰ 7, 2016) ማሕበረኮም/ኮምዩኒቲ ኤርትራ፡ ብዙሓት ትካላት ማሕበረኮም ኤርትራ፣ ስድተኛታት ኣብ ክንዲ ጥዕንኦምን፡ ጉዳይ ኢሚግረሽንን፣ ትምህርትን፣ ስራሕን፣ ህዝበን ዘተኮረ ዝኸውን፣ ኣብ ናይ ጣዕሳ ፎርም መምልእን፣ 2% ቀረጽ መመዝመዝን፣ ንኣሽቱ ህግደፍ ምምልማልን፣ ስለላ ኣብ ልዕሊ...
View Articleንመሰረታዊ ለውጢ! ህዝባዊ ምንቅስቃስ ዝሰረቱ ዓለምለኻዊ መሪሕነት ንምረጽ!
ነዚ ናይ መሰረታት ምንቅስቃስ (Grassroots Movement) ዝሰረቱ፣ ዓለምለኻዊ መሪሕነት ንምምራጽ ዝተበገሰ ዓለምለኻዊ ተበግሶ፣ በቶም ኣበገስቲ፣ ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ፣ ኣብ ኣሰና ድሕሪ ዝተገብረ መጸዋዕታ’የ ተጸንቢረዮ። እዚ ከኣ ነቲ ኣብ ኤርትራውያን ተቓለስቲ ፍትሒ ዘሎ ናይ መሪሕነት ሃጓፍ...
View Article‘ንቁም በብህላወነ!’ ክሳብ መዓስ?
ሃብተማርያም ኣብራሃ ለንደን – ዓዲ እንግሊዝ 15 ነሓሰ 2016 ዝኸበርኩምን ዘፍቅረኩምን ህዝበይ ብጠቕላላ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ሓጺናዊ መስገደል ስርዓት ኢሰያስ ዘለኹም ህዝበይ፡ ኣብ...
View Articleዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ! (ዓለምለኻዊ ተበግሶ)
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ! (ዓለምለኻዊ ተበግሶ) መደብ ትግባረ ንምክያድ ምርጫታት ኣካባቢያዊ ባይቶ ነሓሰ 17፡ 2016 መለለዪ ቁ.፡ 08/2016/04/001 ተልእኾ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ፡- ቀንዲ ተልእኾ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ...
View Article