Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ውራይና ጓኖት ክዕጠቁሉ ኣይግባእን

$
0
0
ባርባራዊ ስርዓት ህግደፍ፡ እንተስ ብስሙር ቅልጽም ህዝቢ ኤርትራ እንተስ ኣብ ውሽጡ ብዝፍጠር ውድድር ስልጣን ወይ’ውን ብግዳማዊ ድፍኢት፡ ይንዋሕ ይሕጸር፡ ብሰላም ወይ ብጎንጺ ሓደ መዓልቲ ምልካዊ ምምሕዳሩ ከምዘኸትም ፍሉጥ’ዩ። ህግደፍ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ሓቐኛን ግናይን ባህርያቱ እናተኾልዐን ህዝባዊ ተቃውሞ እናሓየለን ይመጽእ ስለዘሎን ድማ፡ ንህላወኡ ክብል ዓቅሊ ጽበታውን ዘይልሙድን ተጻብኦታትን ሜላታትን … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130