ሎሚ ቕነ፡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘሎ ህዝብና ናይ ሓዘንን፡ ናይ ባህታን ስሚዒታት ተፈራሪቕዎ ይርከብ። እቲ ቀዳማይ፡ በቶም ኣማኢት ዝቑጸሩ ኣብ ሜዲተራንያን ዝጠሓሉ ደቁ፡ ኣሕዋቱ፡ ኣሓቱን፡ ወለዱን ኣዚዪ ጊሁ። በቲ ሓደ ወገን ከኣ፡ ንህዝብና ሞትን ሓዘንን ከም ዘይስዕሮ፡ ብኣንጻሩ እኳ ድኣ፡ ከይተሓለለ ዘካይዶ ዘሎ ፖለቲካዊ ቃልሲ፡ ንደመኛ ስርዓት ኢሰይያስን ሰዓብቱን፡ ኣብ … more
↧