ንነጻነትን ሓርነትን ተቓሊስካስ ንባርነት ኣሻሓት ኣሰዊእኻስ ዳግመ መስዋእትነት ደቅኻ ከፊልካስ ደቂ-ደቕኻ ንስደት ድሕሪ ሳላሳ ቃልሲ ንነጻነት ንርብዒ ዘመን መሰልካ ክዝመት ሃየ ድኣ ተላዓል ዓይንኻ ከይዕመት። ቀዳሞትስ ብፖለቲካ ንነጻነት ሞጊቶም ዳሕሮዎት ካኣ ተቓሊሶም ነጻነት ኣምጺኦም ዝተርፉ እውን ፈልሲ ሓርነት መስሪቶም መንእሰይ ግደኻ ብዓወት ሓርነት ክትድብሶም መክቶም ንዓመጽቲ ክጠፍኡ ብሱሮም … more
↧